@onedey125: ✍️ገለ ሰባት ተቐይረ ኢሎም ናብ ህይወትካ ክምለሱ ይፍትኑ ። ንዝተወሰነ ግዜ ጽቡቕ ጌሮም ክዛረቡን ዝተፈላለየ ተግባር ክገብሩን ይኽእሉእዮም። ኩሉ ሰብ ግን ብሓቂ ብውሽጡ ኣይቅየርን እዩ። ✍️ ልክዕ ከምቲ ተመን ቆርበቱ ምስ ዝቅይር ግን ከኣ ተመን ኮይኑ ዝጸንሕ፡ ገለ ሰባት እውን ተመሳሳሊ ባህሪ ይሕዙ። ✍️ሓደ ሰብ እንተጎዲኡካ፡ ንእምነትካ ጠሊሙ፡ ወይ ድማ ደጋጊሙ ጎዳኢ ባህሪ እንተ ኣርእዩ፡ ቅድሚ ካልእ ዕድል ምሃብካ ክትጥንቀቕ ይግባእ። ይቕረ ምባል ጽቡቕ እዩ፡ ምትእምማን ግን ከተቋርፆ ፣ ካብ ሂወትካ ክተወግዶ ኣለካ። ሰላምካን ነብሰ-ክብሪካን ሓልው። ንገለ ሰባት ዳግማይ ናብ ህይወትካ ክምለሱ ቅድሚ ምፍቃድካ ብጥበብ ሕሰብ። ሓጋዚ ኮይኑ እንተረኺብክሞ like,share and follow ምግባር !ኣይትረስዑ ደቂ ሪመይ #TigrayTickTok TigrayTickTok #tigrignatiktok💊💊💊 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha

𝕠𝕟𝕖 𝕕𝕖𝕪
𝕠𝕟𝕖 𝕕𝕖𝕪
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 17 May 2026 10:36:10 GMT
6140
82
3
11

Music

Download

Comments

meramera4854
meramera4854 :
yes🥰🥰🥰
2026-05-24 19:04:50
0
kusu.kusu62
ተመሰገን ኣምላክ :
👌👌👌👌👌👌🥰🥰🥰
2026-05-17 21:54:12
0
kelu805
chekan 🤟👊👈 :
🙏🙏🙏
2026-06-09 19:52:53
0
To see more videos from user @onedey125, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About