@abebaabeba121: ጠንካራ ጓል ኣንስተይቲ ማለት ጸገማት ዘየጋጥማ ማለት ኣይኮነን።የግዳስ ፀገማት ኣብ ዘጋጥምዋ እዋን ተስፋ ከይቆረጸት ካብቲ ዝወደቀቶ ተንሲኣ ጉዕዞኣ ዝቀፀለት እያ። ሕሰም ናብ ጥበብ፣ፈተና ድማ ናብ ብርተዐ ክትቅይሮ ትኽእል፣መንነታን ክብርታታን ትፈልጥ እያ።ሰባት ስለ ዝነኣድዋ ጥራይ ዘይኮነስ ንሳ ባዕላ ንርእሳ ስለ እትኣምናን ስለ እትኽብራን ብርቱዕ ይኸውን። ድኹም ጎንታታ ተለልዮም እያ ነቲ ንምምሕያሽ ድማ ትሰርሕ።ጠንካራ ጓል ኣንስተይቲ ንሎሚ ጥራይ ዘይኮነስ ንጽባሕ እውን ትጥምት። ንባዕላን ንስድራቤታን ዝኸውን ዕላማ ኣለዋ።ኣብ ናይ ህይወት ውሳነታታ ለባምነትን ዓቅልን ተቐድም።🫰🏾👸💜
𝕙𝕠𝕡𝕖💜
Region: SA
Sunday 17 May 2026 14:18:57 GMT
Music
Download
Comments
ጉዕዘኺ ናበይ እዩ ነብሰይ :
ብሓቂ🥰
2026-05-19 17:00:37
4
ሊሊ ነኝ የሃፊ ታናሽ 👸🦋 :
ያ።🥰
2026-05-18 01:11:55
1
gal dngl maryam adey 🙏 🙏 🙏 :
yaeh right ✅️🥰🥰🥰🥰
2026-05-20 08:52:28
0
Titi Tukue :
Right 👍🥰🥰🥰
2026-05-19 12:35:06
0
ዉ𝕟𝕖ይ 𝑚ስ 𝙙𝙚ቅ𝙣𝙚ይ💦🦋 :
🥺🥰
2026-05-17 20:08:33
1
ብቀትሩ😭💔 ፀልምትኒ 🖤ማዓረይ በዲለካ ድየ :
።😥😥
2026-05-20 04:51:27
0
alem xewar :
true 🥰🥰🥰
2026-05-20 06:35:14
0
አብ ልበይ አሎ ምስልኻ💔😥 :
ብሓቂ አቢተይ🥰
2026-05-17 20:20:54
1
hadush :
yese
2026-05-26 15:03:17
0
Lwam Lwam :
ያ።
2026-05-19 02:31:39
1
ከም ሸመይ :
ብሓቂ❤️
2026-05-20 09:09:46
0
ተመስገን ፈጣሪ :
ብሓቂ 👌👌🥰🥰
2026-05-22 16:27:15
0
𝐌𝐚𝐠𝐢💫(𝟐𝟏እናቴ☦️🙏) :
ብሓቂ 🙏
2026-05-19 20:12:27
0
shewit :
🥰🥰🥰🥰ብሓቂ
2026-05-18 12:01:47
1
ነቡ ጓል ሃይሉሽ :
ያ።🥰🥰🥰
2026-05-18 00:12:19
1
H⃠ዊቾ ፈታዊት ደቅናኣ🫶❤️🩹 :
።😘
2026-05-18 13:14:22
0
ዕባይ ከረን ደዳሕ❤❤ :
ብሓቂ🥰🥰🥰
2026-05-21 13:09:15
0
ኣብ ስቅታ ሰላም ኣሎ🥰🦋🤗 :
ያ።
2026-05-19 02:16:05
0
ኣቢ💥😘 :
ብሓቂ😘😘😘😘
2026-05-18 18:02:51
0
𝐐𝐮𝐞𝐞𝐧🕊️ :
ኣቡሸይ🥰
2026-05-18 18:26:18
0
✨"ሜላተይ💕🫵🏻 :
yes🥺🥰
2026-05-18 21:58:28
0
𝙛𝙖𝙣𝙖👸🎀 𝙛𝙖𝙣𝙖🇮🇩 :
ያ።💙❤️
2026-06-04 12:44:55
0
ግርማዊት ዘ-ተዋህዶ✝️♥️ :
𝑦𝑒𝑠👌💚
2026-05-19 00:27:09
0
Mamayey Alemey :
nay bhaqi hafitey 🥰🥰🥰
2026-05-18 14:21:29
0
To see more videos from user @abebaabeba121, please go to the Tikwm
homepage.