@chhaichhorng: Phos mun kru dk phone🙂#foryou #fyppppppppppppppppppppppp #វិទ្យាល័យក្រឡាញ់

chhorng🥷🏻
chhorng🥷🏻
Open In TikTok:
Region: KH
Tuesday 19 May 2026 09:25:50 GMT
2162
513
22
5

Music

Download

Comments

17may15
Soupich_ស៊ូពេជ្រ :
Steav yk steav yk
2026-05-19 09:48:08
0
za620138
@🫐 :
😭
2026-05-21 02:14:10
0
jeenoun0
Noun :
💗💗💗
2026-05-20 07:53:28
0
eii_neat0
Eav SaouyNeath :
❤️
2026-05-20 06:43:47
0
juzzy9972
Juzzy :
🥰🥰
2026-05-19 14:41:15
0
nono641193
♡ :
🥺❤️
2026-05-20 05:25:59
0
s.kh020
KHIN 🫶🏻🩷 :
❤️❤️❤️
2026-05-21 06:03:44
0
ounya3664
Žä❤️😘 :
🥰🥰🥰
2026-05-19 21:19:36
0
mak.sa.ra11
Jing 🥹🎀 :
🥺
2026-05-19 16:24:41
0
masdmasd48
Ten❤️‍🩹 :
🥰🥰🥰
2026-05-19 09:45:36
0
sreynrrnoo9
ចង់បាន ប្ដីទាហ៊ាន :
😁😁😁😂
2026-05-28 13:59:46
0
paker327492
🕷️ :
😂😂😂
2026-05-30 09:51:15
0
To see more videos from user @chhaichhorng, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ካብዚኦም ወላ ሓደ ኣይተሰውአን ኩላ ኣብ ደጀን-ተሓቢኣ ኔራ፣ ገሊኣ ንፖርትሱዳን ከይዳ ብቋሩራ ምስ ኣዲኦም ሰናይ ሰመን ዝበለጸ እዋን የሕሊፎም። ናብ ገድሊ ዝኸዱሉ ምኽንያት ርዱእ ኢዩ 1ይ ወላዲኦም ካብቶም ዝተረፉ ናይ ሃይለስላሰ መቕርብ ስለዝነበረ፣ ነቲ ሰለሙናዊ ሓረግ ዘለዎ ሰበስልጣን ዝቖማምጥ ዝነበረ መንግስቱ ከይጽህዮም። ²ይ ሓዎም ኣብ በረኻ ስለዝነበረ ክዕቆቡ  ንበረኻ ከይዶም፣ ኣብ በረኻ ከኣ ኣዝዩ ውሑስ ቦታ ተዳልይሎም!! ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ካብ ኩሉ ቦታታት ካብ ክፍሊሕክምና፣ ካብ ሚኒስትሪ ዜና ካብ ኩሉ ሰባት ዝውሰዱሉ ጸቢብ እዋናት ኔሩ ኢዩ። *ናይ ኲናት ስንኩላን ጥራይ ኣብ ድሕረግንባር ብረት ሂብካ ዝግደፍ እዋናት ኔሩዩ። እዞም ገዛ ኣይምልከቶምን፣ ግደፍ ኩሎም ኢሳይያስ ሓዎም ውን ኣብቲ ናይ ኲናት ቦታን ታሪኽን ተራ ኣይነበሮን። ስድራቤታት ግን 4ተ 5ተ 6ተ 7ተ ኣሰዊአን ኢየን። ኣብዚ ግዜ ተጸቒጦም ዘሕልፍዎ ዝነበሩ ግን እዞም ገዛ ኢዮም! ጴጥሮስ ሰሎሞን ስብሓት ኤፍሬም መስፍን ሓጎስ ሃይለ ድሩዕ ዑቕበ ኣብራሃ ቫይናክ  ካሎኦት ብዙሓት ኣዘዝቲ የሕዋቶም ይኸፍሉ ኔሮም ኢዮም። መስዋእትን ጥይትን ኣብ ዘይትመጸሉ ቦታ ዝቕመጡ እንዳ ኣንድነታዊ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኢዩ። እዞም ገዛ ኣሰዊኦምሉ ዝፈልጡ ቃልሲ ንሃይለስላሰ ኣብ ዝተገብረ ቃልሲ ኣብ መንጎ ሓደስቲ መንእሰያት ደርግን-ኣረጊት ጃንሆይን ሓዉ ንኣፈወርዊ ኣብራሃም ኣብታ መድረኽ ብ'1974 ብመንግስቱ ተረ-ሺኑ፣ ምስቶም 60 ዝኾኑ ምኒስተራት። እዚ ዝዛረብ ዘሎ ሓው ኢሳይያስ፣ መጽሓፍ ጽሒፉ እታ መጽሓፍ ብስም ሰሎሞን ኣብራሃ ጽሒፍዋ፣ ናይ ብርዒ ፈይስቡክ ኔርዎ፣ ብስም እቲ ስዉእ ናይ ሃይለስላሰ ሓወቦኡ ጌሩ ይጽሕፍ ኔሩ። እዞም ገዛ ኣብ ኤርትራ ገዛ ገዛ ኣቲኻ ንዓታቶም ዝመስል ስድራ ኮነ ውልቀሰብ ዘይትረኽበሎም ቀጠ-ፍቲ ኢዮም። #ኣስመራ #Tigray #ኤርትራ #habeshatiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha

About