@msganaalemayeh: ናይ Facebook ገፅኩም ኣብ ምንታይ ኩነታት ኣሎ❓ኩሉ ብዛዕባ Facebook Monetization ዝምልከት ሓበሬታ ማለትውን 📍 ብዛዕባ Analytics ን ቀያሕቲ ምልክታትን 📍 ብዛዕባ ክፍሊትን (Payout) 📍 ብዛዕባ Weekly Progress 📍Profile health (ጥዕና ፕሮፋይልን)ከም ቃለይ መሰረት Analytics፣ Weekly Progress፣ Health Profile ዘለኩም ሕቶታት ኩሉ ዝምልስ፡ ብቪዲዮ ዝተደገፈ ዝርዝር ትምህርቲ ሒዘልኩም መፂአ ኣለኹ። እዚ ቪዲዮ ንኹሉ ካብfacebook ኣታዊ ንምርካብ ዝሰርሕ ሰብ ወሳንን ኣገዳስን ስለዝኾነ እዛ ቪዲዮ ዝረኣኹማ ኩለኹ ላይክና ሼር ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ሓደራ👌👍💬✍️ ክጥጠቕመኩምያ ኢለ ስለዝሰራሕኹዋ ድማ ዝተምሃርኩምላ ንእሽተይ ነገር ዋላ ትኹን ኣብ ቦታ ኮሜንት ፅሓፉለይ ከምዚኦም ዝበሉን ካልኦት ሓበሬታታት ብቐፃሊ ንምርካብ ፌስቡክ ማሕተራም ወዲ ገጠር/ ማሕተራም M ቁፅሪ 2 ፈለው ግበሩ #highlightseveryonefollowers #ትግራይ #ትግርኛ #መሃትራም #Tigrinya

@ማሕተራም ወዲ ገጠር
@ማሕተራም ወዲ ገጠር
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 19 May 2026 18:39:59 GMT
101450
3499
74
648

Music

Download

Comments

m1855597
ቲጂ👑👸 :
አረ ናተይ ፍላወር ምምላስ ኣቢኒ😥
2026-05-20 08:14:06
5
habeshawit990
à ዓጋማዊት☦️🦋💜 :
ኣካውንት ኣመላልኣ ኣርእየና
2026-05-20 03:18:32
7
fre75632
fre :
አረ ወድነይ ኣካውንቲ ምልአለይ❤️ተሓባበረና
2026-05-20 02:20:09
2
tageshi2023
ያልተኖረ ልጅነት ኣለቀ በስደት🥹👸 :
ዝሓወይ በጃካ ኣካውንቲ ምልኣለይ🥺
2026-05-19 23:22:16
4
hrmet10
Hope🌟🔥 :
ሃይሃይ🙏
2026-05-19 20:06:56
1
swgyuvf11
@ሕልፊ የራያዋ💚🍋🌾 :
ፎሎው አይቅበልይ ድበለናኸ 🥺🙏
2026-05-21 03:41:56
1
birhene.birhene
guraiy🔐💊 :
ወንድሜ እኔ አዲስ ጀማሪ ነኝ አካውንቲ ሙላልኝ 😳
2026-05-20 07:44:30
1
tomi.tomi381
ዝምተኛ ኣራዳ :
tenkiu
2026-06-11 18:37:46
0
messieletslove
mihert🙏❤444& 🦋🦋🦋 :
ወንድምየ ፈሎወር እንዴት እንደቀየረው ነገረኝ አይሰራም አለኝ 🙏
2026-05-20 09:24:31
1
fazlimaoloa
asli wedi bereka 🎯🔋 :
2026-05-20 06:28:40
1
user5361725332001
የጨርቆስ ልጅ :
10Q
2026-06-04 01:23:02
0
fiyori176
ኣብ ስደተይ💚 እግዚአብሄር እዩ ጓሳይየይ ✝️ :
ኣካውንት ኣመላልኣ ኣርእየና
2026-05-20 16:34:04
3
slamslam940
ሸዊት ራያ ሸፎንት አሎ እዩ :
🤝👍👍👍👍👍❤❤❤❤🌿🌿🌿2
2026-05-22 01:56:12
0
tfto.ado.seare
Seare Love♥❤👄🎈 :
ናተይ እውን ኩሉ ቀይሕ ኮይኑ
2026-05-19 22:28:42
0
girminog.a08
Girmino G.A 08 :
ንዘካፈልካና ሓበራዊ ሓበሬታታት የቐንየልና🥰🙏
2026-05-20 12:50:45
0
l..0537692719
Ljalem mola 0537692719 :
ኣረ ናተይ ኣይመፅን እዚ ፐርሰንታይል እዚ🥰
2026-05-20 14:44:47
0
ya.blockl
ዕYaል Block™🫳Lባ❤️‍🔥 :
ፎሎወር ከመይ ጌርካ ንሓደ ሰብ ትሸጠሉ መልሰለይ 🙏🙏🙏
2026-05-20 19:13:36
1
arsenal6560
ኣፅየ ማኛ 👏🌹👈👉ፎሎዉባ :
2026-05-23 23:51:11
0
kiya.kiya6383
ባዓልቲ ራያ ራዩማ🌹🌾 :
ናይ የብሉይ😂😂
2026-05-22 03:44:00
0
user121921274
ሜሪቾ እንደርታዊት🇮🇩👸 :
ፈለወይ ምውሳኽ ኣቢኒ ታይ እዩባ ፀገሙ🥺
2026-05-23 20:02:50
0
arsenal6560
ኣፅየ ማኛ 👏🌹👈👉ፎሎዉባ :
2026-05-23 23:54:29
0
arsenal6560
ኣፅየ ማኛ 👏🌹👈👉ፎሎዉባ :
2026-05-23 23:54:45
0
rahel1741
RAHEL :
🥰🥰🥰
2026-05-20 15:13:21
1
rakiy57
Rakity 👸 :
🙏🙏🙏
2026-05-20 18:56:11
1
tsega.gebremikal2
ሓፋር እየ❤️❤️❤️ :
❤️❤️❤️❤️❤️
2026-05-20 17:25:26
1
To see more videos from user @msganaalemayeh, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About