@renato_bradislao: Hoy Ganamos Barcelona #bsc #barcelonasc #copalibertadores #ecuador #fyp

Renato Bradislao
Renato Bradislao
Open In TikTok:
Region: EC
Thursday 21 May 2026 20:28:23 GMT
1270
20
3
0

Music

Download

Comments

To see more videos from user @renato_bradislao, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🔹 ኣብ ታሕሳስ 1996፡ ደኒስ ሮሲ $1,336,000 ዶላር ሎተሪ ተዓዊታ። እቲ ገንዘብ፡ ኣብ ዓመት 66,800 ዶላር ዝወሃባ ኰይኑ፡ ኣብ 20 ክፋላት እዩ ክወሃባ ተሓሲቡ። 🔹 ኣብቲ እዋን እቲ፡ ደኒስ ምስ ቶማስ ሮሲ ካብ እትምርዖ 25 ዓመት ገይራ ነይራ። 💍 ሎተሪ ምስ ተዓወተት ድሕሪ 11 መዓልቲ፡ፍትሕ ሓቲታ። 🔹 ደኒስ፡ ብዛዕባ እቲ ሎተሪ ከይነገረቶ እያ ክትፋታሕ ወሲና። 🤫 ኣብ እዋን ፍትሕ፡ ሕጊ ካሊፎርንያ ክልቲኦም መጻምድቲ ኵሉ ንብረቶምን ኣታዊታቶምን ምሉእ ብምሉእ ንቤት ፍርዲ ክነግሩ ይጠልብ ነይሩ። ደኒስ ግና ክትፋታሕ እንከላ፡ ነቲ ካብ ሎተሪ ዝረኸበቶ ዓወት ሓብኣቶ። 🔹 ደኒስ፡ ነቲ ዝረኸበቶ ዓወት ቶማስ ከይፈልጦ ብምባል ነቶም ካብ ኮሚሽን ሎተሪ ዝመጽእዋ ደብዳቤታት ናብ ናይ ኣድራሻ ኣዲኣ ክልእኹላ ሓተተቶም። 📬 ኣብ ቤት ፍርዲ ኩሉ ንብረታ ከተመዝግብ እንከላ፡ ብዛዕባ እዚ ሎተሪ ግና ነቲ ቤት ፍርዲ ሓቢኣትሉ። 📝 🔹 እቲ ፍትሕ ተዛዚሙ።  ቶማስ ድማ በዓልቲ ቤቱ ነበር ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዶላር ከም ዝተዓወተት እንዶ ኣይነበሮን። ደኒስ ድማ ንኣስታት ክልተ ዓመት ዓመታዊ ክፍሊት ሎተሪኣ ተቐበለት። 💵 🔹 ኣብ 1999፡ ሓንቲ ናይ ትካል ሎተሪ ንዴኒስ እቲ ዝተረፋ ክፍሊት ሎተሪ፡ ብርብሕ ዝበለ ገንዘብ ብምልኡ ክትሸጠሎም ደብዳበ ለኣኹላ። 📩 እቲ ሽግር ግና፡ እታ ደብዳበ ብጌጋ ናብ ኣድራሻ ብዓል ቤታ ነበር ቶማስ ተላኢኻ። 🔹 ቶማስ ነታ ደብዳበ ምስ ረኣያ ሰንበደ። 😳 ምስ ጠበቓኡ ተራኸቡ ድማ፣ ብዛዕባ እቲ ደኒስ ቅድሚ ፍትሕ ዝረኸበቶ ሎተሪ ክሲ መስረተላ። 🔹 እቲ ዳኛ፡ ደኒስ ኣብ እዋን ፍትሕ ኰነ ኢላ ዓወት ሎተሪ ከም ዝሓብአት ፈለጠ። ሕጊ ካሊፎርንያ፡ መጻምድቲ ኣብ እዋን ፍትሕ ኵሉ ንብረቶምን ገንዘቦምን ክገልጹ ዝጠልብ እዩ። ንብረት ኰነ ኢልካ ምሕባእ ድማ ከም ምትላል እዩ ዝቍጸር። 🔹 ከም መቕጻዕቲ ⚠️ ዳኛ እቲ ዝተረፈ ክፍሊት ሎተሪ 100% ንቶማስ ክወሃብ ወሰነ። 💰 ደኒስ ብሰንኪ ስስዐኣ እተን ተሪፈን ዝነበራ ገንዘብ ስኢናተን። 🔹 ደኒስ፡
🔹 ኣብ ታሕሳስ 1996፡ ደኒስ ሮሲ $1,336,000 ዶላር ሎተሪ ተዓዊታ። እቲ ገንዘብ፡ ኣብ ዓመት 66,800 ዶላር ዝወሃባ ኰይኑ፡ ኣብ 20 ክፋላት እዩ ክወሃባ ተሓሲቡ። 🔹 ኣብቲ እዋን እቲ፡ ደኒስ ምስ ቶማስ ሮሲ ካብ እትምርዖ 25 ዓመት ገይራ ነይራ። 💍 ሎተሪ ምስ ተዓወተት ድሕሪ 11 መዓልቲ፡ፍትሕ ሓቲታ። 🔹 ደኒስ፡ ብዛዕባ እቲ ሎተሪ ከይነገረቶ እያ ክትፋታሕ ወሲና። 🤫 ኣብ እዋን ፍትሕ፡ ሕጊ ካሊፎርንያ ክልቲኦም መጻምድቲ ኵሉ ንብረቶምን ኣታዊታቶምን ምሉእ ብምሉእ ንቤት ፍርዲ ክነግሩ ይጠልብ ነይሩ። ደኒስ ግና ክትፋታሕ እንከላ፡ ነቲ ካብ ሎተሪ ዝረኸበቶ ዓወት ሓብኣቶ። 🔹 ደኒስ፡ ነቲ ዝረኸበቶ ዓወት ቶማስ ከይፈልጦ ብምባል ነቶም ካብ ኮሚሽን ሎተሪ ዝመጽእዋ ደብዳቤታት ናብ ናይ ኣድራሻ ኣዲኣ ክልእኹላ ሓተተቶም። 📬 ኣብ ቤት ፍርዲ ኩሉ ንብረታ ከተመዝግብ እንከላ፡ ብዛዕባ እዚ ሎተሪ ግና ነቲ ቤት ፍርዲ ሓቢኣትሉ። 📝 🔹 እቲ ፍትሕ ተዛዚሙ። ቶማስ ድማ በዓልቲ ቤቱ ነበር ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዶላር ከም ዝተዓወተት እንዶ ኣይነበሮን። ደኒስ ድማ ንኣስታት ክልተ ዓመት ዓመታዊ ክፍሊት ሎተሪኣ ተቐበለት። 💵 🔹 ኣብ 1999፡ ሓንቲ ናይ ትካል ሎተሪ ንዴኒስ እቲ ዝተረፋ ክፍሊት ሎተሪ፡ ብርብሕ ዝበለ ገንዘብ ብምልኡ ክትሸጠሎም ደብዳበ ለኣኹላ። 📩 እቲ ሽግር ግና፡ እታ ደብዳበ ብጌጋ ናብ ኣድራሻ ብዓል ቤታ ነበር ቶማስ ተላኢኻ። 🔹 ቶማስ ነታ ደብዳበ ምስ ረኣያ ሰንበደ። 😳 ምስ ጠበቓኡ ተራኸቡ ድማ፣ ብዛዕባ እቲ ደኒስ ቅድሚ ፍትሕ ዝረኸበቶ ሎተሪ ክሲ መስረተላ። 🔹 እቲ ዳኛ፡ ደኒስ ኣብ እዋን ፍትሕ ኰነ ኢላ ዓወት ሎተሪ ከም ዝሓብአት ፈለጠ። ሕጊ ካሊፎርንያ፡ መጻምድቲ ኣብ እዋን ፍትሕ ኵሉ ንብረቶምን ገንዘቦምን ክገልጹ ዝጠልብ እዩ። ንብረት ኰነ ኢልካ ምሕባእ ድማ ከም ምትላል እዩ ዝቍጸር። 🔹 ከም መቕጻዕቲ ⚠️ ዳኛ እቲ ዝተረፈ ክፍሊት ሎተሪ 100% ንቶማስ ክወሃብ ወሰነ። 💰 ደኒስ ብሰንኪ ስስዐኣ እተን ተሪፈን ዝነበራ ገንዘብ ስኢናተን። 🔹 ደኒስ፡ "ይግባይ!" እኳ እንተበት፡ ቤት ፍርዲ ግና ነቲ ዝሃቦ ውሳነ ኣይቀየሮን። ቶማስ፡ ዘይተሓስበ ሽሻይ ፈጢርሉ፡ ነቲ ዝተረፈ ሽልማት ዓመታዊ በብ $68,000 ወሲድዎ ። 🔹 ጠበቓ ደኒስ፡ እቶም መጻምድቲ ምስ ተፈላልዮም እዮም ተዓዊታቶ ኢሉ እኳ እንተመጐተ፡ ግና ኣይሰለጦን። 🔹 እዚ ጉዳይ ሓደ ካብቶም ኣብ ካሊፎርንያ እተራእዩ ፍሉያት ጉዳያት ፍትሕ ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ። ⚖️ ጠበቓታት ክሳዕ ሕጂ፡ ኣብ እዋን ፍትሕ ንብረት ምሕባእ ከቢድ ሕጋዊ ሳዕቤን ከም ዘለዎ ከም መዘኻኸሪ ይጥቐምሉ ኣለዉ። #fyppppppppppppppppppppppp #tiktokviral #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ኣይርደኣናንዩ_እምበር_ክንፋቶ_መዓት_ኢና

About