@devagere0: ሓንቲ ዛንታ ኽነግረኹም ሓደ ሰብኣይ ወዲ 80 ዓመት ነበረ ሰብኣይ ብፅኑዕ ይሓምም እሞ ቤተሰቡ ተሰብሲቦም ናብ ሕኽምና ንውሰዶ ተባሂሎም ይማኸሩ ብድሕሪዚ እዚ ሰብኣይ ቀጥታ ናብ ሕኽምና ንውሰዶ ተባሂሎም ይማኸሩ ናብ ሕኽምና ድማ ወሰድዎ ብድሕሪዚ ዶኽተር ምርመርኡ ምስ ወደአ ናይ ምስትንፋስ ችግር ስለ ዘለዎ ኦኽስጅን ንሓደሰዓት ኽጥቀም ኣለዎ ይብሎም 'ሞ ዋጋ እዚ ኦኽስጅን ግን 1000,000 millon እዩ ይብሎም ብድሕሪዚ እዞም ሰባት ችግር የብሉን ኣድሕነልና ብቻ ይብልዎ እሺ ኢሉ ነዚ ሰብኣይ ኦኽስጅኑ ሃቦሞ ደሓነ ብድሕሪዚ ሰብኣይ በኸየ ሓዘነ እንታይ ትኾን ኣለኻ እዚ ቅርሺኾ ተኸፊሉ እዩ ኢሎም ጠየቅዎሞ ንሱ ድማ ኣነ ስለ ቅርሺ ልዕሊኡ ዝኸፍል ዓቅሚ ኣለኒ በሎም ኣነግን እዚ ዶኽተር ን ሓደ ሰዓት 1000.000millon ኢሉኒ ፈጣሪ ነዚ 80ዓመት በዚ እንተዝ ፅብፅበለይ ኽንደይኮን ኽከፍል ይነብር ኢለ ኢየ በሎም ስለዚ ኣብኢድና ዘሎ ሃፍቲ ፈሊጥና ተመስገንን ንበል ኣሕዋተይ ስለመ እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኹን የቀንየለይ🙏🙏🙏
deva gere
Region: ET
Monday 25 May 2026 04:09:56 GMT
Music
Download
Comments
Lidia Alazar :
Temesgen fetary selety kulunerger& selety zeiwedae mihretkan🙏🙏🙏
2026-05-31 10:36:18
1
ነገን የተሻለ ይሆናል :
oww amazing 🙏🙏
2026-05-30 10:23:49
1
𝓽𝓮𝓭𝓲 𝓽𝓮𝓭𝓲 :
nay bhaki 🙏
2026-06-20 20:41:00
0
Shemah décor :
temwsgen 🙏🙏🙏
2026-05-27 15:59:03
1
ውቅያኖስ እዩ ዓቅለይ :
ok
2026-05-26 03:37:41
1
tekcho 🇲🇨🇲🇨👑 :
amien 🙏🙏🙏
2026-05-25 21:04:46
1
wedi qertseqemte :
nay bahaqi
2026-05-31 15:40:44
1
haben ge 1221 :
amen🙏🙏🙏
2026-05-25 12:39:29
1
mengstu :
ኣሜን🙏🙏🙏
2026-05-25 09:58:23
1
Yafet Haylish :
amen
2026-05-28 14:06:49
1
ashenafi hagos :
ኤሜን🥰🥰🥰🥰
2026-05-25 15:09:07
1
dani wedi egela :
amen 🙏🙏🙏
2026-05-28 20:20:56
1
ጉዞ ከእጫ ወደ ምርጫ :
ኣሜን✌️✌️✌️
2026-05-27 14:09:50
1
mayko✌️✌️ :
ኣሜን
2026-05-25 19:54:32
1
Yosef Yibrah :
Amen🙏🙏🙏
2026-05-26 11:00:22
1
@, Kebi, man,✌ :
Amen Amen@🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-05-30 10:08:38
1
mar one 🔐🔱 :
amen ❤️🙏🙏🙏❤️
2026-05-27 08:16:55
1
ZIDU❤Gal❤Shire :
amen🙏🙏🙏
2026-05-28 05:23:19
1
usa b.r.e@ :
አሜን ተመስገን👌👌👌👌
2026-05-26 05:31:03
1
user4289859151494 :
Temesgen Amlakey❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-05-25 13:36:33
4
tsegay :
መሃሪት ዛንታ ብሓቂ ብሓቂ ብሓቂ🙏🙏🙏🙏🥰🥰
2026-05-27 06:24:02
1
Bini wedi Eri 🇪🇷💋✔️ :
Ya naybhaqi btaimi mharit zanta eya Temesgennn🙏🙏🙏🙏🙏
2026-05-28 07:02:26
2
4G 😎😎 :
wow great idea continued ❤❤
2026-05-28 12:47:03
0
asu wembertawit :
እግዚብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር👏👏👏🥰🥰🥰
2026-05-25 18:42:23
1
23 ኣባቴ :
ተመስገን ኣምላኸይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-05-25 20:30:10
1
To see more videos from user @devagere0, please go to the Tikwm
homepage.