@etyyuufddd: #ድሕሪ_ፅባሕ_ረቡዕ_ዒድ_ናይ_ኣስላም_እዩ 🩵 #እዙይ_ኣንብብዎ🩵 ኣብዚ ዒድ ማዓልቲ ዝሓርድዎ ሕሩድ ሰጋ ካብ ናይኩሉ ጊዜ ፍልይ ዝበለ እዩ። ፍልይ ዘብሎ ድማ እቲ ፅባሕ ዝሕረድ ነቲ ዘምልክዎ ኣላህ ወይ ድማ ኣምላክና ዝብልዎ ዘቅርብሉ መስዋእቲ እዩ። ከምቲ ንሕና ፈሲካ፤መስቀል፤ዮውሃንስ፤ወዘተ ዘኣመሰሉ ሃይማኖታዊ በዓልት እነቅርቦም መስዋእቲ ሕሩድ ልክዕ ከምኡ እዝያቶም ድማ መስዋእቲ ነቲ ዘምልክዎ ኣምላኮም እዮም ዘቅሩብ። ሰለዚ ኣፍቲ መስዋእቲ ምሳኣቶም ተካፈልቲ ከይንከውን ንጠንቀቅ። እግዚአብሔር ድማ ካፍቲ መስዋእቲ ኢሎም ዘቅረብዎ ክንበልዕ ከምዘይብና ብቁዱስ ሃወርያ ጳውሎስ ገይሩ ብፅኑዕ ኣዚዙና ኣሎ። 1ይ_ቆረንቶስ_10፤20_22 ኣይፋልኩምን፡ ኣህዛብ ዚስውእዎ ነጋንንቲ እዩ እምበር፡ ንኣምላኽ ኣይኰነን። ምስ ኣጋንንቲ ሕብረት ኪህልወኩም ኣይፈቱን እየ። ጽዋእ ጐይታን ጽዋእ ኣጋንንትን ክትሰትዩ ኣይከኣለኩምን፡ ካብ መኣዲ ጐይታን ካብ መኣዲ ኣጋንንትን ክትምቀሉውን ኣይከኣለኩምን እዩ። ወይስ ንጐይታ ምእንቲ ኸነቕንኦ ዲና፧ ካብኡዶ ንሕና ንብርትዕ፧ ይብለና። ኣሕዋተይ እንተበላዕና ኣይንውስክ፤ እንተዘይ በላዕና ኣይንቅንስ ሰለዚ ኣሕዋተ ነዛ ፅሑፍ ክተንብቡ ዕድል ዝረከብኩም ካብዚ ንጣኦት ዝተሰወአ ከይትበልዑ። በዚ ሓላፊ ብልዒ ክንብል ንጎይታ ኣይነሕዝኖ እታ ንሕና እንባርኻ ናይ በረኸት ጽዋእ ምስ ደም ክርስቶስ ሕብረት ዘለዋ ዶ ኣይኰነትን፧ እታ እንቘርሳ እንጌራስ ምስ ስጋ ክርስቶስ ሕብረት ዘለዋዶ ኣይኰነትን፧ ሰለዚ ፅዋእ ጎይታን ፅዋእ ኣጋንትን ክነሓውሶ ኣይግበአናን እዩ። 𝐑✍️ #fypシ゚ #viral_video #fypシ゚viral🖤tiktok

𝐑𝐀𝐤𝐢❤️🔐
𝐑𝐀𝐤𝐢❤️🔐
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 26 May 2026 20:46:32 GMT
76291
1637
266
373

Music

Download

Comments

me16211927
ኣደይ ክኽሕስ ኣይካኣልኩኑ :
ገለ መለ ኣይተበሉና እግዚአብሔር ዝተባረኸ ማኣዲ ይግበረልና 🙏😘 በልዒና ኢና
2026-05-27 11:50:24
58
arsema0445
ኣርሱ ጓል ዓበር :
ዒድ ሙባረክ ገለ እውን ከይትብሉ ደቂ ተዋህዶ 🙏🙏
2026-05-26 21:24:52
56
zahra199476
AKREM ☪️Akrya 🇿🇦🇪🇷 :
haku eyu keytbeliu bhaki nhna wn zeyamnu kbeliu ayndeln ina afkumn egrkumn trah hazulna eid mubarek all Muslim ☪️family ✌️
2026-05-27 10:03:07
16
titi60364
titi 19 :
2026-05-27 06:30:22
19
user11283085705798
ጓል ሸረ :
@ኣምላክ ምስና ይኩን እንብረ ብሊዒና ኢና 🥰🥲🙏🙏🙏🙏🥲
2026-05-27 11:59:25
15
abubakarkhalil805
abubakarkhalil805 :
ዒድ ሙባርክ
2026-05-27 08:36:17
6
useoo95517
በጥራም💃 ጓል 👑ዓጋመ☕ :
ተጋጊና በሊዕና ይቅር በለና ኅይታይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏መዓረይ
2026-05-27 21:32:31
3
even.wadi.bashay
Hiwnet S.m :
aye Tewahdo Mara Ekum Tedengixuni Sean Libkum Eyu Meshakin Gin Niskum Welhanti Hatiyat Yeblkumim Etom Merahtkum Zey Teayu Niskum Do Kittiyu,,, Edi Mubarek Yehwatey Deqi Adey Muqurat🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-05-27 14:19:46
2
mahe.let
ማሂ ነኝ🤟የሚሊ ጋደኛ➴👑🦋 :
እሺ💚
2026-05-27 03:02:29
0
afit.haile
Afit haile :
ዒድ ሙባርክ ንኩሉኹም መእመና ምስልምና
2026-05-27 14:41:06
5
ates4789
ጓል ውቅሮ💞💞 :
እሽ🙏
2026-05-27 02:52:39
0
user748882044853
Ⓜጓል በሪሁ💎☦️ :
ምድረ ቀዛሞ☹️
2026-05-27 04:50:30
3
user2270307696488
user2270307696488 :
እሺ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
2026-05-26 21:46:43
2
user2137811585515
user2137811585515 :
ab kndi eid mubarek mbal duu
2026-05-27 11:06:45
2
amanuel.asmerom32
Sebey Xaeda ⛪16🙏🇪🇷 :
ዒድ፡መብርክ ዝቅረጽ ከብድ፡ይቀረጽ
2026-05-28 16:30:20
1
kemkiefey05
ብጻይ ሓላል💞 :
yes
2026-05-27 09:26:23
3
mlomlo4181
➦ኣኪ ጓል ሽረ🔰 :
በሊዐ እየ ኣነስ🥺💔
2026-05-28 02:08:01
1
user9925849555488
ይነብር ኣለኩ ብጀጋኑ💪 ሰዋኣት ብፆተይ💔💝 :
ተጋግየ በሊዐ እየ ዋ ይቅር ይበለለይ ኣምላከይ😥🤲
2026-05-28 10:54:50
1
user3725505691670
temesgen amlak :
ኣብስደት ኢና ዘለና ስለዚ ባዕሉ ይርአየልና ፈጣሪ 🙏🙏🥰
2026-05-27 23:54:37
1
raya.raya1945
ጋል ማጨዉ ነኝ :
🥺🥺ይቅር በለንላ
2026-05-28 04:01:07
1
mekonenbrhan5
ንሕልምካ ንበር :
➕️እሺ🙏🙏🙏👌👌
2026-05-27 08:00:26
1
ykaalokahasay
ኣደይ ዓለመይ,🇱🇾 :
እሺ 👏👏👏👏
2026-05-27 06:47:34
1
asd796610
ሙስጤ ራያ❤❤❤ :
ዒዲ ሙባርክ❤
2026-05-27 10:13:57
1
amlisha.tekle
ፃማ ኣለዎ ዓቅሊ 💚👌 :
አምላክ ይቅር ይበለልና ምበር በሊዕና መማረፂ ኮ ሰኢና😥
2026-05-27 23:22:03
1
narina3218
ልጅቷ :
ዒድ ሙባርክ
2026-05-27 09:04:06
1
To see more videos from user @etyyuufddd, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About