Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@ladylindaaaa:
Ladylindaaa
Open In TikTok:
Region: IT
Thursday 28 May 2026 07:56:24 GMT
571
63
4
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.65MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
1.65MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
fulgoresolare :
Sto capello da lion
2026-05-29 15:39:57
1
mas_mas :
wow
2026-05-31 08:20:42
0
Andrea :
🥰🥰🥰
2026-05-28 08:40:22
0
To see more videos from user @ladylindaaaa, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
🔰ኣብ ናይ ጥንሲ ወቕቲ ዝፍጸም ጾታዊ-ርክብ!📚🌱✅🖊️ ✳️.ብዙሓት ደቂ-ኣንስትዮ ጥንሲ ምስ ተጀመረ ስጋዊ-ርክብ ምፍጻም "ንህጻን ሓደገኛ እዩ" ብምባል ምስ ምጻምደን ናይ ቀረባ ርክብ(ጾታዊ-ርክብ) ይቋረጻ እየን! ✳️.ይኹን እምበር ኣብቲ ናይ ልሙድ ጥንሲ ወቕቲ ስጋዊ-ርክብ ምፍጻም ድሕንነቱን ዉሕስነቱን ዝተሓለወ ጥራይ ዘይኮነስ ብርክት ዝበሉ ናይ ጥዕና ጥቕሚታት ኣለዎ! ✳️.እዞም ዝስዕቡ ነጥቢታት ንዓኪን ንህጻንን ብከመይ ከም ዝሕግዝ ዘርኢ እዩ! 1.🌱ናይ ደም ዝውውር ምምሕያሽ(ዑደት ደም)Blood circulation! ስጋዊ-ርክብ ምፍጻም ናይ ደም ዝውውር ብምውሳኽ ኦክስጂን ናብ ማህጸን ብዝበለጸ ንክበጽሕ ይሕግዝ። ዝሓሸ ናይ ኦክስጂን ኣቕርቦት ድማ ንናይ ህጻን ጥዕናዊ ዕብየት ኣገዳሲ እዩ! 2.🌱ናይ ማህጸን በሪ/ኣፍደገ! (Cervix) ኣብ ናይ ጥንሲ ግዜ ኣብቲ መወዳእታ ሰሙናት፡ ኣብ ናይ ወዲ ተባዕታይ ፍሬ ዘርኢ(semen) ውሽጢ ዝርኸብ ፕሮስታግላንዲን (Prostaglandins) ዝባሃሉ ሆርሞናት ናይ ማህጸን በሪ/ኣፍደገ ብምልስላስ ንሕርሲ ንምድላዉ ይሕግዝ.! 3.🌱 ጭዋዳታት መቐመጫን ከባቢኡን ምሕያልን ምትራርን! (Pelvic floor) ኣብ ግዜ ስጋዊ-ርክብ ዝህሉ ናይ ኣካላት ብቅዓት ምንቅስቃሳት ናይ መቐመጫ ጭዋዳታት ክሕይልን ክተርርን ይገብሮ እዩ! ናይ መቐመጫን ሕቆን ምሕያል ድማ ኣብ ናይ ሕርሲ ግዜ ብቀልሉ ንምውላድ ሓጋዚ ካብ ምዃን ሓሊፉ ድሕሪ ምውላድ ውን ቐልጢፋ ንክትድልድል ይሕግዝ እዩ።! 4.🌱 ጭንቐትን ወጥሪን ምቕናስ! ከምኡ ውን ጥዕናዊ ድቓስ ንምድቃስ! ኣብ ግዜ ጾታዊ-ርክብ ዝፍንዉ "ኦክሲቶሲን" (Oxytocin) ወይ ድማ ናይ ፍቕሪ ሆርሞን ነርቭታት ከረጋግኡ ብምግባር ጭንቐትን ወጥሪን ይቕንስ! እዚ ድማ ጥኑሳት ደቂ-ኣንስትዮ ጥዕናዊ ድቓስ ንክድቕሳ ይሕግዘን።! 5.🌱 ኣብ ሞንጎ ሰብ ሓዳር ፍቕሪን ስኒትን! ጥንሲ ኣብ ኣካልን ኣብ ስምዒትን ብዙሕ ለውጢታት እዩ ዘምጽእ! እዚ ድማ ኣብ ሞንጎ ብዓልቲ-ቤትን ብዓል-ቤትን ርሕቐት ክፈጥር ይክእል እዩ! ስለዚ... ኣብ ግዜ ጥንሲ ዝፍጸም ስጋዊ-ርክብ ኣብ ሞንጎ ሰብ ሓዳር ዝያዳ ምትእስሳርን ስሚዒታዊ ቅርርብን ብምውሳኽ ሓጋዚ እዩ።! 🚨 ማዓስ እዩ ጾታዊ-ርክብ ኩልኩል ዝኸው? እዞም ዝስዕቡ ምልክታት እንተ ሃልዮም ቐጠታ ርክብ ብምቑራጽ ሓኪም ኣማኽሩ! * ናይ ማህጸን ማይ ምፍሳስ(Water breaking) *ፕላሴንታ (placenta) ናብ ማህጸን ዝቐረበ እንተ ኮይኑ! (Placenta previa) * ናይ ቕድሚ ሕርሲ ምልክታት እንተ ሃልዮም! 🌱ሓኪም "ዐረፍቲ የድልያ እዩ!" ወይ "ብፍጹም ርክብ ኣይትፈጽሙ" ኢሉ እንተ መኪሩ። Stop! 🔊ኣስተውዕሊ፥ ጥንሲ ማለት ትሓምሉ ናይ ሕማም ግዜ ዘይኮነስ! ናይ ተፈጥራዊ መስርሕ ውሱን ግዜ እዩ! ይኹን እምበር ናይ ነፍሰወኬፍ ጓል-ኣንስተይቲ ጥንሲ ዝተፈላለየ ስለዝኮነ ዝኾነ ጥርጣረታት እንተ ድኣ ሃልዩ! ኣብቲ ናይ ቕድሚ ወሊድ ዝግበር ናይ ክትትል ግዜ ምስ ሓኪም ተማኸሩ! 🌱ፍቕሪን ሰላምን ዝዓሰሎ ጽቡቕ ናይ ዝምድና ግዜ ይግበረልኹም!🙏💝 ጠቓሚ ኮይኑ እንተ ረኪብኩሞ፥ Like, comment, Share, Repost ብምግባር Follow በሉኒ!🌸 ይቐንየለይ🙏 🔰 A powerful 🌸 mindset 🌸 📚 ✅ 🖊️ 1st of may 2026 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktokfunnythe #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok❤❤❤❤❤❤💯💯💯
no watermark #naruto #narutoshippuden #edit #obito #obitouchiha @Cosmic_Edits @aidn @jun.ha0_ @️@BBL Gordon @beatingmyethann @Mateo
https://y3e3ii-ef.myshopify.com/products/easy-peasy-lemon-squeezy-t-shirt-retro-citrus-graphic-tee
الهم فرج عنه وفرج كرب
#foryou #quoteoftheday #relateable #fyp
Trying to do the #okurrrchallenge and failing
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy