@beacamy86:

BeaCamy86❣️
BeaCamy86❣️
Open In TikTok:
Region: IT
Thursday 28 May 2026 16:51:22 GMT
2603
83
3
0

Music

Download

Comments

ilaripuliafito
Ladiva🎀🎀 :
Sei bellissima
2026-05-28 16:58:47
2
userina0009
juser09 :
Diva💖💖
2026-06-04 21:04:14
1
ilaripuliafito
Ladiva🎀🎀 :
Che bella
2026-05-28 16:58:35
2
To see more videos from user @beacamy86, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

#ዛንታ እተን ማሓዙት ለከ ከምዚ ዓይነት ማሕዛ 'ውን ኣላ እያ ሓደ መዓልቲ እዩ ኣደይ ብጣዕሚ ትሓመኒ እሞ ናብ ማሕዛይ ደዊለ ኣቲን ማሕዛይ ማዓረይ ኣደይኮ ብጣዕሚ ሓሚማ ይብላ ፤ ንሳ ከዓ ብጣዕሚ ደንጊፅና ኣዴና እንታይ ደኣ ኮይና በለትኒ በቃ ብጣዕሚ ሓሚማ መሐከሚ ከዓ ስኢነ በልክዋ ፀገም የብሉን ማሕዛይ በሊ ድሕሪ 1:00 ሰዓት ንደዋወል በለትኒ። ኣነ ወያ ሓደ ሰዓት ከም ሰማይ ነወሐትኒ ድሕሪ ትፅቢት  ሓደ ሰዓት መሊኡ ኣብ ፎርማሲ ኮይነ ደወልኩላ ሞባይላ ተዓፀወ (ጥር ኣይቀበልም) በለኒ  :ብጣዕሚ ዝገብሮ ጨነቀኒ ተናደድኩ ግን ተስፋ ኣይቆረፅኩን መሊሰ ደወልኩ ኣይሰርሕን በለኒ ንዴተይ ሰማይ ዓረገ ንምንታይ ስልካ ትዓፅወኒ ተዘይብላ ኣይብለይንዶ ኣይትብለንን እናበልኩ   ንሳልሳይ ግዜ ፈቲነ ምስራሕ ምስ ኣበየኒ መሰየ ከዓ እሞ በቃ ብንዴት እናጉረምረምኩ ንገዛይ ኣምራሕኩ:: ገዛ ምስ ኣተኩ ኣደይ ካብ ደቂሳትሉ ዝነበረት ዓራት ተሲኣ ግድም ኢላ ረከብክዋ ኣብ ጥቅኣ ደማ ሽርቦ ክኒና መድሓኒታት ረኣኩ ብስንባደ ኣደዋይ መን ደኣ ኣምፂኡልኪ እዚ በልክዋ ? ንሳ ከዓ እዛ ማሕዛኪ ገዚኣ ኣምፂኣትለይ በለትኒ። ብጣዕሚ ብምግራም እናጎየኩ ናብ ማሕዛይ ከድኩ ማሕዛይ መዓረይ ንምንታይ ደኣ ስልክኪ ምስራሕ ኣቢኒ በልክዋ ንሳ ከዓ መሊሳ ስልከይ እማ ንኣዴና መሐከሚ ሸይጠ መድሓኒት ገዚአለን በለትኒ። ኣነ ነቂፀ ስቅ በልኩ ድሕሪ ቅሩብ ጠጠው ምባለይ ንብዓት እናሰዓረኒ ሓኒቀ ሰዓምክዋ❤ ወዮ ቅድም ብኣእምሮይ ናተናደድክዎ ዝነበርኩ ኣጠዓሰኒ ኣነ ተዝከውን ነይረስ እንታይ ምገበርኩ ነይረ እናበልኩ ንነብሰይ ሕቶ ኣቅረብኩላ....  እሙን መሓዛ ይዓድለና ፈጣሪ ሓቀኛ ማሕዛ ካብ ዳይመን ብላዕሊ ክቡር እዩ። ከምዚ ዓይነት ምሕዝነት ግን በዚ ሎሚ ኣበይ ይርከብ ይርከብ ይከውን😌 ንእትፈትወአን መሓዝትክን ጋብዝአን🌺:: ✍️ኣብ ሰማይ ይሃሉ ልብና  ኣይርስዐክን እየ💘😴 ደስ ስለ ዝበለትኒ ካብ ኣማርኛ 👂ናብ ትግርኛ ✍️ዝተተርጎመት እያ። #ቅዱስ_ገብርኤል_ከክፉ_ነገር_ይጠብቀን #CapCut #እናቴ_እወድሻለሁ❤️

About