@adiyaboshire2: ኣቦ መሪሕ ህወሓት ወልደስላሴ ነጋ(ስብሓት ነጋ) እቲ ልደት ህዝቢ ትግራይ ብ 1967 ዓ/ም ተፈጥሩ(ተጀሚሩ) ኢሉ ብኣዋጅን ሰነድን ብነጋሪት ጋዜጣ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ንዓለምን ብ1987 ዓ/ም ኣፍልጦ ዝፀደቀ ሕገ መንግስቲ ብሔረ ብሔረሶዎች ፈዴራሊም ኢትዮጵያ ፀዲቁ እዩ። ንጉስ ትግራይን(ትግራዋይነትን) ህወሓት ስብሓት ነጋ ዝኮነ ካብቶም መሰረታዊ ቃልሲ ዕላማ ፣ 1/ ኦርተደክስ ተዋህዶ መሰረት ሃገር ንምጥፋእ 2/ ኢትዮጵያ ከም ሃገርና ዘይኮነትስ ከም ፀላኢት ክትፈርስን ባዕዳዊት ገዛእትና ክንከፋፍላ ዘየለ ብሔረ ብሔረሰዎች ብሽም ፌደራላዊ ዲሞክራሲያዊ መንግስቲ ዝብልን ። 3/ ኣምሓራይን ምስ ኦርተደክስ ንምጥፋእ ተቃሎስና ዝብልን። 4/ ደቂ ኣባት ፡መሳፍንቲ ፡ሰብ መሬትን ርስትን ንምጥፋእን ካብ ርስቶም ምውራር ዝብልን ብተግባር ክንደይ ዓዲ ተወሪሩን ብሰፈራን ኢንቨትመንት ፡ገበርቲ ሰናይ ዝባሃሉ ገዛእቲ ። ልዕሊ ስብሓት ነጋ ትግራዋይ ወይ ትግራይ ክከውን ምፍታን ልዕሊ ኢሰያስ ናይ ቅድመ ወራሪ ፋሽሽቲ ኢታሊያን (ኤሪትራዊ) ምካን ማለት እዩ ዝከውን ዘሎ ፡ ስብሓት ነጋ ካብ 2ይ 3ይ ትውልዱ ኣይፍለጥን ክትብሉ ትክእሉ ኢኩም፡ መለክዒ ትግራዋይ መሪሕነት ልክዕ ወዲ ባሪያ ብራሪያ ,ከኒሻ ማዕተብካ በቲካ፡ ሰራቅን ሓሳውን ናይ ዓድካን ሃገርካን ክብሪ ዘይትቅበል ምካንካ ምስ ህወሓት ሉዑል ሓላፍነት ተኣማንነትን የውህበካ ፡ስለዚ ናይ ህወሓት ትግራዋይነትን ትግራይን ኣብ ከምዚ እያ ተሃኒፃ ። መራሒ ህወሓት ወይ ባህላዊ ጀነራል ክትከውን እንተኮንካ ካብዚ መለክዒ ክትወፅእ ብፍፁም ኣይፍቀድን ወዘተ፡።

ኣዲያቦ ሽረ Ethiopian
ኣዲያቦ ሽረ Ethiopian
Open In TikTok:
Region: DE
Friday 29 May 2026 12:30:58 GMT
15422
127
5
152

Music

Download

Comments

tedy.sky.light
tedy sky light :
😳😳
2026-08-18 20:08:02
0
user1517808081062
user1517808081062 :
2026-07-20 15:32:33
0
contact.melyen
melyen :
🗡️🗡️🗡️🗡️🗡️👹🗡️👹🗡️🗡️🗡️🗡️👹🗡️🗡️🗡️
2026-06-21 12:59:13
2
jo122175
jo1221🇮🇩🇮🇩 :
🥰
2026-08-06 19:11:07
0
To see more videos from user @adiyaboshire2, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About