@puterabongsu177: #foryoupage

𝗣𝗨𝗧𝟯𝗥𝟰 𝗕𝟬𝗡𝗚𝟱𝗨
𝗣𝗨𝗧𝟯𝗥𝟰 𝗕𝟬𝗡𝗚𝟱𝗨
Open In TikTok:
Region: MY
Saturday 30 May 2026 09:13:43 GMT
32320
2317
7
274

Music

Download

Comments

noorazmira99
Wan Azmira 🕊️ :
Setuju👍
2026-06-02 23:55:29
0
salwaveyra
Wawa Sam1909 :
btul
2026-06-02 03:38:48
0
n4im49
imgold🔫 :
Btul
2026-06-03 13:26:18
0
_tiadalagi_
_🖤_ :
betull
2026-06-02 12:02:53
0
n_dila91
Loladila :
betul la tu... dia la tu...
2026-05-30 16:47:07
0
arjumma87
uniesyi hakkaido :
👍
2026-06-01 10:40:04
0
noorhazani8
noorhazani8 :
👍👍👍
2026-06-04 07:09:33
0
To see more videos from user @puterabongsu177, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣብ ዓድና ቅነ ክራማት ኮይኑ ማርያ ምስኣተወ ክሳብ መስቀል ዘሎ ግዜታት ጓይላ ኣይፍለን እዩ ። እዚ ጓይላ ድማ ኣብ ሓደ መይዳ ተኣኪብካ ኣብ ማእኸል እቲ መይዳ ሓዊ 🔥ብምቅፃል እቶም ክትወቕዖም (ክትፃወተሎም) ዘምፀእካዮም ከበሮታት🥁 ኣብ ወሰና-ወሰን እቲ ሓዊ ገይርኻ ትፀልዎም ።    እቲ ሓዊ 🔥ነቲ ናይ ፀላም ሃዋህው ጋሊሁ እውን ብርሃን ይህበካን ብዝተወሰነ መልክዑ ቁሪ ይከላኸለልካን ። ፀርዑ ዓዲ፣ ጎራዙ ዓድን ዓበይትን ብሓባር ተኣኪብካ ድማ ብኸምዚ መልክዑ ደርፊ እናተቐባበልካ እቲ ጓይላ ይደምቕ ።
ኣብ ዓድና ቅነ ክራማት ኮይኑ ማርያ ምስኣተወ ክሳብ መስቀል ዘሎ ግዜታት ጓይላ ኣይፍለን እዩ ። እዚ ጓይላ ድማ ኣብ ሓደ መይዳ ተኣኪብካ ኣብ ማእኸል እቲ መይዳ ሓዊ 🔥ብምቅፃል እቶም ክትወቕዖም (ክትፃወተሎም) ዘምፀእካዮም ከበሮታት🥁 ኣብ ወሰና-ወሰን እቲ ሓዊ ገይርኻ ትፀልዎም ። እቲ ሓዊ 🔥ነቲ ናይ ፀላም ሃዋህው ጋሊሁ እውን ብርሃን ይህበካን ብዝተወሰነ መልክዑ ቁሪ ይከላኸለልካን ። ፀርዑ ዓዲ፣ ጎራዙ ዓድን ዓበይትን ብሓባር ተኣኪብካ ድማ ብኸምዚ መልክዑ ደርፊ እናተቐባበልካ እቲ ጓይላ ይደምቕ ። "ሎሚ ኮነ ሓምሊ ኾነ" እምበር ኣብ መርዓ እውን ልክዕ ከምዚ ተመሳሳሊ 'ኡ ነይሩ ። እዚ ምስሊ ድማ ነቲ ዝነበረ ጥዑም ግዜ የዘኻኽረካ ። ♥️ ኣብኡ እናሃለኹም "ወይኒ" ዘርእስታ ኣዝያ ደስ እትብልን ትሕዝቶ ዘለዋን ድራማ እያ ኣቲኹም ረኣይዋ ። እዛ ቪድዮ እውን ካብ "ወይኒ"🍇 ድራማ ትግርኛ 'አ ወሲደያ 🤗♥️👇 https://youtu.be/k0uzbd9y9Lk?si=pzZUHMXctoCOqmXQ #tigrignamusic #tigraytiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #eretriantiktok🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 #habeshatiktok

About