@evelynsage458: This is the best time for you to buy this shirt.#FathersDay #erestodonuestromundo #vintagefashion #tiktok #fyp

evelynsage458
evelynsage458
Open In TikTok:
Region: US
Monday 01 June 2026 08:09:45 GMT
56
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @evelynsage458, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ቃል ብተግባር ፈፂሙ ዝሓለፈ ኣያ ገድሊ ትግራይ 🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥 እዚ በሊህን መስተውዓልን ኩሉ ዓይነት ዓቕሚ ኣኪቡ ዝሃቦ ውሕሉልን ብሉፅን መራሒ እዩ ነይሩ፤ ተጋዳላይ ጉዕሽ ገብረእግዚኣብሄር።  ኣብቲ ዘይተርፍ ዓወትን ጥምጥምን ምስ ደቁ ተሰሊፉ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዝገጠሞ ፅንተት ንምድሓን ብኩላ ነብሱ ተቃሊሱ ምቁራት ዓወታት ንህዝቢ ትግራይ ዘጨበጠ ትእምርተ ፅንዓት፣ መርኣያ ጅግንነትን ሓርበኝነትን እዩ ነይሩ።  ፅኑዕ ህዝባዊ ዕላማ ተሓንጊጡ፤ ካብ ዕሸል ዕድሚኡ ጀሚሩ ኣብ ሸኻል ህዝባዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ረቢቡ፤ ኣብ ገድሊ ትግራይ ከም ኮዋኽብቲ ሰማይ እናደመቐ ሽግ ሓርነት ትግራይ እናኾልዐ ዝመፀ በሊሕን መስተውዐልን ኮታስ ኣያ ገድሊ ትግራይ ነይሩ፤ ተጋዳላይ ጉዕሽ።  እዚ ጅግና ኣብ ኣጋ ዕረፍቱ ኩሉ ውልቃዊ ናብርኡ ራሕሪሑ፤ ህዝበይ እንትርባሕ እየ ኣነ ዝርባሕ፤ ክብሪ ህዝበይን ዓደይን ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ኣይድፈርን ኢሉ ካብ ፈላማይ ምኽልኻል ወርሒ ሕዳር 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኩሎም ምዓል ፅንዓትን ጅግንነትን ዓወት ንትግራይ ዘጋውሐ ኮኾብ ተጋዳላይ ነይሩ። ኣብ ስርሒት ወፍሪ ኣሉላ ካብ እቶም ደሚቆም ዝወዓሉ ብሄራዊ ዓወት ትግራይ ንምርግጋፅ ለይትን ቀትርን ህሮርማ ፀሓይን ኣሳሒታን ቁርን ጥምየትን ኮታስ ኩሉ ዓይነት ተፈጥሮኣውን ሰብ ሰራሕን መሰናኽላት ከይረብረቡ ብጥበብ ሓሊፎም መስተንክራውን ኣንፀባራቕን ዓወት ህዝቢ ትግራይ ዝሓፈሱ ኣያታት ገድሊ ትግራይ ሓደ እዩ ነይሩ። ህዝባውነቱን ጅግንነቱን ኩሉ ጊዜ ኣብ ሕልናኻ ቅጅል ይብለካ። ብሰላም ዕረፍ ኣያ ገድሊ ትግራይ😭 ዘልኣለማዊ ክብርን ምጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ  #highlightseveryone   #foryoupageシ  #highlight #ትግራይ

About