@dywht0wub1f9: #قريه قمرت السياحيه #تصويري #بنغازي_ليبيا🇱🇾 #بنغازي_طرابلس_ترهونه_رجمة_سرت_طبرق

Nana
Nana
Open In TikTok:
Region: LY
Tuesday 02 June 2026 00:44:24 GMT
40269
1577
0
311

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @dywht0wub1f9, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

✍️ በይንኻ ኣብ ዘለኻሉ እዋን፦ ሓሳባትካ ተኸናኸን  ​በይንና ክንከውን ከለና፡ ኣእምሮና ብዝተፈላለዩ ሓሳባት ክናወጽ ይኽእል እዩ። እቲ ኣብ ውሽጥና ዝመጽእ ሓሳብ ድማ ነቲ መንነትናን መጻኢናን ዝቐርጽ ቀንዲ ባእታ እዩ። ✍️ ሓሳብናን ቃላትናን ኣብ ህይወትናን ኣብ ህይወት ካልኦትን  ሰባትን ሓያል ጽልዋ ኣለዎ።  በይንና ምስ እንኸውን፡ ሓሳባትና ንኣተሓሳስባናን ንውሳኔናን ንባህርያናን ይቐርጽ።  ኣወንታዊን ጥዑይን ኣተሓሳስባ ንኽንዓቢ፡ ተስፋ ጌርና ክንጸንሕን ጥበባዊ ምርጫታት ክንገብርን ይሕግዘና።  ✍️ ምስ ካልኦት ሰባት ክንከውን ከለና፡ ቃላትና ከተባብዖም፡ ከጸናንዖም ወይ ክጐድኦም ይኽእል እዩ።   ብሕያውነትን ብኣኽብሮትን ብትዕግስትን ምዝራብ ድልዱል ዝምድናታት ንምህናጽን ዘየድሊ ግርጭታት ንኸይፍጠርን ይሕግዝ።   ✍️ ​ሓሳብ ዘርኢ እዩ፦ ሓሳባትና ብቑዕ ክንክን እንተዘይገይርናሎም፡ ንኣሉታዊነት (ጭንቀት፣ ቅንኢ፣ ተስፋ ምቁራጽ) መንገዲ ይኸፍቱ። ጾታዊ ወይ ኣዕናዊ ሓሳባት ኣብ ኣእምሮና ክበቁሉ እንተፈቒድናሎም፡ ውሽጣዊ ሰላምና የዕንውዎ። ✍️ ​ኣወንታዊ ርእሰ-ዕላል  በይንኻ ክትከውን ከለኻ ምስ ርእስኻ እትገብሮ ዕላል ኣገዳሲ እዩ። ንርእስኻ እተተባብዓሉ፣ ብጌጋታትካ እትመሃረሉን ንቕድሚት እትጥምተሉን ክኸውን ኣለዎ። ✍️ ​ኣእምሮኻ ምምእዛን፦ ከምቲ ሓረስታይ ንግራት ዝከናኸኖን ክፉእ ሳዕሪ ዝምንቁስን፡ ንሕና እውን ነቶም ንዓና ዘይጠቕሙን ዘዳኽሙናን ሓሳባት ክንጉሕጉፎም፣ ነቶም ሃነጽቲ ሓሳባት (ከም ፍቕሪ፣ ትምህርቲ፣ ዕላማ) ድማ ከነማዕብሎም ይግባእ። ​
✍️ በይንኻ ኣብ ዘለኻሉ እዋን፦ ሓሳባትካ ተኸናኸን ​በይንና ክንከውን ከለና፡ ኣእምሮና ብዝተፈላለዩ ሓሳባት ክናወጽ ይኽእል እዩ። እቲ ኣብ ውሽጥና ዝመጽእ ሓሳብ ድማ ነቲ መንነትናን መጻኢናን ዝቐርጽ ቀንዲ ባእታ እዩ። ✍️ ሓሳብናን ቃላትናን ኣብ ህይወትናን ኣብ ህይወት ካልኦትን ሰባትን ሓያል ጽልዋ ኣለዎ። በይንና ምስ እንኸውን፡ ሓሳባትና ንኣተሓሳስባናን ንውሳኔናን ንባህርያናን ይቐርጽ። ኣወንታዊን ጥዑይን ኣተሓሳስባ ንኽንዓቢ፡ ተስፋ ጌርና ክንጸንሕን ጥበባዊ ምርጫታት ክንገብርን ይሕግዘና። ✍️ ምስ ካልኦት ሰባት ክንከውን ከለና፡ ቃላትና ከተባብዖም፡ ከጸናንዖም ወይ ክጐድኦም ይኽእል እዩ። ብሕያውነትን ብኣኽብሮትን ብትዕግስትን ምዝራብ ድልዱል ዝምድናታት ንምህናጽን ዘየድሊ ግርጭታት ንኸይፍጠርን ይሕግዝ። ✍️ ​ሓሳብ ዘርኢ እዩ፦ ሓሳባትና ብቑዕ ክንክን እንተዘይገይርናሎም፡ ንኣሉታዊነት (ጭንቀት፣ ቅንኢ፣ ተስፋ ምቁራጽ) መንገዲ ይኸፍቱ። ጾታዊ ወይ ኣዕናዊ ሓሳባት ኣብ ኣእምሮና ክበቁሉ እንተፈቒድናሎም፡ ውሽጣዊ ሰላምና የዕንውዎ። ✍️ ​ኣወንታዊ ርእሰ-ዕላል በይንኻ ክትከውን ከለኻ ምስ ርእስኻ እትገብሮ ዕላል ኣገዳሲ እዩ። ንርእስኻ እተተባብዓሉ፣ ብጌጋታትካ እትመሃረሉን ንቕድሚት እትጥምተሉን ክኸውን ኣለዎ። ✍️ ​ኣእምሮኻ ምምእዛን፦ ከምቲ ሓረስታይ ንግራት ዝከናኸኖን ክፉእ ሳዕሪ ዝምንቁስን፡ ንሕና እውን ነቶም ንዓና ዘይጠቕሙን ዘዳኽሙናን ሓሳባት ክንጉሕጉፎም፣ ነቶም ሃነጽቲ ሓሳባት (ከም ፍቕሪ፣ ትምህርቲ፣ ዕላማ) ድማ ከነማዕብሎም ይግባእ። ​"ሓሳባትካ ተጠንቀቕ፡ ቃላት ይኾኑ እዮም፤ ቃላትካ ተጠንቀቕ፡ ተግባር ይኾኑ እዮም... ​ ምስ ሰባት ኣብ ዘለኻሉእዋን፦ቃላትካ ተኸናኸን ምስ ሰባት ክንራኸብ ከለና፡ እቲ ቀንዲ ዛዕባና ቃላትና እዩ። ቃላት ከም ፍላጻ እዮም—ሓንሳብ ምስ ወጹ ክምለሱ ኣይክእሉን። ✍️​ሓይሊ ቃላት፦ ቃላት ሰብ ክሃንጹ ወይ ከዕንዉ ይኽእሉ እዮም። ሓደ ሕማቕ ቃል ንነዊሕ ዓመታት ዝጸንሐ ዕርክነት ወይ ፍቕሪ ክበታትኖ ይኽእል፤ ሓደ ጥዑም ቃል ድማ ንዝቖሰለ ልቢ ክፍውስ ይኽእል። ✍️ ​ቅድሚ ምዝራብና "እዚ ኣነ ዝብሎ ዘለኹ ነገር ንኻልኦት ይጠቅም ድዩ? የሕጉስ ድዩ? ወይስ የሕርቅን የሳቕይን?" ኢልና ክንሓስብ ይግባእ። ብስምዕታውነት ወይ ብቑዕታ ተደፋፊእና ክንዛረብ የብልናን። ✍️​ ምስማዕ ምልማድ፦ ምስ ሰባት ክንከውን ከለና፡ ካብ ምዝራብ ንላዕሊ ንምስማዕ ክንቀዳደም ኣለና። ቃላትና ውሑዳትን ትርጉም ዘለዎምን ክኾኑ ከለዉ፡ ክብረትናን ጽልዋናን ይውስኽ። ፀሓፊ um ybi star✍️ #ፎለው🙏ዳበልኩም👉ደቅሪመይ #follow_like_shre_copylink #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok

About