@cecilion.14: Mẹ bầu nên lưu ý nha...🤰🏻#mevabe #mebau #mebauthongthai

Ghét ăn thanh longg
Ghét ăn thanh longg
Open In TikTok:
Region: VN
Tuesday 02 June 2026 05:11:23 GMT
354
7
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @cecilion.14, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣገዳሲት ኮይና ስለዝተራእየትኒ ድማ፣ ናባኹም ከብላ ወሲነ። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ሕልፍ ክብል፣ ካብ እተቆርጸት ናይ ቪድዮ መልእኽቲ እየ ረኺበያ። እታ ቀንዲ ሓሳብ ድማ፦ >>>>>>>>>>>>>>>>>> እሞ ንስኻትኩም እንታይ ትብሉ፧ ርኢቶኹም ኣቐምጡ። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha " width="135" height="240">
ኣገዳሲት ኮይና ስለዝተራእየትኒ ድማ፣ ናባኹም ከብላ ወሲነ። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ሕልፍ ክብል፣ ካብ እተቆርጸት ናይ ቪድዮ መልእኽቲ እየ ረኺበያ። እታ ቀንዲ ሓሳብ ድማ፦ "ኣብ ህይወት ዝጠቕመካ ጥራይ ኢኻ ከተልዕል ዘለካ" ትብል። ሓቂ እዩ። ኣብ ህይወት ዝጠቕመካ ነገር ጥራይ እንተልዒልካ፣ ዘድልየካ ጥራይ እንተወሲድካ፣ ዝምልከተካ ጥራይ እንተተኸቲልካ፣ ኢኻ ናብ ዝሓሸ መንገዲ ትኸይድ። ========================= ብዙሕ ግዜ ግን፣ ነቲ ዝጠቕመናን ዘድልየናን ገዲፍና፣ ደድሕሪ ዘይጠቕመና ነገራት ክንከይድ ግዜና ነባኽኖ ኢና። ከም ውጽኢቱ ድማ፣ ብዙሕ ሓርጎጽጎጽን ዘየድሊ ጸገማትን ንረኽብ። ሓደ ኣስተውዓሊ ጸላያይ ከምዚ ኢሉ ይጽሊ፦ "ኦ ኣምላኽ፣ ዝጠቕመኒ እምበር፣ ዝደልዮ ጥራይ ኣይትሃበኒ።" =============================== ምኽንያቱ፣ እንደልዮ ብዙሕ ክኸውን ይኽእል እዩ፣ ግን ኩሉ እንደልዮ ንዓና ዝጠቕመና ማለት ኣይኮነን። ሓደ ሰብ ብልቦና ክምራሕ እንተደልዩ፣ ናብቲ ዝጠቕሞን፣ ዝምልከቶን ንህይወቱ ዝሃንጽን ጥራይ ከተኩር ይግብኦ። >>>>>>>>>>>>>>>>>>> እሞ ንስኻትኩም እንታይ ትብሉ፧ ርኢቶኹም ኣቐምጡ። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha

About