@3zy84: #ር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐 #ህያበይ💖❤🌏🌹 #followme #viralvideo #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha

ˢ✅ᵃ❤️ʳ𝗟ᵒ𝗼ⁿ𝘃𝗲💜
ˢ✅ᵃ❤️ʳ𝗟ᵒ𝗼ⁿ𝘃𝗲💜
Open In TikTok:
Region: KE
Thursday 04 June 2026 01:04:56 GMT
112423
2278
668
242

Music

Download

Comments

yohanasemere871
ህልከኛ የ :
ወዲ እሞ እንታይ ዝፈልጦ ኣለዎ ዩ እምነት ሃቦ ፍቅሪ ሃቦ ክብሪ ሃቦ ኣይርድኦን ዩ ገጹ ትርሓቅ
2026-06-04 12:32:08
48
wedi.geri8
ፊሊ ወዲ ሱሑል ሽረ🔰🔰 :
መጀመርታ ክትህባ ዘለዋ ክብሪ ፣ እምነት ፣ ፍቅሪ ድንግል ልባ ፣ ሓልዮት ፣ ተስፋ & ሓቦ ፅንዖት ዓርሰ እምነት ንክህልዎ ኣብ ጎኑ ኮይና ብሓሳብን ብተሰፋ ንክሰንቅን ክተባራታትዖ ኣለዋ ኣብ ጎና ምካና ከምዘላ ንክፈልጥ ማለት እዩ ክብሪ ክብል ከለኩ ግን ክብሪ ንፅህና ዘይኮነስ ክተክብሮ ክትሓልየሉ ማለተይ እየ ከምዚ ክብል ከለኩ መብዝሓቲና ደቂ ሰባት ተቀዳዲምና ክብሪ ንፅህና ስለንብል እየ ሶ ክብሪ ንፅህና ናይ ኣንደበታ መግለፂ እንበር ህያብ ትህቦ ንወዲ ተባዕተይ ኣይኮነን እዩ ። ካብ ድንግና ስግኣ ክንነክብ ንጋያየ ድንግል ልባ ክንረክብ ንጋያየ ደቅኖ ብድንግለሰ ልባ እንተ ኣፍቂራትካ ካብኡ ዝዓቢ ነገር የለን ኣብኩሉ ፍቅርን ስኒትን እዩ ወሳኒኡ ስለዚ ናብ ክብሪ ስጋኣ ኣይንጋያየ ሶ ክብሪ ንዓክን ደቂ ሂዋነይ ማራ እየ ዝፈትወክን ዘክብረክን ሰላምክ ይብዛሓለይ 🥰🥰
2026-06-04 13:29:34
230
meet.you.at.the.t
meet you at the top :
Moneyyy😂😂😂😂😂
2026-06-06 13:39:58
0
zektam1
ሕቡአ ቃንዛ :
ፍርሃት - አግዚኣቢሄር አንተ ሃሊዋ ኩሉ ክህልዋ ኢዩ ።
2026-06-04 16:20:28
76
negsti__nebsa__02
🎭𝐠𝐚̃ł 𝐠𝐚̂𝐬̌𝐡🌴☆𝐘🫀🎭 :
ፍቅሪን እምነት ካብዚ ዝዓቢ ህያብ ፈጣሪ የለን🫶
2026-06-04 09:24:19
70
wediadony
ኳደረ ሲንግል :
ክብሪ ፍቅሪ ሓልዮት እምነት
2026-06-04 08:15:11
41
gual_keren4
Blen____❤️ :
ክብረት ትእዘዞ ዝዓበ የ ግን ውላድ❤️😍
2026-06-04 17:13:09
10
nahom.eagle
nahom wedi keren :
only respect & peace😍
2026-06-04 09:13:23
17
magee.buree159
ሰሉ ጓል ትግራይ⛱💊🧘‍♀️ :
መጀመርታ ክብረንፅህንኣ ፍቅሪ ሓልዮት ትሕትንኣ ብዙሕነገርኣሎ ዝዉሃብ ግን ነቲ በዓልገዛካክኮን ኣለዎ 🤗🤗🤗
2026-06-04 08:51:11
15
samuelsase0
Saሰ :
ንሰብኣያ እንተኾይኑ 1 ድንግልናኣ 2 ከተኽብሮ 3 ክትእመነ 4 ኣብ ሕልምታቱ ስርሑ ከተተባብዖ 5 ቆልዑ ትወልደሉ
2026-06-04 19:33:34
14
nabey.you.guzona
nabey you guzona :
እምንቲ እንተ ኮይና ዓቢ ህያብ እዩ
2026-06-04 06:31:16
40
a93ffdshg
My💐Love🌹M 🦋 :
emnt kbri fqri ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-06-04 07:30:17
16
nbcs31
D,a,n,i :
respect....
2026-06-06 12:41:34
0
zemen53
Mercy Zemen :
ኣኽብሮት ፍቕሪ ሓልዮት
2026-06-04 05:55:18
13
semere.tewelde8
ሓሳዊት ዓለም👤👑🇱🇾 :
ክብረት ትሕትና❤️
2026-06-04 01:41:13
13
temsgen.amlak808
Temsgen Amlak :
አምነት ኢዩ ዝደሊ🙏
2026-06-04 09:18:23
6
ramza_official_art1
Mi importa di te🫂 🫶🇮🇹 :
Loyalty rispect time //the most important thing for you lovers
2026-06-06 13:30:01
0
sa.mi9642
"Be patient" :
Loyalty & Respect, nothing more✌️
2026-06-06 12:23:47
0
user5099673532012
ሳሚ ሓው ሩት❤❤❤ :
ኣነ ብወገነይ በቲ ናተይ ኣታሓሳስባን ኣራኣእያን እታ ንጽህቲ ልባን እምነትን እየ ዝብል ምኽንያቱ ልዕሊ እምነትን ፍቕርን ኣብሊጸ ዝሪኦ ነገር የለን እዚ ክብረ ንጽህና ገለ ዝብልዎ ኣነ ኣይኣምነሉን ኣይግደሰሉን ምኽንያቱ ድንግልናኣ ንዓይ ንግዝያዊ ስምዒት ዕግበት ክፈጥረለይ ይክእል ዩ ኣብ ሓዳረይ ይኹን ኣብ ሂወታዊ ጉዑዞይ ግን ዓቢ ተራ የብሉን ልዕሊ እምነትን ፍቕርን ሓልዮትን ግን ኣይኮነንን እዩ❤❤❤
2026-06-04 10:34:56
7
meleyniqdmit
ዕምረይ ኒ ቅድመይ 🇨🇭 :
እምንቲ እንተ ኮይና ዓቢ ህያብ እዩ
2026-06-04 08:45:46
5
ngus.chaka7
ንጉስ ጫካ 🤍.🖤 :
ክብሪ ስብነቱ ክትዕቅበሉ ከላ
2026-06-04 08:46:25
5
aweta058
Awet Alay :
ቅድሚ ንወዲ ዝኮነ ነገር ክትህቦ ምሕሳባ ንነብሳ ተክብርን ተፍቕርን ትእመና ብድሕሪ'ዚ 'ያ ንወዲ ትህቦ እንታይ ምካኑ ዝርድኣ ወዲ ካብ ጋል ዝደሊ 2 ነገር ጥራይ 'ዩ ንሳተን ከኣ ክብርን እምነትን 'የን ካልእ ቀስ ኢልካ ትምልኦ ነገር 'ዩ ።መንፈሳ ዝተረጋግአት ኣብ ምዝርራብ ትኣምን ናይ ምርድዳእ መንፈስ ዘለዋ ጋል ክትከውን ትምኒት ናይ ኩልና ኣወዳት 'ዩ ።10 ኣወዳት ተፍቅር ዘይኮነት ነቲ ሓደ ሰብኣያ ክንዲ 10 ኣወዳት ትርእዮ ክትከውን ኣለዋ።🥰🥰❤️✌
2026-06-06 13:58:16
1
wedi.mamino.meqabr
ሕርሲ ጥበብ :
ዝዓበየን ዝኸበረን ዘይ ርከብን እትህቦ ህያብ ውላድ እዩ ካሊእ እምነት ክብሪ ፍቅሪ ወዘተ ዝበሃሉ ነገራት ግን ሕጊ እምበር ህያባት አይ ኮኑን
2026-06-05 09:41:22
1
mebre.girmay3
j'espère réussir bientôt :
emnet
2026-06-04 18:23:52
0
ghhjiygyuiiiooooo
Gojo :
እታ ቅንዕና ዘለዋ 💚
2026-06-05 06:24:19
0
To see more videos from user @3zy84, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About