@saptinggg: Phú Cường cảm ơn mẹ đầu tiên trong bài mừng sinh nhật của mình #saptinggg #MeowEntertainment #tiktokgiaitri #huonggiang #phucuong

Sạp TINGGG
Sạp TINGGG
Open In TikTok:
Region: VN
Friday 05 June 2026 04:00:09 GMT
8970
169
0
1

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @saptinggg, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

✍️ተስፋኻ አብ እግዚአብሔር ግበር ብዘለካ አመስግን ውዕለትኡ ከዓ ዘክር ✍️ንስኻ ምንም ዓቅሚ የብልካን ኩሉ ብምሕረት አምላክ እዩ ✍️ዓቅምኻ ግበር ዝተረፈ ንአምላኽ ግደፎ ✍️አብ እትኸዶ ጉዕዞ ቅድሚያ ንፈጣሪ ስርዓዮ ✍️ንሰብ ዘይኮነስ ንእግዚአብሔር ፍራሕ ✍️ ከምቲ ንባዕልኻ ሕማቅ ክገጥመካ ዘይትደሊ ንማንም ሰብ እውን ክፉእ አይትሕሰበሉ። ናይ ኢድኻ ከይትረክብ ✍️ተስፋ አይትቁረፅ ተስፋ ስንቂ ሂወት ወድሰብ እያ ✍️ ከምቲ ዝደለካዮ እንተዘይ ኮይኑ ነቲ ዝተውሃበካ ብምስጋና ተቀበሎ ✍️ብንእሽቶ ነገር ዕጉብ ኩን ብምምራር ዝመፅእ ነገር የለን ✍️ነቲ ዝሓዝካዮ ሃብቲ ንድኻታት ሓግዘሉ ስሱዕ አይትኹን ናትካ አይኮነን ንብረት እግዚአብሔር እዩ  ✍️ሰብ ከም ሰቡ ደኣ ተቀበሎ እምበር አይትናዓቆ ከማኻ ፍጡር እግዚአብሔር እዩ  ✍️ኩሉ ግዜ ሞት ከምዘሎ ዘክር ንስጋኻ ጥራሕ አይትፅዓር  ✍️ወዲቀ ኢልካ አይትሕዘን ተሲእኻ ጉዕዞኻ ቀፅል ፈጣሪ ከዓ ምሳኻ እዩ ❤😍rofta✍️❤😍 . . . #StrongWoman #post #foryoupageviralシ゚videotiktok #Confidence #followersシ゚viralシfypシ゚viralシalシ

About