@amoramedia.com: ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ፡ ውጽኢታውነት ዝተረጋገጸሎም 41 ዝዓይነቶም ምሩጻት ዘርኢ ኣሕምልቲ ንሓረስቶት ኣላልዩ። ---- መቐለ — 27 ግንቦት 2018 ዓ/ም (ኣሞራ ሚድያ)ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ምስ ሬክስዋን( ኢትዮ ኔዘርላንድ) ብሓባር ኣብ ትግራይ ዘላቒ ውሕስነት መግቢ ንምርግጋጽን ንሓረስቶት ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ንምትእትታውን ዝዓለመ ናይ መርኣያ መደብ (Field Day) ኣካይዱ። ኣብቲ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ፍሉይ ሽሙ ዒላላ ቤተ ደናግል ንመርኣዪ ዝተዳለወ መድረኽ ሰሪሒኻ ምርኣይ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስትን ሰብ ሞያ ሕርሻን፣ሞዴል ሓረስቶትን ኣብቲ ዓውዲ ዝምልከቶም ኣካላትን ተረኺቦም ተዓዚቦም። #Tigray #promomakanliburan #viral #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok🇻🇳tigraytiktok

ኣሞራ ሚድያን ፕሮሞሽንን
ኣሞራ ሚድያን ፕሮሞሽንን
Open In TikTok:
Region: ET
Friday 05 June 2026 04:47:46 GMT
178
12
2
3

Music

Download

Comments

gerxhag
@gerx :
good job
2026-06-05 05:30:21
0
look.leather.poductmasho
Look Leather ሉክ ሌዘር :
❤️❤️❤️
2026-06-05 07:46:25
0
To see more videos from user @amoramedia.com, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About