@kolibaboss: #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #habesha

ቆሊባ .🦅  .💊  .🥷
ቆሊባ .🦅 .💊 .🥷
Open In TikTok:
Region: ET
Friday 05 June 2026 06:36:38 GMT
44951
2267
65
241

Music

Download

Comments

barudawt
ፀረ ለኻብጥ 🔰👑 :
ጀሪካ ዘይ ገደፉስ ድርፊ ክገድፉ ዞም በለዓቲ ውዳቅ 🤣
2026-06-05 07:11:31
99
yelw56
yelw56 :
በጃኩም ኣይትተሃላለኹ ኩሉ ትግርኛ ደርፊ ኢዩ ዛ ፅምዶ ፉሕ ከይትብል,
2026-06-05 11:28:02
13
moba.moba1
moba moba :
በለለይ እማ ጀግና ዞም ተሓዘልቲ
2026-06-05 06:43:15
38
.wedi.axum8
ኣማሓዳሪ ኣኽሱም ወዲ America 🇺🇸💊 :
ዓይኑ ዘፍጠጠ ስርቂ እዩ እዝይስ 😳🤣 ብመሰረቱውን ናይ ገብረፃዲቅ ወልደዮሃንስ ዘይደገመ ዘይሰረቀ ኤርትራዊ የለን
2026-06-05 11:08:01
8
breaman21
brea man :
እዚ ሰሪቆምስ ዘይስከፉ ንሸዊት ናይ ህዝቢ ደርፊ ደሪፋ ሰራቅት ክብልዋ fuck ሸባዕ🖕
2026-06-05 16:17:00
11
yirga0254
yirga :
ዓሳ ጎርጓሪ ዘንዶ ያወጣል
2026-06-05 10:15:55
16
kem.kunetatu3
kem kunetatu :
ብጣዕሚ ሓሪቀ ነይረ ምስ ተፃረፉና እፍፍፍፍፍ ፀባ ኣስቲካኒ ትግራዋተይ እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርኩ
2026-06-05 08:04:36
19
ashufackarhie
Black Hunter :
ሱቅ ተበልናስ ዘይንፈልጥ መሲልዎም እንድዩ ዞም ለያቡ
2026-06-05 10:24:03
7
robelngusse
Robel ♓️🔖 :
ፅቡቅ ኣለኻ እናተኻታተልካ ኣፍሽሎም ዞም ሰረቅቲ ።
2026-06-05 10:46:09
7
threeml3
THREE M :
ስርቂ ባህሎም ትምክሕቲ ጥራይ ረሳሓት ወዲ ኣፎም ሓቁ ዩ ክጉሕፎም
2026-06-05 17:07:17
3
gezaei.gebreaneny
Gezaei :
ተጋሩ ግን ለዉሃት ድዩ እኒኤና ፍዘት ንሶም ሓንቲ ተለላ ግጥሚ ተተወሲዳቶም ኡይ ይብሉ ንሕና ግን ደርፊ ምሉእ እናደገምዎ ዋላሓንቲ ዘይንብል
2026-06-05 08:37:38
6
solgrimay1
Sol💪🌍 :
ኣቱም ስባት መን እዩ ስራቂ መንከ እዩ ተስራቂ ሓደ ህዝቢ እኮ እዩ ኣብ ክልተ ሃገር ዋላኳ እንተኾነ
2026-06-05 09:23:26
4
oreaycdh
ሰላሊዓ . 💊 :
ኤርትራዊ ገምቢ ሸታታ እንታይ በለ እዙይ ምስ ሰምዐ ረሳሓት ሓሰውቲ እንቋዕ ንስኹምስ ዓቕሚ ኣይሃለወኩም ብዘለኹማ ኣብ ሰደት እንተዘይ ጠፍኢኽን ሰብኡት ኣይኮናን ተጋሩ።
2026-06-05 07:03:13
6
kb.kev
kb ✒️⚔️💵💸💰☎️📲📱💻 :
ቆሊባ ከም ስምካ ንገሮም እዞም ባራዩ😁
2026-06-05 15:55:26
3
fitsum.grmeskel
ቅዱስ ሚካኤል ⛪️👏 :
ተዋሪዶሞ ዘንፈልጥ ኔርና።😁ካብ ደፊም ኮፒ ዝኮኑ ሰባት ደርፎም አይሰምዕን።
2026-06-05 07:07:39
3
user6530038610196
ማሂ ጋል ገሬ :
ዛሌባ ፅልልቲ
2026-06-05 07:13:17
2
aplha.bg1
Alula Belexom :
መረብ ሰጊሮም ዓድና እንትመፁ እግሮም ×
2026-06-05 14:01:54
2
even.amaniel2
Even Amaniel :
atum sebat nishtey hsbu ezia derafit gn natey eyu aybeletn tdegm trah eya zela
2026-06-05 06:43:40
0
jon.nigir
jon :
ዋዬ ኩሉ ደርፍና ሰርቆምና ደአኹንይ አይ ኤሪቲራውያን ሰረቅት ዐሌት
2026-06-05 10:52:53
3
user4741954836345
ዘኣማን :
ዘይሰርቂ ታይ ይፈልጡ 'ዞም ሓሳዳት ጎረቤት
2026-06-05 07:24:56
1
even.amaniel2
Even Amaniel :
emo tegagiya eya slezi wela shewit ktgage alewa malet diu
2026-06-05 07:22:01
1
wediberka
John eye TDF :
ትግርኛ ደርፍታት ዝደረፈ ተደረፎ ችግር የብሉን እንድያምን ተረሲዑ ዝነበረ ምቁር ናይቀደም ደርፍታት ዜማታት አሃዲሶም ተስምዑና ችግር የብሉን ግን ነቶም ናቀደም እውን እውቅና ንሃቦም
2026-06-05 16:46:37
0
dejenhadera199
@Dejen H :
ለያቡ ስሰሪቖምስ ተሰሪቕና ከዓ ይብሉ ልነገሩ ደርፊ ኣይኮነይ ልጨነወ ካልሲ ኬሚካል ደፊኦም ጥርሑ ጀሪካን ዝሰርቁ ሰረቕቲ
2026-06-05 17:43:29
0
its.me93012
It's Me :
2026-06-05 20:10:45
0
21kingo77
kingo :
abey alo ty denkoro wedy memhr zblwo mehaym
2026-06-05 11:51:02
0
To see more videos from user @kolibaboss, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About