@amanuel.dc: ሓርበኛ ኣቦና ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተ፡ ኣብ ግዜ ሰውራ ሓላፊ ሕክምና ህግሓኤ ብምዃን፡ ሂወት ክንደይ ተጋደልቲ ካብ መንጎ ዘድሓኑ ተጋደልቲ እዩ ። ኣብዚ ግዜ ኣቦና ኣሰፋው፡ 80 ዓመትን፡ ገለ ኣዋርሕን፡ ረጊጹ ይርከብ ፣ ኣብዚ ግዜ፡ ኣብ ሃገሩ፡ ኣብ ዓዱ ኮይኑ ጻማ ከርተቱ፡ ፍረጻምኡ ክረኽበሉ ዝግባእ ግዜ እኳ እንተኾነ፡ ግን እንታይ ይገበር ዘራጊ እንከሎ ጽሩይ ማይ ነይስተ ከምዝብሃል፣ ሳላ ህግደፍን፡ ስዓብቲ ህግደፍን ጽቡቕ ኣይተረኽበን ። ሰናይ ግብርኻን ውዕለትካን ኣይድምሰስን'ዩ ጅግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !!! #ኤርትራ

❮ወዲ 𝐌I𝐍I𝐒𝐓𝐄𝐑 ድሩዕ❯ 🍇
❮ወዲ 𝐌I𝐍I𝐒𝐓𝐄𝐑 ድሩዕ❯ 🍇
Open In TikTok:
Region: UG
Saturday 06 June 2026 15:36:25 GMT
5291
130
5
6

Music

Download

Comments

kebu034
star eri🇪🇷💙 ጋል በርሀ ጻዕዳ🦁 :
👑👑
2026-06-07 08:42:57
1
mamamya767
Eritrea :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-07 21:51:50
0
humanit173
✥ ካትሪን♔🧡 :
🥹🦁💙
2026-06-06 23:00:30
0
wedi_astir
ዋልታ🩶🩸 :
👑👑👑
2026-06-06 16:06:11
0
hibetbiedu620
Hibet Biedu :
😊😊😊😊😊😊😊
2026-06-22 14:16:22
0
To see more videos from user @amanuel.dc, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About