@powerupminds1st: ወዲ ተብዓታይ፥ ዝይዳ ዝሕግዛን፥ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎና እንተ ኮይኑ፥እሙን ምሓዛይ'ዩ ክብላ ካብ ገለ ደቒ ኣንስዮ ሰሚዐ'ለኹ። ግን ብሓቒ ኸ ከም'ኡ ድዩ? ➥ ደቒ ኣንስትዮ፥ ብሕውነታዊ ዝምድና ምሓዛ 🤍🤝 ወዲ ክህልወን ይብህጋ'የን። ብኣንጻሩ ወዲ ግን ነታ 💖💘 ዘፍቕራ ጥራዩ'ዩ እምብዛ ዝምእዘዝ። ስለዚ ሓደ ወዲ ንሓንቲ ምሓዛይ ትብሎ፥ ኣብ ዝደልየቶ ዝርከብ፥ ክሕግዛ ዝቓለስን ምስኣ ምዕለሊ💬❤️ መኽንያት ክፈጥር ዝውዕል እንተኾይኑ፥ ዘይገለጸላ❤️ ዘፍቕራ'ዩ። ➥ ናይ ገለ ደቒ ኣንስትዮ ዝገርመኒ፥ ብቓል 👉💖🙂 ጥራይ'ዩ ንፍቕሪ ዝሕተት ዝመስለን። ስለዝኾነ ክኣ ብስም ምሓዛይ፥ ነ'ቶም ብፍቕረን ዝተማረኹ ደቒ ኣዳም ብዘይፍላጥ ግዚኦምን ልቦምን ዘባኽና። ➥ ስለዚ እዚ ኩሉ ዝኾነልኪ ዘሎ ምሓዛይ ትብልዮ፥ ብስም ምሓዛይ ጅሆ💔⛓️ ሒዝኪ፥ ትብድልዮ ከይትህልዊ ምስትውዓል ከድልኪ'ዩ። ንስኻ ኸ እንታይ ትብል? ዕምቖት ስምዒት ምሓዛኺ ኸ? ብሓቒ ምሓዛኺ ድዩ ወይስ ግዜን ዕድልን ዝጽበ ዘፍቕረኪ'ዩ? BB Welday #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #habesha #eritreantiktok

powerupminds
powerupminds
Open In TikTok:
Region: GB
Sunday 07 June 2026 08:37:16 GMT
2615
96
7
6

Music

Download

Comments

user338373909466
rimon :
yes
2026-06-10 12:45:59
1
adoarsema2721
🤌🏽👸🏽ሕልናዊት ሄዋን🥺❤️‍🔥 :
እንታይ ምግባር ይሓይሽ ደኣ🥺🥺እቲ ስሜት ኣባይ ተዘይሃለወ ወይ ከኣ ሕዉስዋስ ስምዒት ተሃለወኒ ከ🥺
2026-06-13 01:49:48
0
yordanoshagosgheb
y :
🥰🥰🥰🥰
2026-06-10 20:00:12
1
samri.samri511
ሳምርቾ👑 :
🥰🥰🥰
2026-06-09 03:04:13
1
To see more videos from user @powerupminds1st, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About