@bere_mdl: #insomnio #viraltiktok #contenido #parati

𝓑𝓮𝓻𝓮 🦋
𝓑𝓮𝓻𝓮 🦋
Open In TikTok:
Region: MX
Tuesday 09 June 2026 07:54:44 GMT
97859
2377
2
496

Music

Download

Comments

lopez_lely92
Lopez_lely92/Fe+Salud🩺 :
cómo le explico a mi mente 🥹
2026-11-07 19:06:15
0
nels7238
nels🌸 :
🥰🥰🥰
2026-09-27 05:22:20
0
To see more videos from user @bere_mdl, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

#እዚ_ኩሉ_ብሳላኻ_እዩ!Alem Bairagabr  #ሓፍትና ኣርሴማ ኣብዚ ደረጃ እዚ ክትበፅሕ፣ ኣብ ዓበይቲ ሚድያታት ቀሪባ ድምፃ ክትስማዕን ሓሳባታ ክትገልፅን፣ ናብ ሕክምና ገፃ ክትከይድ፣ ህዝቢ ገንዘብ ከዋፅኣላ፣ ሼር ክገብረላ፣
#እዚ_ኩሉ_ብሳላኻ_እዩ!Alem Bairagabr #ሓፍትና ኣርሴማ ኣብዚ ደረጃ እዚ ክትበፅሕ፣ ኣብ ዓበይቲ ሚድያታት ቀሪባ ድምፃ ክትስማዕን ሓሳባታ ክትገልፅን፣ ናብ ሕክምና ገፃ ክትከይድ፣ ህዝቢ ገንዘብ ከዋፅኣላ፣ ሼር ክገብረላ፣ "ኣጆኺ" ኢሉ ተስፋ ክህባን ተስፋ ረኺባ ኣብዚ መድረኽ እዚ ክትበፅሕን ዝገበረ መጀመርታ ፈጣሪ እዩ። ድሕሪ ፈጣሪ ድማ ኣዲኣ እያ፤ ድሕሪኦም ቀፂሉ ግና ኩሉ ብሳላኻ ብኣኻ እዩ! #ሳላ ናብ ሚድያ ዘቕረብካያ፣ ሳላ ዝሓተትካያ፣ ሳላ ድምፂ ዝኾንካያን ድላይታ ክትዛረብ መድረኽ ዝኸፈትካላን ንስኻ ኢኻ። ኣነ ኩሉ ግዜ ነቲ ከም መሳልል ኮይኑ ንኻልእ ሰብ ዘሳግር ሰብ ከመስግን ብጣዕሚ ባህ ይብለኒ እዩ። ምኽንያቱ ናብቲ ላዕሊ ክትድይብ ከለኻ፡ እቲ መሳልል ዝኾነካ፣ ዝደገፈካን ጉዳይካ ኣብ ላዕሊ ክበፅሕ ዝገበረን ሰብ ክርሳዕ የብሉን በሃላይ እየ። መሳልል ምዃን ናይ ወዲ ሰብ ዋና ቁምነገርን ናይ ህይወት መሰረትን እዩ፤ ስለዚ ድማ ኩሉ ብሳላኻ እዩ! #ንሓፍትና ኣርሴማ ድማ ምሉእ ሕክምናኣ ወዲኣ ትሕጐሰሉን ትድሰተሉን፣ ሓጐሳ ተመሊሱላ ደስተኛ ኮይና ብሰላም ትምለሰሉን ይግበረላ። #ንኹሉ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ዝነብር ዘሎ ወዲ ሰብ ሰላምን ፍቕርን ይግበረሉ። ነቶም ብገንዘብኩም ዘዋፃእኩምላ፣ ዝሓገዝኩማን ክሳብ ሕጂ እውን ትሕግዝዋ ዘለኹምን ኩልኹም ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም!! ጥቅሚ ጉኑ ንከምዚታት እዩ👌

About