@godslove0957: ሓደ ሓደ ግዜ ርእሰ ክብርኻ ንምሕላው ክትብል ካብ ሰባትን ቦታታትን ክትርሕቕ ይግደደካ እዩ። እዚ ማለት ንሰባት ትጸልኦም ኣለኻ ማለት ዘይኰነስ፣ ንርእስኻን ንሰላምካን ዝያዳ ተፍቅራ ኣለኻ ማለት እዩ። ብስሉነት (Maturity) ማለት ኣየናይ ውግእ ክትዋግኦ ከም ዘለካ፣ ኣየናይ ድማ ሓዲግካዮ ክትከይድ ከም ዘለካ ብጥበብ ምፍላጥ እዩ። 🦅" 👇 ንስኹም ከ እንታይ ይመስለኩም , follow ብምባል ናብ ካልኦት ንክበጽህ ድማ share nbel #creatorsearchinsights2025 #positivevibes #fypシ゚viral🖤tiktmyvideo #fyp #habeshatiktok

Tigisti Debesai
Tigisti Debesai
Open In TikTok:
Region: CA
Wednesday 10 June 2026 05:58:28 GMT
504
42
2
7

Music

Download

Comments

wediakele356
Nቲ 🫂💙🌿🥷🤝 :
💙💙💙
2026-06-10 10:29:21
1
To see more videos from user @godslove0957, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About