@_xojiyeva__:

Madinaxon🤍✨
Madinaxon🤍✨
Open In TikTok:
Region: US
Wednesday 10 June 2026 22:30:49 GMT
11893
501
9
21

Music

Download

Comments

raxmvvnaas
raxmvvnaas :
А откуда двойка?🥹
2026-06-11 17:52:24
0
xasanboy2103
xasanboy2103 :
tabrikleman madina umriz uzoq bolsin Ota onezni baxtiga sog boling doyim 🥰🥰🥰
2026-06-11 05:05:04
1
....._cn
....... :
oyy krasotka
2026-06-11 07:26:47
0
dilya_0662
dilya_06 :
ooyy krasotka opameyy❤️❤️
2026-06-11 07:52:15
0
077.vsb
umarqulov 🥷🏻 :
🫣
2026-06-11 06:13:41
1
001.uzb0
001 UZB :
🥰🥰🥰
2026-06-11 02:35:52
0
umiduz51
Umiduz :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-11 18:00:39
0
To see more videos from user @_xojiyeva__, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

✝️ በስመ ሥላሴ እቀጥቅጥ ከይሴ! ✝️ ​📖  ቃል ኪዳን ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ​ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ፡ ዓሰርተ ክልተ (12) ክቡራት ኣኽሊላት ሂብዎም እዩ። ንሳቶም ድማ፦ • ​ሰለስተ (3) ኣኽሊላት ካብ ቅዱስ ሚካኤል • ​ሰለስተ (3) ኣኽሊላት ካብ ቅዱስ ገብርኤል • ​ሰለስተ (3) ኣኽሊላት ካብ ቅዱስ ሱራፌል • ​ሰለስተ (3) ኣኽሊላት ካብ ቅዱስ ኪሩቤል እዮም። ​ ​ጐይታ ቀጺሉ ዓቢ ግርማን ብርሃንን ክህቦም ከሎ ከምዚ በሎም፦ • ​
✝️ በስመ ሥላሴ እቀጥቅጥ ከይሴ! ✝️ ​📖 ቃል ኪዳን ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ​ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ፡ ዓሰርተ ክልተ (12) ክቡራት ኣኽሊላት ሂብዎም እዩ። ንሳቶም ድማ፦ • ​ሰለስተ (3) ኣኽሊላት ካብ ቅዱስ ሚካኤል • ​ሰለስተ (3) ኣኽሊላት ካብ ቅዱስ ገብርኤል • ​ሰለስተ (3) ኣኽሊላት ካብ ቅዱስ ሱራፌል • ​ሰለስተ (3) ኣኽሊላት ካብ ቅዱስ ኪሩቤል እዮም። ​ ​ጐይታ ቀጺሉ ዓቢ ግርማን ብርሃንን ክህቦም ከሎ ከምዚ በሎም፦ • ​"ኣብ የማንካ፡ ኣብ ጸጋምካ፡ ኣብ ቅድሜኻን ኣብ ድሕሬኻን ነፍሲ ወከፎም ሚእቲ ሽሕ (100,000) መብራህቲ ሂበካ ኣለኹ።" • ​"እቲ ካብ ነፍሲ ወከፎም ዝወጽእ ብርሃን ድማ ካብ ጸሓይ ሾብዓተ ዕጽፊ ዝበልጽ እዩ።" • ​"ከምኡውን ሚእቲ ሽሕ (100,000) ድባባት ብርሃን ሂበካ ኣለኹ፤ እቲ ብርሃኖም ድማ ካብ ጸሓይ ንላዕሊ ዘንጸባርቕ እዩ። ​ጐይታ ብዛዕባቲ ንሓሙሽተ ሚእትን ስሳን ክልተን (562) ዓመታት ዝገበርዎ ተጋድሎ ብርሃን ኣልቢስዎም፡ እዚ ዝስዕብ መተካእታ ዘይብሉ ቃል ኪዳን ሂብዎም፦ • ​መዘከርታ ስም፦ "ኦ ፍቁረይ! ሰላም ንዓኻ ይኹን፤ መዘከርታ ስምካ ቃል ኪዳን ክህበካ መጺአ ኣለኹ።" • ​ተስፋ፦ "መጽሓፍ ገድልኻ ዝጸሓፈን ዘጽሓፈን፡ ከይተጠራጠረ ብስምካ ዝተኣመነ፡ ብስምካ ዝተዘከረ፡ ንጥሙያት ዘብልዐ፡ ንጽሙኣት ዘስተየ፡ ዕጣን፡ መብራህቲ፡ ዘይቲ፡ ስምዒ ወይ ጥቃፍ ዝሃበ፡ ብስምካ ቤተ ክርስቲያን ዝሃነጸን ዝሓገዘን፡ ኩሎም ክሳብ ዓሰርተ ሓሙሽተ (15) ወለዶ ክምሕረልካ እየ በሎ ። ​ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ንጐይታ፡ "ወላድ ዘይብሉ (ዘይወለደ) እንተኾይኑኸ?" ኢሎም ምስ ሓተቱዎ፡ ጐይታ ዝሃቦም መልሲ ተስፋ ዝህብ ነበረ፦ • ​"ብቃል ኪዳንካን ብጸሎትካን ደኣ ይተኣመኑ እምበር፡ ወላድ ክህበልካ እየ (ክባርኾም እየ) በሎ ።" • ንእግዚአብሔር ምስጋና ይኹኖ ንዓና ውን ብጸሎት ኣቦና ገብረመንፈስቅዱስ ይምሓረና ኣሜን። ተፈቲናዮ ሼር ኣይንሕመቅ • ​#ኣቡነ_ገብረ_መንፈስ_ቅዱስ • ​#ጻድቅ_ዘገዳም_ኣቡነ_ገብረ_መንፈስ_ቅዱስ • ​#ተዋህዶ_ሃይማኖተይ♥️✝️💒💞🙏

About