@kiyaye014: ጥልመት ኣብ ፍቅሪ🫶💔👩❤️👨 ጥልመት ጥልመት ኳ ተኾነ ናይ ፍቅሪ ጥልመት ግን ፍልይ ዘብል ነገር ኣለዎ እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ልዕሊ ነብስካ ክተፍቅሮን ክትሓልየሉን ናይ ምግባር ልዑል ሓይሊ 'ለዎ:: ሓቀኛ ፍቅሪ ፍጹም ሕማቕ ነገር ኣብ ኣእምሮካ ከይተሓስብ ብፍቅሩ ተደፊንካ ክትጓዓዝ ይገብረካ ልዕሊ ነብስካ ዝኣመንካዮን ዘፍቀርካዮን ክጠልመካ ዘሎ ስምዒት ንምግማት ዝከብድ ኣይኮነን ልዕሊ ነብስካ ምስ ትኣምንን ተፍቅርን ኣብ ሞንጎ ጥልመት ምስ ዘጋጥም ኣንፈትካ ክትስሕተሉ ዘክእል ልዑል ሓይሊ 'ለዎ ተደጋጋሚ ጥልመት ምስ ዘጋጥመና ኣብ ሂወትና ብዙሕ ነገር ክቅየር ይክእል 'ዩ ዘይ ነብስካ ምምሳል እዉን ከላምደካ ይክእል ዩ ማለት ተጣራጣሪ ባህርያት ክነማዕብል ንክእል ኢና😓 ኣብ ሂወት ምትላል ዝበሃል ነገር የለን ዝኣመነካ ምጥላም እምበር አብ ዝኮነ ይኩን ኩነታት 'ቱ ክጠልም ዘይ ክእል ሓደ ኣምላክ ብቻ እዩ👏:: ልዕሊ ከይንጥለምን ከይንጠልም ንጠንቐቕ💚🙌
🎭𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄♠️
Region: SA
Wednesday 10 June 2026 23:44:33 GMT
Music
Download
Comments
ጓል ቢቶው (ጓል ቲ ጅግና) :
hrrr ilka si hrrr🥹💔
2026-06-13 16:16:50
4
👸🏾¥õrû$ 🩵 :
Ufff libey ewe 💔
2026-08-08 23:10:37
0
𝟗𝟗 𝐀𝐍𝐆𝐄𝐋𝐒 :
2026-06-19 18:53:58
3
𝓰𝓪l̶ 𝓴𝓮𝓼𝓱i̶💙💚♥️ :
ኦ አመልከይ ሃድርካ ሃልወን ባልክ 🙏😳🫶
2026-06-23 10:19:20
2
አደይዓለመይ :
💔😢
2026-08-08 15:39:17
0
ዑፈይ🖤 :
tefexeme🥹😔
2026-06-11 10:21:48
3
B,F,S,F :
2026-08-13 08:59:55
0
Ãľøňë Ğĩřľ😓💔 :
😓💔
2026-08-07 16:01:26
0
@aki hafti selemun🥺🕯 :
2026-08-20 20:46:18
0
mekedi :
2026-08-12 05:33:32
0
Betu Mahaza Hryti :
2026-07-19 07:41:48
0
𝚊𝚖𝚗𝚎𝚝𝚎𝚢 𝚔𝚎💔🥺 :
💔😥
2026-08-09 21:58:33
0
✥𝚃𝚑𝚎𝙾𝚏𝚏𝚃𝚛𝚊𝚌𝚔_𝟷𝟼✥ :
💔🖤😭
2026-06-26 06:52:06
1
𝓯𝓺𝓻𝓮𝔂🤟 :
2026-06-19 05:17:46
1
um titi 👸🌸 :
😭
2026-08-01 12:41:42
0
wadi M,D king :
💔🥺🙏
2026-06-13 09:33:35
0
susu gal masswa :
🥺
2026-07-24 22:46:20
0
ĥelų Queen :
🥺
2026-07-28 19:36:32
0
queen girl 👸 :
ufff fiqri gin🥺🥺🥺
2026-08-18 07:03:10
0
Sinu👸 :
2026-07-28 12:25:03
0
yo :
💔💔💔
2026-08-29 14:39:09
0
Ariyam👸🇳🇱 :
2026-07-29 16:24:52
0
Ozil :
2026-06-29 04:36:47
0
To see more videos from user @kiyaye014, please go to the Tikwm
homepage.