@kiyaye014: #ሄዋነይ #ክቡር_ዩ_ንጽህናኺ 😌 ምጭዋት የዒንትኪ መታን ከይነብዓ ማእከል ከይትእመኒ ኣንጉል መፅብዓ ክቡር ዩ ክብርትኺ ህይወት ኹፉእዩ ጽልሚ እዩ መልክዓ ርዝን በሊ ወላ ይበሉኺ ኮሪዓ ክቡር ዩ ዋጋኺ ኩሉ ዝቐረበኪ ፈታዊኺ ኣይኮነን ጥንቁቕ በሊ ሄዋነይ እመኒ ንዘመንን ክቡር ዩ ንጽህናኺ 😌 ክቡር ዩ ክብርትኺ ብነዊሕ ዘይትመን ዋጋኺ ፍለጥዮ ምስልኪ ከይድወን ክቡር ዩ ክብርኺ 🥺 ልብኺ ከይትስበር ብውሽጥኺ ተሪርኪ መንነትኪ ዓቅቢ ከይጥልሙኺ ንዓኺ ክቡር ዩ ዋጋኺ 😌 ከም ወርቂ ተኮልዒ ብሓዊ ተፈቲንኪ ንጽባሕ ደሚቕኪ ክትርኣዪ ንስኺ ክቡር ዩ ክብርትኺ 👸 ውሽጥኺ ኣይትክፈቲ ንኹሉ ንዝመጸ ኣብ ኣፍ ደገኺ ቆይሙ ንዘንጸባረቐ ክቡር ዩ ንጽህናኺ 🥺 ከም ዕምባባ ኹኒ ወትሩ ትንህሊ መገዲ ህይወትኪ ብጥንቃቐ ክኣሊ ➡️➡️➡️ መቐረት ህይወትኪ ኣብ ኢድኪ እያ ዘላ ብተንኮል ከይትጠፍእ ሓልውያ ካብ ኹላ ክቡር ዩ ንጽህናኺ 44:: ሰላም ንኹሉ ወዲ ሰብ ❤️🥰🙏🏻
༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
Region: SA
Friday 12 June 2026 19:52:26 GMT
Music
Download
Comments
ብሬ)ከኣሊት ኩሉ💚🦋 :
@ብሌን"ገረዓልታዊት"❶❻✝️@ሳምሪ ገረዓልታዊት💘 @ፍዮሪ ጋል ገራዓልታ @ሸዊት ጋል ምህረይ @ሜሪ ገርዓልታዊት❤🥰 @ኣንድ ቀን ጋብዘክን🥰
2026-06-14 13:39:09
3
one day :
እዛ ክላሲካል ግን 🥰🥰🥰🥰
2026-06-12 20:34:41
2
Gaል Maማ🥀👸 :
እሽኒ🙏🌺💋
2026-06-12 20:17:15
1
⅑~____ጥ~ጋ~በ~ኛ~~~💀 :
@༆𝐋𝐥ንዳ༄✞︎ꨄ︎༆ 🥰🤞
2026-06-12 20:24:31
1
rutateklay41 :
ok heray🙏🙏🙏
2026-06-13 10:39:21
1
gdey :
🥰🥰🥰
2026-08-04 07:55:37
0
𝑘𝑒𝑣𝑖 𝑙𝑜𝑣𝑒 💚 :
🥰🥰🥰
2026-06-12 19:59:11
0
Lidu :
Bihaki 😁
2026-07-06 17:07:40
0
S&T🤴🏋🏿♂️ :
@ትጂ Queen👸⛪27💊 የኔ ልእልት ኣብ ዝከድክዮ ኣብ ጎንኪ ኣለኩ ብቻ ንስኪ ፍሽክ በሊ👸❤🥺
2026-06-30 03:12:19
0
ተመስገን ኣምላከይ :
እሽይ🥰🙏
2026-06-19 09:44:44
0
ሻሹ ገብረ :
🥰🥰
2026-06-16 19:15:49
0
ሓፍቲ የኑ :
👌👌👌
2026-06-15 22:12:44
0
ጋል ሙሌየ ማኛ :
🥰🥰🥰
2026-06-13 23:32:28
0
semhar :
🥰🥰🥰🥰
2026-06-13 23:24:40
0
ላንቺ ብየ ልኑር እማየ :
🥰💞👑
2026-06-13 21:53:41
0
𝐃𝐢𝐚𝐦𝐨𝐧𝐝 💎 :
🙏🫶
2026-06-13 10:57:03
0
ሓንቲ ነዲኣ 🤱🥺🔰🇬🇧🥷 :
@ራኪ ጓል ኣባለይ @𝑏𝑟ቱ𝑐𝑎ን👸💊 😪💝
2026-06-13 04:22:28
0
ትግራወይቲ👑💛❤ :
🥰🥰
2026-06-13 02:29:18
0
M ነኝ የቅዱስ ሚካኤል ልጅ 🙏 :
እሺ🙏
2026-06-13 02:19:13
0
sdet :
saty calm💚
2026-06-13 01:32:26
0
🄼➢ 𝑧𝑒 𝑐ℎ𝑟𝑖𝑠𝑡𝑜𝑠👁🎚 :
@𝓸𝓷𝓮 𝓭𝓮𝔂 ❤️💛
2026-06-12 23:38:17
0
ቀባጽ👸❤🔒 :
@⚡️ሮዛ✨ጨረቃዋ🌸💜🥀 🌍❣️🫶
2026-06-12 22:55:13
0
Md Hafij :
🥰🥰🥰
2026-06-12 21:10:58
0
ፈቃር ነዲኣ 💞💓💙💙💗 :
🥰🥰🥰
2026-06-12 20:07:36
0
To see more videos from user @kiyaye014, please go to the Tikwm
homepage.