@titi.16.2026: ✍️ሔዋነይ ክብርኺ መጋረጃ ኣለዎ። ክቡር ነገር ብቀሊሉ አይርከብን ብዘይ ገደብ ድማ ንኹሉ አይርአን እዩ። ሃምቲ ኣብ መቅደስ እግዚአብሔር ቅድስተ ቅዱሳን ብመጋረጃ ተሸፊኑ ዝነበረ ናትኺ ልብን መንነትን ድማ ንኹሉ ሰብ ክፉት ክኸውን የብሉን። እቲ መጋረጃ ቅድስተ ቅዱሳን ዝኸፍት ካብ ነገደ ሌዋውያን ሊቀ ካህን ሃም ነበረ ኹሉ መጋረጃ ኽብርኺ ክኽፍት ዝኽእል ነቲ ዋጋኺ ዝፈልጥን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብቅንዕና ዝመላለስ ኣዳም ጥራሕ እዩ ክኾን ዘለዎ ሂዋነይ💜🥰 ብደስታ መሊእኻዮ ልበይ እዛ መዝሙር ካዓ ደስ ክትብል🌸💜

Titi Ze Tewahedo✝️📚🇨🇦
Titi Ze Tewahedo✝️📚🇨🇦
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 13 June 2026 00:48:14 GMT
2236
287
0
13

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @titi.16.2026, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About