@gasser.obs: Peep new rig 👀#fyp

Hunter griffin
Hunter griffin
Open In TikTok:
Region: US
Saturday 13 June 2026 01:40:17 GMT
1174
105
2
2

Music

Download

Comments

xxkotabear143xx
Dakota :
Closer to home 🤪
2026-06-13 01:41:41
1
To see more videos from user @gasser.obs, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሰላም ኣብ ርሑቕን ቀረባን ብምዃን ነዛ ሕሳብ ትከታተሉ ዘለኹም ምሳኹም ዘለኹ ሓውኹም ሜሪ'የ ።  ብምቕጻል እዚ ኣብ ስእሊ ትሪእዎ ዘለኹም ሓውና ስሙ ዮሴፍ/ጆሲ ገብረስላሴ ይበሃል ። ኤርትራዊ ኮይኑ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ዓዲ ተራ እምኒ ንኡስ ዞባ ዱባ'ሩዋ ዞባ ደቡብ'ዩ ። ኣብዚ ሕጂ ኣብ ሃገረ ሊብያ'ዩ ዘሎ ። ሊብያ ክኸይድ ምርጫኡ ኣይነበረን ኮይኑ ግን እታ እንኮ ሕልመይ ከተስምረለይን መሳለል ኮይና ከተሰጋግረንን ትኽእል'ያ ኢሉ ዝሓረያ ሃገር ሃገረ ሊብያ ስለ ዝነበረት ወላ'ኳ ብዙሕ መሰናኽላት ክገጥሞ ምዃኑ ይርድኦ እንተነበረ ኮይኑ ግን ዝተጨነቐ ሰብ እንታይ ዘይገብር ዓቕሉ ንስ ዝጸበቦ ከይፈተወ ናብ ሊብያ ክኸይድ ተገዲዱ ።  ኣብ ሊብያ 6ተ ወርሒ ጌሩ ኣሎ እዘን ሽዱድተ ወርሒ ድቃስ ለይቲ ነዛ ሰለም ከብል ኣይከኣለን ለይትን ቀትርን እንተዘይ ከፈልካ ተባሂሉ ይግረፍ'ዩ ዘሎ ኣብ ንኡስ ዕድሜኡ ጌና ንዓለም ማንካ ዘየልዓለላ ንኡስ ወዲ 20 ዓመት'ዩ ኣምላኽ ምስኡ ይኹን ። ተሓቲትዎ ዘሎ መጠን ሕሳብ ድማ 7500$ USD Dollar እዩ ።  ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ድማ ኣነን ንስኻን ንስኽን ነዚ ሓውና ድምጺ ንኹኖ እቶም ብገንዘብ ክንሕግዞ ንኽእል ብገንዘብ ንሓግዞ እቶም ብጸሎት ክንሕግዞ ንኽእል ብጸሎት ንሓግዞ ። ከምኡ'ውን በዛ ኣነን ንስኻን ንስኽን ንገብረሉ ሸርን ሪፖስትን ዓቢ ሓገዝ ክንሕግዞ ንኽእል ኢና'ሞ ኣይንብቀቐሉ ፣ እንተወሓደ ናብ 20 - 30 ሰብ ሸር ንበለሉ ከምኡ ድማ ዝርገሐ ናይዚ ጽሑፍ ንኽዓቢ Like ዓቢ ሓገዝ'ዩ እሞ Like and Repost ንግበረሉ ።  እቶም ክትሕግዙ ትደልዩ ድማ በዘን ኣብ ታሕቲ ዝገድፈልኩም ቁጽሪ ቴለፎናት ክትግዙና ብትሕትና እላቦ ኣቐዲምና ንእትገብሩልና ደገፍ ከነመስግን ንደሊ ።  Uganda +256742565442 Her name Adiam ( or ) Eden she has two names! Sweez... +41765652422 His name Kidane !!! ብድጋሜ ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ስለ'ቲ ተገዲስኩም ዘንበብኩማን ነቲ ወርቃዊ ግዜኹም ከይበቐቕኩም ክብረት ይሃበልና ብምቕጻል ሓደራኹም በዛ ናተይን ናትኩምን ደገፍ ሓውና ካብቲ ዘለዎ ማዕሙቕ ሰልሚ ክወጽእ ይኽእል'ዩ እዚ ግን ዓቑሚ ዘለና ብገንዘብ እቶም ዘይብልና ድማ ብሕልናን ብ Share Like Repost and more things we can help him it means a lot of to him !!! ።  ሜሪ ንጹር ዕላማ  #bluerivolution💙 #ethiopian_tik_tok #tiktokindia #nhamedu💙 #ንጹርዕላማ

About