@kiyaye014: #ሄዋነይ ሽግርኪ ዶ በዚሑ🥺 -------------------------------------- ሄዋነይ ሽግርኪ ዶ በዚሑ🥺 ዓለም ዶ ፀሊሚቱ ፈተና ተባዚሑ ንብዓትኪ ክዉሕዝ ብጉያ ክርህዉ እዩ ድሓን ብመአለያ 🍃ማዓበል ይምፃእ ፈተና ይተዓፃፀፍ ዉሽጣዊ ሓይልኪ ኣይኾነን ዝዓርፍ ከም ወርቂ ተፈቲንኪ በቲ ሓዊ ክትወፅእ እያ ነታ ዓለም እትበርሂ 💚ሰለዚ ሄዋነይ ርእስኪ ኣኒዊሕኺ ሓዝዮ ነቲ ናይ ፅባሕ ብራሃን ብእምነት ተቐበልዮ ሽግርኪ ክሓልፍ እዩ ኩሉ ሰጌሪኽዮ ንስኽስ ፅንዕቲ ኢኪ ኩሉ እትስዕርዮ 🌷ፈተና እንተበዘሐኪ ኩሉ እንተራሓቀኺ ለዋህ ኣምላክ ኣሎ ሽግርኪ ዝፈታሓልኺ ስለዚ ሄዋነይ ፅንዒ ድኣ መፃኢ ኽበረሀልኺ እዩ።✍️👸💚🥺 #ሰላም ንኩሉ ወድሰብ💌🥰🙏🏻

༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 13 June 2026 13:37:27 GMT
1340
48
3
3

Music

Download

Comments

danayt.tsefy
🦋"🅳𝒊𝒏𝒆𝒚 🅷𝒂𝒍𝒂𝒍"👸🦋 :
💝💝💝
2026-06-13 14:10:40
0
user029852237
ማሂ ሓፍቲ ሳምሪ👭💘💏 :
🥺🥺🥺
2026-06-13 13:48:12
0
fthiiiiiiiiii
fthi :
💝💝💝💝
2026-06-13 14:26:20
0
To see more videos from user @kiyaye014, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About