@bri8763n7vxzp: ♥✅"ውልቃዊ ህይወት ዝነብሩ እስካብ ዝነበሩ ፡ሓዳር ኣብ ዝሓዝካሉ ግን ከምኡ ኣይቅጽልንዩ ናይ ክልተ ንክልቲአኻ ኣብ ዘረብሕ ነገር ኢኻ ተተኩር ♥✅"ገና ኣብ ፍቕሪ ከለኻ እውን ከምኡ እቲ ፍቕሪ ናብ ሓዳር ዘምርሕዶ ኣይኮነን ወይስ ብርክብ ክልቲአኹም ርግጸኛታት ኣይኮንኩምን ♥✅"ፍቐሪ ንዕላማታትካን መደባትካን ጽልዋ የብላን እኳ ደኣ ብኣንጻሩ ናይ ሓባር ዕላማ ጌርካ ቀልጢፍካ ክትበጽሖ እያ ትሕግዘካ ናብቲ ዘለካ ሓይሊ ሓይሊ ኢኻ ትውስኽ ሙውቕ ሓይሊ ሰለማዊ ሓይሊ መቐረት ዘለዎ ህይወት ናነበርካ ነዚ ግን ናትካ ♥✅ ♥✅"ሓቀኛ ፍቕሪ ካብ ውሽጥኻ ዝምነጩ ስምዒት ነብስኻ መሲልካ ትኸደላ እዩ ክኸዉን ዘለዎ ፊደላት ኣጣሚርካ ጽቡቕ ብዛዕባ ፍቕሪ ስለ ዝፀሓፍካ ወይ ቡዙሕ ጥዑማት ቃላት ፍቕሪ ስለ ዝተዛረብካ ክኸውን የብሉ ከምዘፍቀርካ ርግጸኛ ኹን ♥✅"ኣብ መንጎኹም እምነት ክህሉ ኣለዎ ሰባት ክኣምኑ ኣይጸልኡን ብሰንኪ ተግባራትካ ግን ኣይኣምኑኻን እምነት እንተዘይሃልዩ ኸኣ ቀጻልነት የለን እና እሙን ኩን ♥✅"ኣዝያ ኣገዳሲት እንታይ ትደልዩ ;እንታይ ኣጥፊእኹም ;ኣበይ ጽብቕ ኣለኹም ;ኣበየናይ ምንቅስቃስኩምከ ክተስተኻኽሉ ይግበኣኩም ;ኣብ ሞንጎኹም ዝተፈጥረ ክፍተት ብኸመይ ትፈትሕዎ ትሕግዘኩም ከኣ ብግልጽነት ምስ ትዘራረቡ እያ ግልጽነት ኣዝያ ኣገዳሲትያ ምንጪ ካበ ዘንብብዎ ♥🌹"ፍቑራት ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ሰብ ሓዳር ከኣ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም አሜን//፫// 🌿🌺 💭"ብሪ እየ ናይ ክርስቶስ ባርያ ተመሰገን አምላከይ ሰለቱ ሰናይ ውዕሎትካ🌿🌺♥ #ortodoxtewahdo💒💒💒❤️❤️❤️ #creatorsearchinsights #tgraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
📚"🎼ብሪ ናይ ክርስቶስ ባርያ"📚🤍 ♡
Region: SA
Sunday 14 June 2026 10:31:02 GMT
Music
Download
Comments
ተመስገን ፈጣሪ :
ኣሜን //3//🙏🙏🙏🤲🤲🤲
2026-06-14 16:59:59
1
🫥 :
keep it up🥰
2026-06-16 09:34:02
0
🍃sᴀʙɪ🪻🦜²¹ :
ዞም ካብ ልቦም ተፋቕሮም ዝነብሩ ግን ክንደይ ይዕደሉ🥺
2026-06-14 17:56:27
1
Tedros tafere 🇸🇩 :
🥰🥰🥰
2026-06-14 12:53:46
1
To see more videos from user @bri8763n7vxzp, please go to the Tikwm
homepage.