@thuthuy14026:

Thu Thuỷ
Thu Thuỷ
Open In TikTok:
Region: VN
Sunday 14 June 2026 11:27:12 GMT
181
31
0
1

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @thuthuy14026, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሎሚ ለለ ናነብሲሄር ድምፃዊ ዳዊት ነጋ ነዋግዕ🥺❤ ዳዊት ካብ ኣተዓባብይኡ ክሳብ ሞት ለሕዘነኒ ፍጡር🥺 ዳዊት ነጋ ብ1981 ኣብ ከተማ መቐለ ማርያም ጉጉሳ ስፈር ተወሊዱ ዓብዩ። ትምህርቱ ኣብ ቤት ት/ቲ መስረት እና ዓይደር ተኸታቲሉ እዩ። ዳዊት ወለዱ ኣብ 8ተ እና 10ተ ዓመቱ ላሃለየ እዩ ብክልተ ዓመት ኣፈለላይ ኣብኡን ኣድኡን ስኢኑ። ልተወስነ ዓመት ምስ ፈታዊት እንኡ ኮይኑ ፀኒሑ ትምህርቱ ይከታተል ነይሩ።  ድሕርኡ ግን ላብ ማይለሓም ከይዱ ብ200 ብር ገዛ ተኻርዩ ምሽት ምሽት ሽጋራ ሶፍቲ ላሽጠ ይነብር ነይሩ። ዳዊት ኣብ ሂወተይ ተስፋ ምቑራፅ ኣይፎትይ ይብል ነይሩ። ሙዚቃ ከዓ ካብ ብንእሽተዩ ይፎቲ ስለ ልነበረ ዳሕና እዩ ነይሩ፤ ኣብ ንግዲ ላሃለየ ለ ናብ ስርከስ ትግራይ ለዳለዩዎ ነይሩ ክደርፍ ከይዱ ከሊኦምዎ ኣየድረፉዎይ ተመሊሱ🥺 ተስፋ ለቆረፀ ዳዊት ብዙሕ ከይፀነሐ ምስ ማርሽ ባንድ ዝበሃል ጉጅለ ፖሊስ አፔስትራ ትግራይ ተጠርኒፉ ከም ድራም፣ ሳክስን ትራፔትን ዝበሃላ መሳርሕታት ሙዚቃ ክፃወት ጀሚሩ። ዳዊት ኣብ ሙዚቃ ለለኒ ድልየት ምእንቲ ክበፅሖ ገንዘብ save ክገብር እንየኒ ልሃምኡ ከዓ long time ምግቢ ከይብላዕኩ ይሓድር ነይረ ይብል ነይሩ🥺 ተስፋ ክቆርፅ እሞ ለይሕስብ እዩ ደራፋይ ኮይነ ልባዕለይ ኣብ ኣፍሪካ ሙሉእ ክሪኣ ጥራሕ እየ ልሓስብ ነይረ ይብል ነይሩ።  ሀም ልበሎ ከዓ ካብ ስማዕቲ ቋንቋ ትግርኛ ሓሊፉ ላብ ካልኦት ዓዲ ክበፅሕ ዝኸኣለ ዳዊት ልዓዱ ወኪሉ ብብርኪ ኣፍሪካ ኮክ studio ክቐርብ ዝኸኣለ ስሙይ ደራፊ ኮይኑ እዩ።😍 ዳዊት ናመጀመርያ #እንዳእመና ትብል ደርፊ ብምስራሕ ምስ ስማዕቲ ደርፊ ትግርኛ ተፋሊጡ እዩ። ድሕሪኡ ብዙሓት ልዕሊ 20 ነፀላ ዜማ ስሪሑ ናብ ስማዕቱ ኣብፂሑ እዩ። ሕድያት መቐለ፣ መንደረይ፣ ወዛመይ፣ ባባ ኢለን፣ ገልገለ መስቀለይ፣ ብነፀላይ፣ ገዛና፣ ቸቸኮላታ፣ ኣኩስማዊት፣ ለይትርከብ፣ ኦሮምኛ ለ ኣለዎ ብዙሓት..... #ሕድያት_መቐለ፦ ጎበዝ ዓበደ ብቆልዓ እንደርታ ልቡ ነደደ ሆሳእና ዕባይ ቆልዓ መቐለ ለለ ክትብል ንሳ ኣነ ሽው ኢለ ስብ ሕማቅ ክረኽቦ ለየኽእሎም ከብዶም ጅብሩክ ኣዲሳለም ኣለው ዶ ዓዶም ቆናጁ ማይለሓም ደይባ ዳራእሲ ኮፍ ኢልክን ምኸራ ልኣይ ልኾን ፈውሲ.... #ወዛመይ፦ ንዕነይዶ ኣዋልደይ ዝለላ ሓፍትኽን ደሚቓ ዓምቢባ ከም ድላያ ትኹን ድላያ ትኽእለሉ ኩሉ ከጥዕመላ ሓፍተይ ናተይ ወለላ ጥዑም ኣበባ ጥዑም ኣበባ ኩሉ የጥዕመላ ሓፍተይ ወለላ #ብነፀላይ፦ ወይኖየ ወይኖ ወይኖ ፅሪቲ ብዘይብኣኽስ ኣይወግሕን ለይቲ ዕድለኛ ኮይነ ናተይ ካብ ኮንኺ ንዕናይ ትግራይ ከዛውረኪ ጥበብኛ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ሳባዊተን ንሳ ዳኣኾነትይ ቀደማየ ታቦተ ፅዮን እምነት ተቐኒታ ዛሓላዊት ታሪክ ኣያታታ ቀደማየ ተቀባሊት ጋሻ ኩርዓት ዓይኒ ሓበሻየ.... #መንደረይ፦ እታ ትግራይ ዓደይ ከመይ ኣላ ናፊቐያ ሎምስ ዛወለላ ነፊቐ ኣነስ ደቂ መንደረይ ከመይ ኣለው ጎረባብተይ... ከይበዝሐኩም ላተስከፍኩ'የ ለሕፅሮ ለኹ ሓበሻ ስብ😊 ዳዊተይ ብዙሕ ከየዕረፈ ብዙሕ ልስረሐ ፍጡር🥺❤️

About