@nxurelama0: ናይዚ ሓውና ሎሚ ካብ ናብ ክትብል ስእሉ ሪአያን ብውሽጢ ድማ ብዙሓት ሰባት ሰዲዶምለይን ። ገለ ሰባት ምሩኽ ብምባል ይስሕቅዎ ኔሮም ኣብቲ ዳሕረዋይ ዝነበረ ኲናት ኤርትራን ኢትዮጲያ ካብ ዝተማረኹ ኤርትራዊ መንእሰይ'ዩ ። ኣነ ግን በኽየን ኣመስጊነን'የ እቲ ዘብከየኒ ምኽንያት ኣብ ከመይ ከም ዝነበረ ስለ ዝተረደኣኒ'ዩ ብዘይ ብኡ ድማ እቶም ኣብቲ ህሞት'ቲ ቀቢርናዮም ዝመጻና ብጾትና ስለ ዝዘከርኩ'የ ። እቲ ዘመስግኖ ግን ዕጫኡ ዕጫ'ቶም ካልኦት መናእሰይ ዘይ ምዃኑን'ቲ ዝነበረ ግዜ ሓሊፉ ሕጂ ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ምህላዉን'ዩ ። ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ተስፋ ይገብ ጽቡቕ ሂወት ይመርሕ ክህሉ ። ምናልባት'ቶም ክሳብ ሕጂ ዘይቀበጽናዮም ብጾትናን ኣሕዋትናን ግን ከም ናትካ ብኻ ጌርሎም ፈጣሪ ብምባል ስእልኻ እና ረኣኹን ዝርንዛሕ እና ነባዕኩን'የ ዝጽሕፋ ዘለኹ እዛ ጽሕፍቲ ንሕጂ ግን ክቕጽል ስለ ዘይክእል ኣብዚ ይኣኽለኒ Because I have a pain 🥺💔😭 ደጊመ እንቋዕ ብሰላም ወጻኻ ንኡሰይ ። ትፈልጥዎ ሰባት እንተለኹም እዛ ጽሕፍቲ ስደዱሉ ። ሜሪ ንጹር ዕላማ #ethiopian #ethiopian_tik_tok #tiktokviral #tiktokindia #ንጹርዕላማ

ንብዓት ዓሳ ✌️🫡
ንብዓት ዓሳ ✌️🫡
Open In TikTok:
Region: UG
Sunday 14 June 2026 23:44:35 GMT
122806
4629
131
460

Music

Download

Comments

agamawit_hewan
ዑንቍ ማይ💨♥️🕊 :
ዕድለኛ እዩ። ❤️ኣበይ'ሞ እቶም ካልኦት ከምኡ ኢሎም ተሪፎም እንተዝኾኑ 🥰
2026-06-15 09:44:19
189
dy0szarxzlsr
ገኒ ሓፍቲ ዳኒ💎 :
ኣዴካ ዕድለኛ እያ🥰🥰
2026-06-15 11:31:15
56
balie670
balie :
enqa amlak awxaka 🙏
2026-06-15 16:21:48
0
yours5010
Ronaldo :
Ai eu zkewn
2026-06-15 01:56:39
6
rahwa815
RAHWA___19 ✝️ 444 :
ምንባር ዓወት እዩ!!🥰
2026-06-15 17:28:13
9
rutaalema1
ሩታ ጎል ዛላኣንበሳ ❤️💛 :
ዕድለኛ እዩ🥰
2026-06-15 10:51:30
25
8united10
ፓውንድ 🔐 :
ዕድለኛ እዩ ባሓቂ 🥰
2026-06-15 15:03:36
9
onelov7834
fishkta Ameley :
bitami edleya eya Adu thank you good 🥰🥰
2026-06-15 16:29:14
1
rachela_807
rachela 👸 :
he is lucky ❤️❤️❤️
2026-06-15 13:05:40
3
hosaana.habte
Hosaana Habte :
ዕድልና እዩ 😍
2026-06-15 11:04:23
6
sebsebeb8
ሂዋነይ 🥷🏽 :
🥰🥰🥰ዕድለኛ አዩ 🥰
2026-06-15 17:24:57
1
selu__444
💜ሳሌም🦋☦️Queen👸💜 :
ማሻኣላህ🥰 እንቋዕ ካብ ኲናት ተሪፉ ናብዚ ኣብቀዖ🥰
2026-06-15 13:37:37
3
raki.fekar
God is always with me🙏❤️🇪🇷 :
aseyy nusay azeyu des yebel amlak entay yesano 🙏🙏🥰🥰
2026-06-15 11:35:49
4
selam.tgrai
Selam Tgrai :
😥temesgen
2026-06-15 18:28:55
0
aman.wadeteke
🤴ንጉስ f💘👈👌🚬🤝 :
anka baselam waxka bxay🙏
2026-06-15 14:37:42
1
myguardwontbe
Only peace🤝❤️‍🔥💓 :
Ezi zmesl wedi nhawi feridomo nierom 🥺🥺🥺🥺🥺🥺huqae bselam terefka 🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-15 08:03:12
14
sumeya.mohammed.251
Sumitey***👸💫🦋 :
enka beselam wexa 🥺🥰🥰
2026-06-15 11:44:14
4
l.live.in.dk
Hani Love ❤️ :
Temsgen
2026-06-15 10:23:57
1
smetayowhanes
ስሜታ :
simba habibi👑👑👑👑
2026-06-15 12:42:43
2
rightime15
. :
2026-06-15 10:45:03
2
selam.selam712
selam selam :
ዕድለኛ❤️
2026-06-15 22:37:02
0
To see more videos from user @nxurelama0, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About