Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@zarabahli: ብትንፋስካ የ ዝነብር ወግሐ ጸብሐ፣ በእጋርካ የ ዝኸይድ ኣብ ልበይ ነፊሐ። ብዓይንካ የ ዝርኢ ኣሪሒቐ ኣቕሪበ፣ ኣብ ዝባንካ እሕንገጥ ከይዕንቀፍ ከይግመ። ብሓይልካ እብርትዕ ከይወድቕ ደኪመ፣ ህይወትካ ሂብካኒ ክነብር ቀሲነ። እንታይ እሞ ይገበር ሰብ እንደሞ ኮይነ ኣብ ክንዲ ውዕለትካስ ነብሰይ ኣቐዲመ። ደቅካ ስኢኖም (ዘኽቲሞም) ደቀይ ግን ሓቚፈ፣ ማሕላ ይኹነኒ ከይጠልም ደጊመ! ውዕለትካ ክከፍል ዕጥቀይ ሸጥ ኣቢለ፣ ቃል ትኹነኒ ኣብዛ 20 ሰነ። ሕድርካ ከተግብር ኣብ መትከለይ ኮይነ፣ ብቃላት ዘይኮነስ ኣብ ተግባር ኣሚነ! ጅግና ኤርትራዊ ስዉዕ ሃገሩ ዘድሓነ፣ ን20 ሰነ ንሰማእታት ሃገረይ! እወ! ንሳቶም ብርሃን ዓይኖም ከፊሎም ኢና ብዓይንና ንርኢ ዘለና። ንሳቶም ኣእጋሮም ተሰይፎም ኢና ሎሚ ብናጽነት ነንቀሳቐስ ዘለና። እቲ ልቢ ዝትንክፍ ሓቂ ግን፡ ንሳቶም ንፍቁራት ደቆም ኣዘኽቲሞምን ገዲፎምን፡ ንዓናን ንደቅናን ግን ሕቚፎም ሰላምን ርግኣትን ሂቦምና። እዚ ዓቢ ውዕለት እዚ፡ ብቃላት ጥራይ ዝግለጽ ኣይኮነን። ሎሚ ኣብዛ ቅድስቲ መዓልቲ 20 ሰነ፡ ዕጥቅና ሸጥ ኣቢልና፡ ኣብ መትከልና ጸኒዕና፡ ብግብሪ ሕድሮም ክንሕሉ ቃል ንኣቱ! ሰማእታትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብናን ሕሊናናን ህያው እዮም። ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና! 🇪🇷✨ ክብሪ ንጀጋኑና! #20ሰነ #መዓልቲሰማእታት #ኤርትራ #Eritrea #MartyrsDay
AlenaZaraBahli
Open In TikTok:
Region: DE
Monday 15 June 2026 10:05:07 GMT
1488
120
4
5
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0.66MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0.66MB
)
Watermark .mp4 (
0.7MB
)
Music .mp3
Comments
user6519654320810 :
🥰🥰🥰
2026-06-15 21:46:50
0
user5545682956598 :
😭😭😭😭😭😭😭
2026-06-15 19:29:38
0
Melat 🏰⛪️🤝 :
😭😭😭
2026-06-15 16:41:06
0
weynigerey🇪🇷🇪🇷🇪🇷 :
🥰🥰🥰
2026-06-16 09:59:20
0
To see more videos from user @zarabahli, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Saya pikir saya salah pilih, ternyata pada akhirnya... #GMEELANFoundationStick #foundationstick #longlasting #makeup#BlackTruffle #LiveFestival #PromoLive #LiveFestival
Nomas ven lo que les conviene 🥴#trailerosmexicanos🇲🇽💯😎 #traileros_de_la_57 #locosporla57🇲🇽🚛 #tolucos💯🚛 #trocasperronas
On The Floor cover-JLO, Pitbull THIS IS VERY NECESSARY. #singing #cover #upcomingartist #OnTheFloor #offcampus
Ib: @SecretAsian6 | made with recordsapp.ai #ai #brainrot #song #aivoice #tungtungsahur
Hoy fue un mal día 😔 #Mundial2026 #España #CaboVerde #futbol⚽️ #fijas #Buti #butisito
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy