@3zy84: 👇,ንሰበይትኻ ወይ ንኣፍቃሪትካ፡ እቲ ክትህባ ትኽእል ዝዓበየ ህያብ ግዜ'ዩ። ✍️ስለዚ ቅድሚ ኩሉ እኹል ግዜ ሃባ። ሓብሕባን ተኸናኸናን፡ ንሳ ድማ ዕጽፊ ጌራ ክትመልሰልካ እያ። ✍️ጓል ኣንስተይቲ ብተፈጥሮኣ፡ ነቲ ዝሃብካያ ወይ ዘርእኻያ፡ ዕጽፊ ጌራ ናይምምላስ ተውህቦ ኣለዋ፡ ✍️ጓል ኣንስተይቲ፡ ኩሉ ነገራ ፍቕሪ ሓልዮት፡ ሰላም ወዘተ'ዩ። ✍️ጓል ኣንስተይቲ፡ ኣዴኻ፡ ሓፍትኻ፡ ሰበይትኻ ኣደ ደቅኻ መሓዛኻ፡ ብዓቢኡ ከኣ እታ ናይ ዘለኣለም ሓጋዚትካን ደጋፊትካን'ያ። ❤️ንሰበይትኻ ወይ ኣፍቃሪትካ፡ ሓብሕባን ኣሐንቅቃን፡ ንሳ ኩሉ ነገርካ'ያ❤️🫂🥰
𝕃𝗼𝕧𝗲 ❤️
Region: KE
Monday 15 June 2026 13:59:41 GMT
Music
Download
Comments
what kind :
ኣነ ወዲ እንዴ ስለዚ ሓንቲ ያ ሓፍተይ ጋል ክብድል ሓፍተይ ኢየ ዝዝክር ስለዚ
I respect
I love
I miss
My feuture wife ስለዚ ጋል ንፉዕ ሰብኣይ እንተረኺባ ትዕንብብ ሕማቕ ሰብኣይ እንተረኺባ ኸኣ ትሓርር ኢያ ስለዚ እዚ ስለዝርድኣኒ ብዝተኸኣለኒ ክሕንቅቓን ከፍቅራን ከኽብራን ኢለ ይሓስብ ።
2026-06-16 07:26:48
191
Abeilkidane291 🇪🇷🇬🇧 :
ብሓቂ ንስክን እኮ ምልአት ሰላም ስሉማት ጠባይ ፍቅሪ ኢክን ዓይኒ አባይክን ይደፈን እዛ ናተይ ግን አበይ ትህሉ
2026-06-16 20:01:44
31
𝐃𝐢𝐚𝐦𝐨𝐧𝐝 💎 :
የፍቅረኪ የ ዝብል እበር ግዜ ዝህብ ሰብ ዘየለ
2026-06-17 20:33:46
14
wedi keshi adi Quala 💚💙✌️👊 :
ya nay bhaki respect እንተ'ሎ ኩሉ ነገር ኣሎ so, ልዕሊ ፊቅሪ ክብረት ስለ ዝኾነ ግዜ ካኣ ኣይትብቅቀላ እተን ዘላዋካ ግዜ ምስኣ ኣሕልፎ my feuture wife ግን ኣበይ ትህልዊ😳
2026-06-16 11:20:07
10
እሚ የተዋህዶ ልጅ✝️❤️🩹 :
ሓረርኩ🥺
2026-06-15 20:45:22
2
ፍሬታ ዕባይ ዓጋመ👸🦋 :
ሓቀኛ ሲንግል hii ይበለኒ♥️
2026-07-01 17:22:17
2
ሓቄኛ ፍቅሪ :
eritrawit hii tbeleni ke hnkiqki eye I love you
2026-07-29 20:06:02
1
Haylish glas work :
ትኽክል ሓቀኛ ሲንግል Hiii በልኒ ከሓንቅቐኪ እየ
2026-07-15 10:44:57
2
user1501280852208 :
thanks bro🥰🥰🥰
2026-07-08 19:51:58
0
🤴of my self 🇪🇷 😘🇨🇦 ❤❤ :
kebret yhabelna baaaa
2026-06-16 19:16:02
2
ፀሊም ኣሞራ :
እረ በይነይ ድየ ዛሙዚቃ💋
2026-07-07 15:43:29
1
ባቢሎን🔹 :
ብዙሕ ትሰርሕ እንተ ኮንካ ከ ?
2026-06-17 08:18:57
2
𝑚𝑖𝑙𝑖🦋 :
ግን ኮሞ ኣይርደኦሚ😥
2026-06-16 17:45:02
4
Alex bahgitatey :
አቱም ሓድሓደ ትርጉም ፍቅሪ አልቦ ንገንዘብ ት አምኑ ክትስሙዑ እንበር ክትሰምዑ 0 ዝኮንኩም እዩ
2026-06-18 07:54:45
1
@hafee2121 :
ንነብሰይ መጀመሪያ ግዜ ተረኪበ ግዜ ክህባ እየ🙏🙏🙏🙏
2026-06-20 14:18:51
1
Hiwetey :
ተሃዊኸ🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-16 18:48:15
2
habu👸🌺 :
ግን እንታይ ምግባር ይሓይሽ😳
2026-06-16 19:27:06
3
rimazrimaz :
10q bhaki
2026-06-16 14:34:52
3
𝓱𝔂𝓪𝓫𝓮𝔂💝🔐 :
ya👌👌👌
2026-06-15 16:24:49
3
⊰⋆𝐏𝓲𝐍𝓀🎀⋆⊱ :
abey emo yrdiom😒🙏
2026-06-17 16:57:15
1
Hope 23 :
🥺🥺🥺ዋይ ልበይ
2026-06-15 20:34:58
3
Brhanu0519 :
ሃሪረ🥰🥰
2026-06-17 12:52:11
1
alem xewar :
true 🥰🥰🥰
2026-06-16 14:53:30
1
ሳላ መድኃኔ ኣለም🙏💖 :
መራር ሓቂ እያ
2026-06-16 15:26:12
2
@Raኪ🦋 :
Yes👌👌🥰
2026-06-16 16:05:01
1
To see more videos from user @3zy84, please go to the Tikwm
homepage.