@vutonhatlang: #kayakfishing #saltwaterfishing #fishing #fishtok #fishingadventure

Vutonhatlang
Vutonhatlang
Open In TikTok:
Region: US
Monday 15 June 2026 15:09:04 GMT
345
15
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @vutonhatlang, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ትርጉም ከበሮ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን !!! . . . 1፣- ሰፊሕ ክፋል ናይ ከበሮ  ናይ ክርስቶስ ኣምላክነቱን ክብሩን መንግስቱን ሰፊሕን መወዳእታ ከምዘይብሉን ይገልጽ ።  2፣- ጸቢብ ክፋል ናይ ከበሮ  ኣብ ሓጺር ቁመት ኣብ ጸቢብ ደረት ተወሲኑ ሰብ ኮይኑ ካብ ድንግል ማርያም ምውላዱ ይገልጽ ። 3፣- ንከበሮ ንስከመሉ ገመድ  እዚ ድማ ኣብ ገመድ ትኣሲሩ ምጉታቱ ይነግረና ። ኣብ መወዳእታ ከበሮ ክህረም ከሎ ክርስቶስ ዝተቐበሎ መግረፍትን ምጽፋዕን የዘኻኽረና ። 4፣- ንኸበሮ ብዙርያኡ ምሉእ  ሸፊኑ ዘሎ ቀይሕ ጨርቂ  ወትሃደራት ኣይሁድ ገሪፎም ቀይሕ ካባ ከም ዘልበስዎ  የዘኻኽረና ። ቀይሕ ሙዃኑ ድማ ልብሱ ብደም ከምዝጨቀወ ይነግር ። 5፣- ንኸበሮ ብዙርያኡ ተጠቕሊሉ ዘሎ ገመድ ክኣ  እግዚኣብሄር ብመግረፍቲ ኣይሁድ ኣብ ዙርያ ነብሱ እንርእዮ ስምብራት የዘኻኽረና ። ብልብኹም ብኽፉት ኣእምሮ እንተ ኣምቢብኩሞ እግዚብሄር ሓሳብ ልብኹም ይሃብኩም ካልኦት ከምዚ ናትኩም ዕድል ዘይረኸቡ ንኸንብብዎ ንኽፈልጡ ክኣ ሼር ብምግባር ናብ ኩሉ ከም ክበጽሕ  ግበሩ 🙏🙏🙏 #ኦርቶዶክስ⛪ተዋህዶ⛪ለዘለዓለም🙏ትኑር🙏 #☦️☦️☦️☦️☦️☦️☦️☦️⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 #

About