@zc__.6: احلا شهرين😔🖤 #عاشوراء #السلام_عليك_يااباعبد_الله_الحسين #مراسيم_تبديل_راية #اكسبلورexplore #البصرة

متجر ميامين
متجر ميامين
Open In TikTok:
Region: IQ
Monday 15 June 2026 20:03:34 GMT
908
117
2
4

Music

Download

Comments

al__39star
؏ـبـود✨ :
رجعوني من تبدأ المراسيم 🥺🥺🥺
2026-06-15 20:37:36
1
al__39star
؏ـبـود✨ :
لم يتبقى الا القليل على حزننا سلاما عليك يا ابا عبد الله 🥺🥺🥺
2026-06-15 20:37:14
0
To see more videos from user @zc__.6, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

⛪️ ሰንበት ማለት እንታይ ማለት እዩ? 📖        #መዓልቲ ስንበት #ክትቅድሳ ዘክር።”    ኦሪት ዘጸአት 20፥8✝️ ​ሰንበት ማለት ኣቋረጸ፣ ዓረፈ ማለት እዩ። 🛑 እዚ መዓልቲ እዚ ናይ እግዚአብሔር ዕረፍትን ዝተባረኸን መዓልቲ እዩ። ካብ ዝኾነ ናይ ስጋ ስራሕ ተዓቂብና ውዕለታ እግዚአብሔር እነስተንትነሉ መዓልቲ እዩ።  ሰብ ዕረፍቲ የድልዮ እዩ፤ ሰንበት ድማ ነዚ ዕላማ እዚ እያ ተፈጢራ (ዘዳ. 5፥14፣ ማር. 2፥38)። 🕊️ ​ካብቶም ሾብዓተ መዓልታት ሰሙን ንዕረፍቲ ዝተቐደሰትን ዝተባረኸትን  ዕለት ሰንበት ጥራይ እያ። 🌟 ሰንበት ባሪኽዋን ቀዲሱዋን እዩ (ዘፍ. 1፥12)።  ​ኣብ ሓድሽ ኪዳን ንክርስትያን ክልተ ሰንበት ኣለዋ፦ ​1. ቀዳሚት ሰንበት (ቀዳም) 🕯️ ​ጎይታ ካብ ስራሑ ዘዕረፈላን ንእስራኤል ዘስጋ ዝተኣዘዘላን ሰንበት እያ። እዚ መዓልቲ እዚ ካብ ባርነት ግብጺ ናብ ዕረፍቲ ምውጽኦም የመልክት (ዘዳ. 5፥2-16)። 🔗➡️🔓  ​2. ሰንበተ ክርስቲያን (እሑድ) ☀️  ​እሑድ ማለት
⛪️ ሰንበት ማለት እንታይ ማለት እዩ? 📖 #መዓልቲ ስንበት #ክትቅድሳ ዘክር።” ኦሪት ዘጸአት 20፥8✝️ ​ሰንበት ማለት ኣቋረጸ፣ ዓረፈ ማለት እዩ። 🛑 እዚ መዓልቲ እዚ ናይ እግዚአብሔር ዕረፍትን ዝተባረኸን መዓልቲ እዩ። ካብ ዝኾነ ናይ ስጋ ስራሕ ተዓቂብና ውዕለታ እግዚአብሔር እነስተንትነሉ መዓልቲ እዩ። ሰብ ዕረፍቲ የድልዮ እዩ፤ ሰንበት ድማ ነዚ ዕላማ እዚ እያ ተፈጢራ (ዘዳ. 5፥14፣ ማር. 2፥38)። 🕊️ ​ካብቶም ሾብዓተ መዓልታት ሰሙን ንዕረፍቲ ዝተቐደሰትን ዝተባረኸትን ዕለት ሰንበት ጥራይ እያ። 🌟 ሰንበት ባሪኽዋን ቀዲሱዋን እዩ (ዘፍ. 1፥12)። ​ኣብ ሓድሽ ኪዳን ንክርስትያን ክልተ ሰንበት ኣለዋ፦ ​1. ቀዳሚት ሰንበት (ቀዳም) 🕯️ ​ጎይታ ካብ ስራሑ ዘዕረፈላን ንእስራኤል ዘስጋ ዝተኣዘዘላን ሰንበት እያ። እዚ መዓልቲ እዚ ካብ ባርነት ግብጺ ናብ ዕረፍቲ ምውጽኦም የመልክት (ዘዳ. 5፥2-16)። 🔗➡️🔓 ​2. ሰንበተ ክርስቲያን (እሑድ) ☀️ ​እሑድ ማለት "ቀዳማይ" ማለት እዩ። ዮሃንስ እውን ኣብ ራእዩ "መዓልቲ ጎይታ" ኢሉዋ ኣሎ (ራእ. 1፥10)። 👑 ​ዕለተ እሑድ እትኽበረሉ ምኽንያታት፦ • ​ጥንተ ዕለት፦ እግዚአብሔር ስራሑ ዝጀመረላ መዓልቲ። 🌱 • ​ዕለተ ሥጋዌ፦ ጎይታ ዝተጸንሰላን ናይ ሓጐስ መዓልትን። ✨ • ​ዕለተ ትንሳኤ፦ ጎይታ ካብ ሙታን ተፈልዩ ዝተንስኣላ ዕለት። ✝️ • ​ልደት ቤተክርስቲያን፦ መንፈስ ቅዱስ ንሃዋርያት ዝወረደላ። 🔥 • ​መዓልቲ ፍርዲ፦ ጎይታ ንፍርዲ ዝመጸላ ዓባይ መዓልቲ። ⚖️ ​ብመዓልቲ እሑድ (ብሰንበተ ክርስቲያን) ብጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተረኽበ ናይ ዘለኣለም ናይ ነፍሲ ዕረፍቲ ንዝክረሉ እዩ (ዕብ. 4፥1-10)። ​ #ሰንበት #ተዋህዶ #እምነት

About