@.tdf865: እቱ ናይልበይ መክዝን🫶 🎼💭"ፍቅረይ🤌... ሎሚ እቲ ኣብ መንጎና ዘሎ ርሕቀትን እቲ ዘለኻዮ ኩነታትን ልበይ ክንድኡ ክውጥሮ እኳ እንተፈተነ፡ እቲ ንዓይ ዘለካ ፍቕሪ ግን ካብ መናድቕ ቤት ማእሰርቲ ንላዕሊ ሓያል እዩ። ነታ ብድምጽኻ 'ኣፍቂረክስ ኣለኹ... ኩሉ ግዜ ክሓቕፈኪ... ሓቢርና ክንነብር ንኹሉ ግዜ... ክንወልድ ኢና...' ዝበልካያ ቃል፡ ኣብ ልበይ ቐሪጸያ ኣለኹ። ንሳ እያ መዓልታዊ ሓይሊ የምጽኣለይ።❤🔐🫵 🎼💭"ሰባት ርሕቀት ይርእዩ ይኾኑ፣ ሰባት ጽንኩር እዋን ይርእዩ ይኾኑ፣ ኣነ ግን ነቲ ሓቢርና ክንሃንጾ ዘለና ናይ ጽባሕ ሂወትናን ስድራቤትናን ጥራይ እየ ዝርእይ። እዚ ሓጺር ናይ ፈተና እዋን እዩ፤ ፍቕርና ካብዚ ንላዕሊ ሓያልን መኸተን ከም ዘለዎ ኣእምነኒ ኣለኹ።❤🔐🫂 🎼💭"ኣብቲ ዘለኻዮ ጽንኩር ቦታ ኴንካ እኳ ልብኻ ምሳይ ከም ዘሎ እፈልጥ እየ። ኣነ እውን ኣብዚ ኴነ ንናጻነትካን ንምምላስካን ብናፍቆት እጽበ ኣለኹ። እቲ ሓቢርና ኣብ ጃልባ ኴንና ማእከል ባሕሪ እንዘናጋዕሉ፣ ብሓባር ኴንና ዓው ኢልና እንስሕቐሉን ንኹሉ ግዜ ዘይንፈላለየሉን መዓልቲ ርሑቕ ኣይኮነን።❤🔐🫂 🎼💭"ክሳብ ብኣካል ተመሊስካ እትሓቕፈኒ፡ እታ ፍቕርኻን ቃልካን ኣብ ውሽጠይ ዓቂበያ ክነብር እየ። በርትዕ ፍቅረይ... ልበይ ቅልበይን ኩሉ ግዜ ምሳኻ ኣሎ! ❤️🔒"ብስንኪ ሰደት ዝተፈላለኩ እግዚአብሔር አምላክ ብሰላም ብጥዕና የራክብኩም።❤🔐🫂🫶@Mîłī🦋ሕሳስ ልደ👸💎💊 @ድንግለይ ዋሕስ ሂወተይ 👏⛪
ስጠብቅህ~ልኑርⒹ27🛐
Region: SA
Monday 15 June 2026 20:10:18 GMT
Music
Download
Comments
ሊንጎ ወዲ ባድመ :
" እቲ ሰበይቲ ዚረኽብ ሰናይ ይረክብ
ካብ እግዚአብሔር ከኣ ሞጎስ ይቅበል።
ምሳሌ 18" 22
አምላኽ ብሰላም የራኽብኩም
🙏🙏
2026-06-15 21:22:00
3
Mîłī🦋ሕሳስ ልደ👸💎💊 :
ኣጀኺ ማንቱየ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብሰላም የራኽብኩም🙏🙏💘
2026-06-15 22:44:54
0
ደላዪ ስሓቅ ሓፍቱ💚B👫H💚🔰 :
ኣጆኺ ታናሼ👏ፈጣሪ ብሰላም የራኽብኩም👏🥰
2026-06-16 15:07:00
0
ድንግለይ ዋሕስ ሂወተይ 👏⛪ :
ኣጆኪ ዛናተይ ብሰላም የራክቡኩም ካልኤተይ 💝😍😥
2026-06-15 21:31:01
0
ጓል ትግርኛ ሓፍቲ ፊሊ✝️👸💚 :
ajoki zidey one day 🤍🥺🙏
2026-06-16 13:17:01
0
ሳሚ💚🇬🇧 :
Ajoki one 1️⃣ day ketrakibo ekom wana neger emenet terayie yehalo ab feqrkom haftey 🙏
2026-06-16 03:17:35
0
ቅሱ ፈቃር♥️🤌🫰🫶 :
🥹🥹🥹🥹
2026-06-16 19:26:36
0
ዓጋመ ኢልካ ነዓ :
🥺🥺🥺🥺
2026-06-15 22:35:19
0
A♥G♥ :
❤️❤️❤️
2026-06-16 03:25:18
0
ሓርቅ እየ ብተፈጥረይ▥🥺◆🤟🔰 :
🥺🥺💝
2026-06-16 09:33:44
0
mulu zeferu :
❤❤❤❤❤❤
2026-06-20 16:39:29
0
ያጭሳል ዘመኑ🥴🚬 :
🥰🥰🥰
2026-06-23 21:28:42
0
To see more videos from user @.tdf865, please go to the Tikwm
homepage.