@majulove5: ~❤️ፍቅሪ ማለት ይፈትወካ እየ ይፎትየኪ እየ ማለት እይኮነን ፍቅሪ ማለት ብደገ ዝምንጩ ስሚዒት ማለት ኣይኮነን ፍቅሪ ብተግባር ዝግለጽ ነገር እዩ። -✍️ፍቅሪ ይፎትየካ እየ ይፎትየኪ እየ ጥራይ እንተዝኸውን ኔሩ ክርስቶስ እውን ይፎትወኩም እየ ኢሉ ምሓደገና ኔሩ ግን ኣብ መስቀል ተሰቂሉ ብተግባር ፍቅሩ ኣርኡዩና። ፍቅሪ ማለት እዚ እዩ፡፡ _✍️ክተፍቅር ተለኻ ካብ ዓለም ዝጸበቀት ለይኾነስ ዓለምካ ተጸብቐልኻ ሰብ ምረጽ። መልክዕ ረጋፊ እዩ ሓቀኛ ፍቅሪ ግን ዘልኣለማዊ እዩ❤️፡፡ 🥺So ኣብ ምፍቃር መን ምኳኑ እንበር እንታይ ኣለዎ ኣገዳሲ ኣይኮነን። ፍቅሪ ናይ ኣምላኽ ህያብ(ትዕድልቲ) እዩ❤️🙏 M🫰🫶🌺
New life ✌️❤️🩹
Region: SD
Tuesday 16 June 2026 08:35:07 GMT
Music
Download
Comments
Nebi-7 :
Perfect 🤩 ✌
2026-06-17 18:03:05
1
kevi habeshawi :
yesss0
2026-07-20 04:25:07
0
𝑚𝑎𝑟𝑦𝑎 :
ትክክል
2026-06-17 18:12:26
1
@𝓷𝓷𝓫𝓼𝓴𝓪 𝓪𝓯𝓴𝓻 :
2026-06-17 02:42:50
1
resom :
great🙏🙏🙏
2026-07-10 16:01:46
1
titi :
ትክክል👌
2026-08-02 11:40:30
0
Měśĩ hǎfťĩ Ďěšũ…👑✝️🌸🎀 :
Smart 🥰
2026-06-17 02:05:25
0
burute ye wukro lij❤❤❤ :
ብሓቂ🙏🥰🥰🥰🥰
2026-06-18 07:07:19
1
ተመስገን ፈጣሪ :
እውነት ነው👌✍️🥰
2026-06-23 22:43:26
0
ተመስገን ኣምላክ :
hak eyu🥰🥰🥰
2026-06-17 17:33:42
1
Bዬ👑የማትበገር ጀግና ሴት💪🦅✝️❤️ :
ብሓቂ 🥰
2026-07-01 05:24:55
0
Kidane Belay :
ትክክል ናይ ብሓቂ
2026-06-16 16:03:54
2
ruhama :
ተማም
2026-06-16 17:07:46
1
𝄞𝄢𝄞✺⃟❥🫳M🫴🅕❦︎𝄞𝄢𝄞𝄢🔐 :
እንታይ ድኣ??
2026-06-16 22:53:04
0
እናቴ ሂወቴ ናት❤❤ :
ብሓቂ
2026-07-02 05:23:26
1
alem xewar :
💞💞💞
2026-06-17 03:55:34
1
bhagi Aleni :
❤️❤️❤️
2026-06-17 15:39:31
1
shewitaye :
❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
2026-06-17 15:53:04
1
ሊሊ ጓል🦋 ዓድጉደም😘ፍቅሪ🌹 :
💝💝💝💝
2026-06-20 14:22:08
1
userirtbn68vfa :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-17 01:11:54
1
ንዕላማይ እየ ዘቀድም 👈🫵🙏 :
✅
2026-06-16 19:22:57
1
Genet❤️🩹 :
🥰🥰🥰
2026-06-16 22:39:34
1
ባህጊ ኣለኒ :
💯💯💯💯💯💯💯💯
2026-06-16 21:18:55
1
mekiseb gual asmera .💋✌ :
🫵🥺🥺
2026-06-16 21:57:00
1
እቲ ዘይጠልም ምሳይ ኣሎ ✝️ :
❤❤
2026-06-16 21:14:04
1
To see more videos from user @majulove5, please go to the Tikwm
homepage.