@maloisiast: they're dating, i just can't prove it yet 🙈 #janjingjing #janhae #jingjing #thaigl #fyp

ᵖˡˢwine
ᵖˡˢwine
Open In TikTok:
Region: PH
Wednesday 17 June 2026 04:10:46 GMT
21319
4428
10
226

Music

Download

Comments

alix_0x
milktea ni numnim🧋 :
ruin the friendship❌ ruin the relationship✅
2026-06-17 12:07:38
160
nathxy_y
coco_nath :
ganto ba??
2026-06-20 10:24:36
2
dyiessingkootsosingko
🧿🇹🇭💙 เนโอมาย1o🏳️‍🌈 🖤🐕♉ :
😍🥰Janjing² eheeeemmmmeeee
2026-06-17 13:10:11
3
To see more videos from user @maloisiast, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዝድምፂ እዙይ ኦህህ⛪😍 😘❶❻💗ናይ ኣዴና ቅድስት ኪዳነምህረት ጸሎታን በረከታን አይፈለየና🙏💗🌿ገዳም ማርያም ዲቦ  🛐⛪ =====++++ ፃውዒት ዕድመ ካብ ሙራደ ቃል ወምዕራገ ጸሎት ደብረ ደናግል ሓድነት ገዳም ማርያም ዲቦ ኣፅቢ ወምበርታ። እዚ ቤተ ክርስትያን ዓመታዊ ክብረ በዓሉ #ሰንበት ሰነ 21 ብድምቀት ክኽበር እዩ። ዲቦ ማለት
ዝድምፂ እዙይ ኦህህ⛪😍 😘❶❻💗ናይ ኣዴና ቅድስት ኪዳነምህረት ጸሎታን በረከታን አይፈለየና🙏💗🌿ገዳም ማርያም ዲቦ 🛐⛪ =====++++ ፃውዒት ዕድመ ካብ ሙራደ ቃል ወምዕራገ ጸሎት ደብረ ደናግል ሓድነት ገዳም ማርያም ዲቦ ኣፅቢ ወምበርታ። እዚ ቤተ ክርስትያን ዓመታዊ ክብረ በዓሉ #ሰንበት ሰነ 21 ብድምቀት ክኽበር እዩ። ዲቦ ማለት "ዲበ" ካብ ዝብል ቃል ዝተወሰደ ኮይኑ ዲበ ማለት ድማ "ልዕሊ ኩሉ፣ ክቡር ማለት እዩ"። በዚ መሰረት ማርያም ዲቦ ክቡር ቤተ ክርስትያን ናይ ማርያም ማለት እዩ። ገዳም #ማርያም #ዲቦ ካብ ከተማ #ውቕሮ 42 ኪ/ሜ፣ ካብ ከተማ #ኣጉላዕ 46 ኪ/ሜ፣ ካብ ከተማ ሓይቂ መስሓል 28 ኪ/ሜ፣ ካብ ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ንኣንፈት ምብራቕ ኣስታት 10ኪ/ሜ ርሒቁ ኣብ ዝርከብ ጣብያ ቃልኣሚን ቁሸት ፉሉይ ቦታ ብደኒ ዴስአ ተከቢቡ ዝርከብ እንትኸዉን ኣብ መበል 6ይ ክፍለዘበን 515 ዓ/ም 600 ሞነክሰያት ከም ዝተሰረሐ፣ ኣብ 523 ዓ/ም ብሃፀይ ካሌብ ገዳም ንምኳን በቂዑ። ብ537 ዓ/ም ወዲ ሃፃይ ካሌብ ቀፂሎም ብዝመፅኡ ንጉስ ሃፃይ ገብረመስቀል ካብ ኣኽስም ታቦት ናይ ማርያም ሒዞም መፂኦም ንመበል ካልአይ ግዜ ተገዲሙ እዩ። ትርጉም ዝርከበሉ ቦታታት፥ ✅ ወምበርታ ማለት ''ምእራገ ፆሎት መምበረ ጌታ (ወምበርታ)'' ✅ ቃል ኣሚን ብሽም ጀግና ስዉእ ተጋዳላይ ቃል ኣሚን ወይ የኋላሸት ገ/መድህን/ኣልኣሚን ወይ ድማ ሕጂ ጁፋር ዝተሰየመ፣ ✅ ቦሖለ ዓፋርኛ ቋንቋ ኮይኑ "ቦሖ" ማለት ዕንፀይቲ "ለ" ማለት ድማ ማይ እዩ። ዕንፀይትን ማይን ዝበዝሖ ከባቢ ማለት እዩ። ✅ዓይማሎ ማለት ከዓ እቲ ቤተ ክርስትያን ክስራሕ ከሎ መድሂንኣለም ብኣንበሳ ኣምሳል ዓይሙ ተገሊፁ፣ ተራእዩ ማለት እዩ። በዚ መሰረት ድማ ኩሉ ኣማኒ እዚ ክርስትና ኣብዚ ሰሙን ዓመታዊ ክብረ በዓሉ ሰነ 21 ክትህውፁን በረኸት ክትካፈሉን ሰበኻ እቲ ጉባኤን ተወለድቲ ዓዲን ዕድመ ፃውዒት ቀሪቡ ኣሎ።

About