@bri8763n7vxzp: 🎼➴📗"እቲ ንዅሉ ምስጢር ውሽጠይ ከይፈራህኩ ዘውጽኣሉ፣ ነቲ ኣብ ሕቚፎ ልበይ ተዓቢጡ ዘሎ ሓሳባትን ስክፍታታትን ከካፍሎ ዝኽእል፣ ልክዕ ከም ገዛእ ርእሰይ ብምሉእ ልበይ ኣሚነ ዝምርኰሶ ሓደ ፍሉይ ሰብ ምርካብ እዩ።❤ ➴🎼📗"ሓደ-ሓደ ግዜ ንዅሉ ዓለም ክትረኽቦ ኣይኰነን ትምነ። ንዅሉ ሰብ ክርድኣካ እውን ኣይትጽበይን ኢኻ። ብኣንጻሩ፣ ካብቲ ናይ ሰባት ሃልሃልታን ጫውጫውታን ወጺእካ፣ ነቲ ናይ ውሽጥኻ ድምጺ ጥራይ ኣጽንዕ ኣቢሉ ዝሰምዕን፣ ንዓኻ ጥራይ ብፍሉይ ዝርድኣካን ሓደ እሙን ሰብ ምርካብ ንባዕሉ ዓቢ ዕድልን ምልኣትን እዩ።❤ 🎼📗"ነቲ ምስ ገዛእ ርእስኻ ጥራይ እተዕልሎ ጽሙው ዕላል፣ ናብኡ ገጽካ ክትጥምት ከለኻ ብዘይ ምስትንክር ዓይኑ እናረኣኻ እትነግሮ... ብዘይ ፍርዲ ሰባትን ብዘይ ሕፍረትን ውሽጥኻ እተራግፈሉ መድረኽ እዩ ፍቕሪ።❤ ➴🎼📗"እቲ ከምዚ ዝበለ እሙን ሰብ፣ እቲ ናይ ጽምዋኻ መበሰሪ ዝኾነ ፍጡር ሕጂ ኣብ ጐድንኻ ኣሎዶ? እንተሃልዩስ... ካብ ማዕሙቕ ልብኻ ኣመስግን፣ ዕድለኛ ኢኻ እሞ ኣጽኒዕካ ሓዞ። እንተዘየለ ድማ... እቲ ናይ ልቢ ሰብ ክሳብ ዝመጸካ ብተስፋን ብእምነትን ጸሊ። ❤️🫂 ➴🎼📗"ቅሳነት ንልብኹም፣ ሰላምን ጥዕናን ድማ ንቤትኩም ይኹን። ፈጣሪ ንኹሉ ጭንቀትኩም ኣልዒሉ፣ ውሽጥኹም ብሓጐስን ብፍስሃን ይምልኣዮ። ኩሉ ግዜ ብሰላም ንረኸብ።❤ ➴Ⓑ📚እታ ዘይትሕለል ባዓልቲ ምሉእ ተስፍ‟🎼📗❤ #habeshatiktok #tigraytiktok #tgraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #creatorsearchinsights
📚"🎼ብሪ ናይ ክርስቶስ ባርያ"📚🤍 ♡
Region: SA
Wednesday 17 June 2026 16:59:35 GMT
Music
Download
Comments
i love you family :
ዋውው ደስ ዝብል ፁሑፍ♥
2026-06-20 03:06:33
1
ተመስገን ፈጣሪ :
🥰🥰🥰
2026-06-18 02:48:28
1
user3665852940128 :
🥰🥰🥰
2026-06-17 18:24:44
1
Meri yemane :
❤️❤️❤️
2026-06-17 17:22:48
1
Semere Berhe :
🥰🥰🥰
2026-06-18 11:00:41
1
ተመስገን ኣምላኬ :
🥰🥰🥰
2026-06-17 21:20:13
1
Haleka Yemane Teklay :
🥰🥰🥰
2026-06-18 08:41:05
1
To see more videos from user @bri8763n7vxzp, please go to the Tikwm
homepage.