@aligey18: ኣብ ከተማ ኣኽሱም ወዲ ክልተ ዓመት ህፃን ብኣርባዕተ መናእሰይ ተጨውዩ ናብ ከተማ ዓድዋ ተወሲዱ። እቶም ጨወይቲ ክሳብ 2 ሚልዮን ቅርሺ ሓቲቶም 750 ሽሕ ቅርሺ እውን ተቀቢሎም ነይሮም። ይኹን እምበር፡ ኣቦ እቲ ህፃን ነቲ ጉዳይ ንወታደራዊ ስለያ ትግራይ ብምሕባሩ፡ ወታደራዊ ስለያ ትግራይ ምስ ፖሊስ ኣኽሱምን ዓድዋን ብምውህሃድን ናይ ቴክኖሎጂ ሰብ ሞያ ብምጥቃምን፡ ብውሕሉል ስርሒት ነቲ ህፃን ብሰላም ኣድሒኖም፡ ነቶም ገበነኛታት ድማ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሎምዎም ኣለዉ። ብገበን ሃብታም ክንከውን ንጽዕር ሰባት ካብ ሕጊ ከምዘይተምልጡን ፍለጡ ስላም ንኹሉ ወዲ ሰብ🚨እዞም ተኣሲሮም ዝኔሀው መናእሰይ ነዚ ወዲ ክልተ ዓመት ህፃን ካብ ኣኽሱም ጨውየም ኣብ ዓድዋ ሓቢኦም፣ ሚልዮናት ክፈሉና እናበሉ ሰሙን ድሕሪ ምፅናሕ ፖሊስ ከተማ ኣኽሱምን ከተማ ዓድዋን ድጋፍ ብምሕታት፣ መሓውራቱ ዘርጊሑ ክከታተሎ ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ምሸት ሰዓት 5 ነቶም ጨወይቲ ኣብ ዝኣተዉዋ ኣትዩ ሒዙ ናብ ፖሊስ ኣረኪቡ ኣሎ። 🍁ክብሪ ንኣባላት ፖሊስ ከተማ ኣኽሱምን ዓድዋን ✊ 👉 እቶም መናእሰይ 4 እዮም - 2 ኣወዳትን 2 ኣዋልድን ትውልዶም ካብ ጭላ እዮም ። ካብ ጭላ ናብ ኣኽሱም ተኻረይቲ ገዛ መሲሎም እዮም ናብቲ ህፃን ዝተጨወየሉ ገዛ ኣትዮም። ደሓር ነቲ ህፃን ጨውዮም እተን ኣዋልድ ናብ ዘለውኦ ቦታ ንከተማ ዓድዋ ወሲዶምዎ። 🍁 ኣብታ ዝተሓብኡላ ገዛ ኮይኖም ሓቢሮም ኣብ መጀመርያ 2,000,000 ቅርሺ ሓቲቶም። ደሓር ናብ 1,500,000 ኣውሪዶሞ። 750,000 ቅርሺ ተኸፊሉዎም ዝቀረየ ክስዕብ ናሓሰቡ ተታሒዞም ኣለዉ 🙌
aligey
Region: KE
Thursday 18 June 2026 15:43:56 GMT
Music
Download
Comments
mueuz tsahaye :
🥰🥰🥰enkaeiagateme
2026-06-18 21:03:38
1
mtslal :
እ/ሄር ይመስገን🤲🙏
2026-06-19 13:40:19
0
mchet mchet :
ተመሰገን አምለከይ 🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-19 10:04:03
0
Rich Yhdego :
temsgn
2026-06-19 06:10:36
0
eset :
አረ ከምዚኦ ሰባት አየድልዩን😭😭😭😭😭😭
2026-06-18 16:35:42
1
ሎሚ ይሕሽ ካብ ትማሊ :
ተመስገን ፈጣሪ እዚኦም ክሪሸኑ ኣለዎም
2026-06-19 15:40:33
0
kiki :
ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዝከኣለካ
2026-06-19 14:37:54
0
ሂወት ብተስፋ :
temesigen
2026-06-19 06:43:11
0
Brtukan :
እግዚኣብሔር ይመስገን🤲🤲🤲
ዋይ ጌዜ😢😢
2026-06-19 11:03:38
0
Sela mezabh :
ውይይይ እንቃዕ ተረኸበ 🙏🙏🙏🙏
2026-06-18 19:32:15
0
Million Mi :
እንኳዕ በሰላም ተረከበ እቲ ህፃን🙏🙏🙏
2026-06-18 17:42:53
0
micheale Gebre :
ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ኣብ ኢዱ
2026-06-19 06:47:49
1
Meri Gal Bre🇻🇳🇻🇳🦋 :
ፈጣሪ ታይ ይሳኣነካ ተመስገን🙏
2026-06-18 22:30:45
0
Queen1 :
ay Chela leybu kab gemle enssa nab seb atekum enkaen ayktelewo temesegen ftar entay yesano amen amen amen 🙏🙏🙏 kudes mikaley temsegen
2026-06-19 16:43:36
0
Tsega gere :
እልልልልልልል ፈጣሪ ይመሴገን
🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏
2026-06-19 02:15:33
0
mulugara :
🙏🙏🙏
2026-06-18 16:53:53
0
letsh :
😭😭😭
2026-06-18 19:53:54
0
letsh :
🥰🥰🥰
2026-06-18 19:54:59
0
ሓበሻ :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-19 07:53:39
0
ምስክር :
👏👏👏👏👏👏🥰🥰🥰
2026-06-19 02:24:24
0
temesgen fernicher :
💪💪💪💪
2026-06-19 12:23:04
0
አብዚአማ።☝️ :
🥰🥰🥰
2026-06-18 17:32:42
0
ፍልሞን ዓድኻላ :
🙏🙏🙏🙏
2026-06-19 07:35:16
0
senay zemen :
🙏🙏🙏
2026-06-19 15:58:12
0
To see more videos from user @aligey18, please go to the Tikwm
homepage.