@kiyaye014: 🤌❤️ስማርት ጓል ክትኮኒ እንተደሊኪ ነዚ ኣንብቢ: 1, ሂወትኪ አቅልል አብልያ ንዝፈተወኪ ፍተውዮ ንጸላኢኪ ድማ ረስዓዮ፡ 2, ካብ ሂወትኪ ክወጹ እንተደልዮም ቀዲምኪ ግደፍዮም: 3,,ብዛዕባ ሰባት አብዚሕኪ ምጭናቅ ግደፍዮ: 4, ወዲ ዓርኪ እንተሒዙ ፍቅሪ አይሕዞን እዩ አይትበሊ እንድያም ናዓኪ ጽቡቅ እዩ ዝበለጸ ትረክቢ: 5, ብናትኪ ሙድ ተንቃሳቀሲ ዝኮነ ነገር እንተደሊኪ ግበርዮ: 6, ናዓኪ ሕማቅ ነገር ክውረ ሰሚዖም እንተነጊረምኪ መንፈስኪ አይትረብሽ ብዝበለጸ ፍሽክ በሊ ንሲኪ ሰርሖም ሰለ ዝኮንክዮም: 7, ጸገምኪ ንዝረከብክዮ አይትናገሪ እንተኮይንልኪ ምስ ነብሰኪ ተማያየጢ: 8, ሰባት ዓው እንትብልኪ ፍሽክ እናበልኪ ራአዮም ክገድፍዎ እዮም፡ 9, ማሓዛ አይተብዝሒ ባአሲ እዩ ትርፉ: 10, ሰብ ገዲፍኪ እንትከደ ተለዊጥኪ ፅንሕዮ ❤🥰

༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
Open In TikTok:
Region: SA
Thursday 18 June 2026 21:53:34 GMT
158
15
2
1

Music

Download

Comments

rufta.abraham0
Gal _ዓቴ👸🏾🫀 :
Eshi😍🫶🏾
2026-06-18 23:19:01
0
aminey754
aminey ✝️💫🔐 :
ኡሺ 🥺😇
2026-06-19 01:20:28
0
To see more videos from user @kiyaye014, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About