@shambelarefaine: #ህዝቢ_ትግርኛ_ምእንቲ_ሓድነት_ዝኸፍሎ_ዘሎ_ዋጋ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ንሓድነት ተባሂሉ ህዝቢ ትግርኛ ክኸፍሎ ዝተጻዕኖ ዋጋ ክጠቅስ ክፍትን ኢየ። ዝተረፈ ባዕልኹም መልእዎ። 💠ኣዋልድና ክዋረዳን ክሓስራን ተገዲደን። 💠ከተማታትና ናብ ገጠር ከም ዝጸርያ ኮይነን። 💠ሓዳር ትግርኛ ከምዝሓስር ኮይኑ። 💠ህዝቢ ትግርኛ ከም ዝደኪ ተጌሩ። 💠ቋንቋና ከም ዝዳኸም ኮይኑ። 💠ናይ ስራሕ ቋንቋ ደኣምበር ሃገራዊ ቋንቋ ክህልወና ኣይተደልየን። 💠እቲ ስልጡን ደረጃ ብሄር ዝበጽሐ ባህልናን ልምድናን ማዕረ እቲ ትሑት ደረጃ ውዳባ ዘለዎ እንዳውን ቀቢላውን ባህልታት ክረአ ተጌሩ። 💠ህዝቢ ትግርኛ ብስደት ልቡ ከም ዝጠፍኦ ተጌሩ። 💠ዘይተመርመረ መግብታት ብኮንትሮባንድ ዝኣተወ ኣደዳ ካንሰርን ሕማም ኩሊትን መርዝን ከምዝከውን ጌርዎ. ኣሎ። 💠ኣብ ታሪኽ ህዝበ ኣግኣዝያን ታሪኽ ዝሰርሑ ኣቦታትና ምስሎም ኣብ ሃገራዊ ባጤራና ወይ እውን ስሞም ኣብ ኣገደስቲ ጎዶናታት ወይ ስም ከተማታት ወይ መጸውዒ ገዛውቲ ወይ ናይ ኮለጃት፡ ወደባት፡ ኣየርፖርት፡ ቤት ትምህርታት፡ መጸውዒ ከምዘይከውን ኮይኑ። 💠ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪቃ ባዕዳዊ ኣስማተን ቀይረን ብጥንታዊ ናይ ባዕለን ኣስማት እናተጸዋዓ ናትና ግን ከምኡ ኢሉ ክቕጽል ተፈሪዱ። 💠መራሕትና ባህላዊ ኣልባሳትና ክጽየንዎን መታን ንዓና ዝውክል ከይለብሱ ናይ በደዊን ባድላ ተኸዲኖም ጆግነን ጆግነን ክብሉ መሪጾም። 💠ስነ ጥበብናን ስነጥበባውያንናን ምእንቲ ሓድነት ደረት ተጌርሎም ክዓብዩ ከምዘይክእሉ ኮይኖም። 💠ምእንቲ ሓድነት ህጻውንቲ ከይተረፉ ሓሶት ክመሃሩን ክዝምሩን ተጌሩ። ንኣብነት “ሰሚራ-ሰሚራ ጓል ኣስመራ፡…..ኣብቲ ገምገም ባሕሪ ረኺበያ” ሰሚራ ኣስመራኡ ይኹን ባሕሩ ናህታ ኢዩ ናይ በይና፡ እንተ ስምረት ግን ናይ ሰሚራ ሰራሕተኛ ድያ ጽግዕተኛ እዝግሄር ይፈልጥ። ንግጥሚ ኢሎም ሰሚራ ከምዝበሉ ዝመስሎ ገርሂ መቸም ኣይሰኣንን እንድዩ፡ ብፊደል “ራ” ዝውድእ ኣስማት ኣውልድና ደኣ ኣዲኡ ትቑጸሮ፡ (ሳራ፡ ክብራ፡ ኣዝመራ….)። 💠ንሓድነት ክበሃል ንሕናን ህዝቢ ትግራይን ዘራኽብ ነገር ከም ዘየብልና ጌርካ ከምዝሕሰብ ኮይኑ። ኣብ ድራማታትን ፊልምታትን ኣንጻር ህዝቢ ትግራይ ብግሁድ ምጉስጓስ ተለሚዱ። 💠ምእንቲ ሓድነት ኣኽሱም ንዓና ከምዘይትብጻሓና፡ ባሕሪ ከኣ ንህዝቢ ትግራይ ከምዘይብጸሖ ኮይኑ። ባዕልኩም መልእዎ። @ሃብቶም Habtom הבטום
ፍሥሓ ዘ-ብሔረ ኣግዓዚ
Region: DE
Saturday 20 June 2026 08:26:23 GMT
Music
Download
Comments
ፊሊ ፈቓር ወትሩ ሕጉስ :
2026-06-20 09:22:36
6
Scarface :
waero 🥰🥰🥰
2026-06-20 10:34:28
3
sami :
ajeki natey 🥰🥰🥰🥰🥰🙏
2026-06-20 16:18:10
1
2026 :
2026-06-20 09:36:05
3
ሊንጎ ወዲ ባድመ :
🥰✌️👌
2026-06-20 11:08:22
3
ML1437☦️🌴🇪🇷 :
2026-06-20 13:25:07
2
ፊሊ ፈቓር ወትሩ ሕጉስ :
2026-06-20 09:16:09
2
ablelomhaile281 :
💯👌✨️💫✨️woww ✨️Respekt sister ✨️⛪️🙏🙏🙏
2026-06-20 12:19:46
1
ፊሊ ፈቓር ወትሩ ሕጉስ :
2026-06-20 09:16:37
0
I Love you Mamm :
2026-06-20 14:28:37
1
sim eri🇪🇷🇨🇵 :
🥰🥰
2026-06-20 11:25:05
3
To see more videos from user @shambelarefaine, please go to the Tikwm
homepage.