@meley24may91: ማህደር ታሪኽ ይቕጽል! ኤርትራ፣ሃገረ ሰማእታት እያ።እምበኣር ንበጃ ሃገርን ህዝቢን ዝሓለፉ እቲ ዝኽሪ'ኳ ክውሕዶም። ኤርትራ፣20 ሰነ ሃገራዊ መዓልቲ ሰማእታት፣… ብዛዕባ ስውኣትና፣ ኣብዚ መልእኽቲ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ፤ብሰፊሕን ገላጺን ንማህደር ታሪኽና ስለዝተንተነ'ውን አድንቆ። እቲ ጫፍ ብልሒ፣…ብስነ-ፍልጠታዊ ፖለቲካ'ውን ክንዮ እቲ ጉዳይ ተቓውሞን ውልቃዊ ጽልኢን እዩ ሓሊፉ ዝሓስብ። ነስተውዕል!ግዕዘ ምሕደራ የለን…ሕድሪ ሰማእታት ኣይተጠልመን ኣይኰንኩን ዝብል ዘለኹ።እቲ ስነ ምጉት ምስቲ ጨቋኒ ስርዓትን ስነ-ሓሳቡን'ምበር ምስ ግቡእ ዝፈጸሙ ሰማእታት ምርጻም ስንፍና እዩ ብወገነይ። ደቂ-ሃገረይ፣እምበኣር ብሓቂ ጥዑያት ንርሑቕ'ንሓስብ እንተኰይናስ እዛ መረዳእታ ኣብ ኩሉ ወዲ ሃገር ክትሰርጽ ሓደራን ለበዋይን እያ።ብፍሉይ ኣብ መንእሰያትናን መጻኢ ወሎዶታትን …………እወ፣ንጅግና ዘየክብር ሕብረተ-ሰብ፣…………ዳግማይ ጅግና'ውን ክፈጥር ይጽገም እዩ። ዘልኣለማዊ ኽብሪን ዝኽሪን ንሰማእታትና።ሕድሮም ብግብሪ ይደበሱ።እቲ ግብሪ ድማ፣ወፍሪ ንቅዋማዊት ኤርትራ፣…መሰል ኩሉ ወዲ ሃገር ዝሕለወላ…ብሕጊን ፍትሒን ሓርነትን እትምሓደር፣…እወ፣ልዕሊና ሕጊ፣ ማሕበራዊ ፍትሒን ሓርነትን ምንጋስ እዩ።ስለዚ፣ማህደር ታሪኽና ይቕጽል!#eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok

ኤርትራ^*^ERITREA^*^መለይ
ኤርትራ^*^ERITREA^*^መለይ
Open In TikTok:
Region: GB
Saturday 20 June 2026 09:25:25 GMT
14710
429
10
63

Music

Download

Comments

usr_f578vis6895
🦅ubbeየ :
ወዲ ሃይለ 😇
2026-06-21 00:03:57
0
wedi.haji00
wedi haji :
yes
2026-06-20 17:45:46
0
arontekie
eri.boyy :
🥰🥰🥰
2026-06-20 20:22:24
0
natalina.mariyo
natalina Mariyo :
🙏🙏🙏🥰🥰🥰
2026-06-20 10:07:59
0
sidonamariyo03
Sidona&Eritrea🇪🇷🫶🇪🇷🐪 :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-20 11:56:53
0
To see more videos from user @meley24may91, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About