@3zy84: ✍️-^ሓቅኻ ኢኻ፣ ብዙሕ ሰብ ንስቕታ ከም ፍርሂ ወይ ከም ድኻም ገይሩ ይወስዶ እዩ። ✍️፡.. እዚ ግን ናይቶም ተዓዘብቲ ናይ ረዲእቶ ጌጋ እዩ። ሰባት ንስቕታ ከም ፍርሂ ዝወስዱሉ ምኽንያታት፡ብድምጺ ስለ ዝመዝኑ፦ ዓው ኢሉ ዝዛረብ ጥራይ ጅግና ይመስሎም። ✍️ ~ ብጌጋ ስለ ዝትርጉሙ፦ ስቕታ ምኽባር ወይ ዕግስት ምዃኑ ኣይርድኦምን። ✍️ ~ ጎንጺ ስለ ዝደልዩ፦ ስቕ ክትብል ከለኻ ከም ዝሰዓሩኻ ይስምዖም። ✍️ ~ ኣብ ሓቀኛ ህይወት ግን፥ እቲ ዝበለጸ መልሲ ስቕታ እዩ። ምኽንያቱ ሓይሊ ዘለዎ ሰብ ቃላቱ ኣየባኽንን እዩ፡፡✍️❤️🙏

💗𝗟𝗼𝘃𝗲❤️‍🩹
💗𝗟𝗼𝘃𝗲❤️‍🩹
Open In TikTok:
Region: KE
Saturday 20 June 2026 10:20:13 GMT
4454
238
3
36

Music

Download

Comments

jon.hane3
ኣጀኪ ነብሰይ ክሓልፍ ዩ 365 :
tankwi
2026-06-20 15:25:37
0
may.life.mom
may life mom 👩‍🍼👸🌏💋 :
❤️❤️❤️
2026-06-20 10:28:17
0
user81803355419130
user81803355419130 :
😁😁😁
2026-06-20 10:59:30
0
To see more videos from user @3zy84, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About