@khoi_mt: #khoi_mt #fyp #stt

khói_mt
khói_mt
Open In TikTok:
Region: VN
Saturday 20 June 2026 12:57:12 GMT
2351
79
1
4

Music

Download

Comments

beziattruong20.10
𝓑𝓮́𝔃𝓲𝓪𝓽 𝓣𝓻𝓾̛𝓸̛𝓷𝓰ᥫ᭡ :
Yeah ❤️❤️❤️
2026-06-21 13:39:10
0
To see more videos from user @khoi_mt, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"ምኽረይ'ዶ ክልግሰልካ... 1" ቅድሚ ኩሉ ምስ ነብስኻ ብዙሕ ግዜ ሂብካ ክትዕልል እንተ ዘይክኢልካ ርእስኻ ናብቲ ምእከቢ ብዙሓት ርሳሓት ናይ ሚድያታት ክትመልኦ ክእዝዘካ እዩ፡ ካብቲ ኣብ ጽምዋ ኮይንካ ምስ ኣምላኽካን ምስ ነብስኻን እትማያየጠሉን እትማኸረሉን እዉን ክርሕቀካ እዩ ። ስለዚ ርሳሓት ሚድያ ከይቆጻጸሮ ርእስኻ፡ ምስ ነብስኻ ብዙሕ ግዜ ክትሕልፍ ፈትን ። 2" ኣብቲ እትድይቦ መድረኽ ብዙሓት ሰባት ንቃልካ ክሰምዑ ጽን ዝብልሉ እዋን ቃላትካ ተጠንቂቅካ ፡ እንታይ ከም ትዛረብ ከተስተዉዕል እንተ ዘይክኢልካ እቶም ክሰምዑኻ ተኣኪቦም ዘለዉ ሰባት ንጌጋኻ ከናድዩ ከም ዝጽዕሩ ኣይትዘንግዕ ፡ዋላ 100 ግዜ ጽቡቅን ፡ ቅኑዕን ተዛረብ ሓንቲ ቃል እንተ ተጋጊኻ ግን ነቲ 99 ጽቡቅን ፡ቅኑዕን ደምሲሶም በታ ሓንቲ ዝተጋገኻያ ጌጋ ክፈርዱኻ ሙኻኖም ኣይትዘንግዕ። 3" ሽሕ ግዜ ገርሂ ኩን ፡ሽሕ ግዜ ለዋህ ኩን ግርህናኻን ፡ለዉሃትካን ገደብ ክትከብረሉ እንተ ዘይክኢልካ ፡ በቲ ቀዳማይ ዓርከይ ፡ ማሓዛይ ፡ መቅርበይ ፡ ፈታዉየይ ፡ እትብሎ ሰብ ከቢድ ጉድኣት ከም ትጉዳእ ፍለጥ ምኽንያቱ ለዉሃትካን ፡ ግርህነትካ ፡ከም ሓደ ዘይሓስብ ፡ዘየማዛዝን ፡ዓሻ ሰብ ጌሮም ስለ ዝቆጽሩኻ ። 4 "ስቕታ ምዝዉታር ኣብ ዓለም እቲ ዝበለጸ ሓደ ወርቃዊ ትዕድልቲ እዩ ፡ ምኽንያቱ እቲ ዝኸፈአ ሓደጋ ብመልሓስካ እተዉጽኦም ቃላት ስለ ዝመጹ ፡ እቲ ምንታይ ሓንሳብ ዝተሰንደወ ቃል ልክዕ ከምቲ ሓንሳብ ዝታዓዘረ ዕድመ ፡ወይ ድማ ግዜ ክምለስ ዘይክእል ስለ ዝኾነ ፡ ብብዝሒ ስቕታ ምዝውታር እዉን ክሃሴካ ስለ ዝኽእል ኣበይ ስቕ ትብል ኣበይ ትዛረብ ከተስተዉዕል ከም ዘለካ ጥራይ ተገንዘብ ። 5 " ነቶም ኣብ ግዜ ሓጎስካ ምሳኻ ዝሕጎሱ፡ኣብ ግዜ ዓወትካ ዘንጨጭጭቡ ሰባት ብዙሕ ኣይትእመኖም፡ ነቶም ኣብ ሓዘንካ ዝሓዝኑ ኣብ ዝወደቅካሉ ዝድግፉኻ ቀዳምነት ስርዓዮም ምኽንያቱ እቶም ኣብ ሓጎስካን ፡ኣብ ዓወትካን ዘንጨብጭቡ ኣብታ ግዜ ሽግርካ ኣብ ክንዲ ዝድግፉኻን ዝሕግዙኻን ካባኻ ክሕቡኡን ፡ክሃድሙን ስለ ዝራኣዩ። ቤት ፍቕሪ 👈 follow ግበሩ ።

About