@laynamrs: @floai.app 💕

Layna
Layna
Open In TikTok:
Region: FR
Saturday 20 June 2026 19:52:48 GMT
1019
65
2
1

Music

Download

Comments

user1350287712063
user1350287712063 :
🥰BEAUTIFUL ⚘️
2026-07-24 16:54:55
0
cris.gene.o.san.j
🐁Ratthew 🐭 :
eat papaya ❤️❤️❤️
2026-06-23 12:35:23
0
To see more videos from user @laynamrs, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣብ ሓደ ዓዲ፡ ኣብ ውራይ ተኣኪቦም ብዛዕባ ሓደ ብውሕጅ ዝተወስደ መንእሰይ የዕልሉ ነበሩ።
ኣብ ሓደ ዓዲ፡ ኣብ ውራይ ተኣኪቦም ብዛዕባ ሓደ ብውሕጅ ዝተወስደ መንእሰይ የዕልሉ ነበሩ። "እከለ ምስኪናይ፡ ውሕጅ ወሲድዎ አዋይ ወደይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ" እናበሉ ክሓዝኑ ከለዉ፡ ሓደ ዕብይ ዝበለ ሰብኣይ ትቕብል ኣቢሉ፦ "ሰነፍ ኮይኑ እምበር፡ ውሕጅ ድዩንሰብ ዝወስድ?" በሎም። እቶም ሰባት ተገሪሞም ኣፍጢጦም ጠመቱዎ። "ኣታ ሓውና! እንታይ ማለትካ እዩ? ውሕጅ ዘይወስዶ ሰብ ኣሎ ድዩ? ወሲዳቶ እወ!" በልዎ። እቲ ሰብኣይ ግን ብድፍረት "ኣይትወስድን እያ!" ኢሉ ደረቐ። እቲ ክትዕ ምስ በዝሐ፡ "በል ገንዘብ ነትሕዝ፡ ውሕጅ ይወስድ እዩ!" በልዎ። ንሱ ድማ "ዝደለኹምዎ ኣትሕዙ፡ ውሕጅ ኣይወስድን እዩ" ኢሉ ተኻትዖም። ገንዘብ ኣትሓዙ።💸 ሕጂ እቲ ዝተረፈ ፈተና ጥራይ እዩ። "በል ሕጂ ንዓናይ ናብቲ ውሕጅ ዝርከበሉ ቦታ፡ ሰብኣይ እንተ ኴንካ ከተርእየና!" በልዎ። እቲ ሰብኣይ ግን ካብ ዘለዎ ቦታ ከይተንቀሳቐሰ ከምዚ በሎም፦ "ኣብቲ ውሕጅ ዘለዎ ቦታ እንተ ኸይደ ደኣ ክወስደኒ እንዲዩ! ኣብዚ ኮፍ ኢለ ግን መጺዩ ዝወስደኒ የለን። አቲ ወድና ድማ ነቲ ውሕጅ ብዓሉ ስለ ዝኸዶ ኢዩ ወሲድዎ። ስለዚ ውሕጅ ንሰብ ኣይወስድን እዩ በሎም!" 😂 እቶም ሰባት ብመልሱ ስለ ዝተረትዑ፡ ገንዘቡ ሂቦም ኣፋነዉዎ። ሞራል ናይዛ ዛንታ✨: ዝበለጸ ብልሒ ካብ ሓደጋ ምርሓቕ እዩ። ጸገማት ንዓኻ ክስዕሩኻ ዝኽእሉ፡ ንስኻ ባዕልኻ ናብቲ ናይ ሓደጋ ቦታ ምስ እትኸይድ ጥራይ እዩ። ሓደ ነገር ንዓኻ ሓደጋ ክኸውን ዝኽእል፡ ንስኻ ብፍቓድካ ዕድል ምስ እትህቦ እዩ። ስለዚ ብገዛአ ፍቃድካ ናብ ሓደጋ ኣይትኺድ ።🙏✨ ንስኻትኩም ከ እንታይ ትብሉ? እቲ ሰብኣይ ቅኑዕ ዲዩ ኔሩ ወይ ተጋጊዩ ? መልሲ ኣብ ኮመንት 👇✍️ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok #habeshatiktok #tigraytiktok

About