@interlink74760413: ITL=utility backed by activity. Through @ATV_Interlink, real exchanges of goods & services help create a dynamic market benchmark. 10K+ verified testnet transactions→ current average ~$209 / ITL More ecosystem growth=stronger data=stronger foundation.📈 #InterLink #ITLG #ITL

Tommy interlinklab 74760413
Tommy interlinklab 74760413
Open In TikTok:
Region: US
Sunday 21 June 2026 01:09:06 GMT
35
1
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @interlink74760413, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሓደ መምህር ስነ-ልቦና ኣብ ክፍሊ እናምሃረ ከሎ፣ ፍርቂ ብርጭቆ ማይ ሒዙ ንተምሃሮኡ ሓተቶም፦
ሓደ መምህር ስነ-ልቦና ኣብ ክፍሊ እናምሃረ ከሎ፣ ፍርቂ ብርጭቆ ማይ ሒዙ ንተምሃሮኡ ሓተቶም፦ "እዚ ኣነ ሒዘዮ ዘለኹ ብርጭቆ ክብደቱ ክንደይ ይኸውን በሎም?" ​ ተምሃሮ ከከም ግምቶም "50 ግራም" "100 ግራም" እናበሉ መለሱሉ። እቲ መምህር ግን ከምዚ በሎም፦ ​ "ክብደቱ ኣብቲ ግራም ዘይኮነስ፣ ኣብቲ ሒዘዮ ዝጸናሕኩሉ ግዜ እዩ ዘሎ። ንሓደ ደቒቕ እንተሒዘዮ ምንም ኣይከብደንን እዩ። ንሓደ ሰዓት እንተሒዘዮ ግን ኢደይ ከረብርበኒ እዩ። ንምሉእ መዓልቲ እንተሒዘዮ ድማ ኢደይ ደንዚዙ እቲ ብርጭቆ ድማ ክወድቅ እዩ። ክብደት እቲ ማይ ኣይተቐየረን፣ ግን ዝያዳ ብዝጸናሕኩሉ መጠን ዝያዳ እናከበደኒ ይኸይድ።" በሎም ​ ኣብ ህይወትና ዘጋጥሙና ጸገማትን ጭንቀትን ከምዚ ብርጭቆ ማይ እዮም። ብዛዕባኦም ንቁሩብ ግዜ ምሕሳብ ንቡር እዩ። ንነዊሕ ግዜ ምስ እትሓስበሎም ግን ከሳቐዩኻ ይጅምሩ። ምሉእ መዓልቲ ሒዝካዮም እንተዊዒልካ ድማ፣ ምንም ስራሕ ከይሰራሕካ የሰናኽሉኻ። ​ ቅድሚ ምድቃስካ፣ ነቲ ዝከበደካ "ብርጭቆ" ናይ ጭንቀት ኣውሪድካ ኣዕርፍ።​ክሳብ ክንደይ ትሕዝቶ ኣለካ ዘይኮነስ፣ ንኽንደይ ግዜ ኢኻ ጾርካ ተሰኪምካዮ ትጓዓዝ ዘለኻ? ሓደ ሓደ ግዜ ዕረፍቲ ማለት እቲ ዘጋጠመካ ነገር ምፍታሕ ዘይኮነስ፣ ካብ ኣእምሮኻ ኣውሪድካ ምቕማጥ ማለት እዩ።

About