@_ahm.8_: #تصميم_فيديوهات🎶🎤🎬 #هاشتاقات_تيك توك العرب #لايك _متابعة _اكسبلور ❤🔥#مشاهدة_التيك_توك

«الـمـَصِـمـٌم♪احٌـ♕ـٌد»
«الـمـَصِـمـٌم♪احٌـ♕ـٌد»
Open In TikTok:
Region: LY
Sunday 21 June 2026 09:20:05 GMT
9382
601
0
50

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @_ahm.8_, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኤርትራ፣ ብመስመር ቴሌፎን ወይ ADSL፣ ለይታዊ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ዞባታት ክጅምር ምዃኑ ተሓቢሩ - ካብ ሰዓት 10 ናይ ምሸት ክሳብ ሰዓት 6 ወጋሕታ፣ 512 Kbps ኣገልግሎት ኢንተርነት ንዝጥቐሙ፣ ልዕሊ 1500 ናቕፋ ወይ ልዕሊ 100 ዶላር ኣብ ኤርትራ፣ ብገመድ ኣብ ዝሰርሕ መስመር ቴሌፎን ወይ ADSL ፣ ለይታዊ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ዞባታት ክጅምር ምዃኑ ተሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ተዘርጊሑ ዘሎ ሓበሬታ፣ ካብ ሰዓት 10 ናይ ምሸት ክሳብ ሰዓት 6 ወጋሕታ፣ በዚ መስመረ እዚ  ናይ 512 Kbps ኣገልግሎት ኢንተርነት ንዝጥቐሙ ዜጋታት፣ ልዕሊ 1500 ናቕፋ ወይ ልዕሊ 100 ዶላር ክኸፍሉ'ዮም። ዝበዝሐ ህዝቢ ዓለም፣ ብሞባይል ዳታ፣ ፋይበርን ስታርሊንክን፣ ብናይ ጊጋታት ዓቐን ብቅልጡፍ ዝውንጨፍ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ዝረኽበሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኤርትራ ብገመድ ብዝሰርሓ ናይ ገዛ ቴሌፎናት፣ ብኪሎባይት ዝዕቐን፣ እሞ ድማ ለይቲ ጥራይ ዝፍቀድ ኣገልግሎት ክህብ ምጅማሩ፣ መንግስቲ ኤርትራ ክምጎሰሉ ዘይኮነ ክንቐፈሉ  ከምዝግባእ'ዮም ዝተፈላለዩ ወገናት ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ርእይቶታቶም ዝህቡ ዘለው። ብመሰረት ጸብጻብ ኣህጉራዊ ማሕበር ቴሌኮሚኒኬሽን፣ ኤርትራ፣ ብኣገልግሎት ኢንተርነት፣ ካብተን ዝተሓተ ደረጃ ዝሓዛ 10 ሃገራት ዓለም'ያ። ኣብ ኤርትራ፣ ብዝሒ ተጠቐምቲ ኢንተርነት ትሕቲ ሓደ ሚእታዊት ምዃኑ'ዩ ኣብቲ ጸብጻብ ሰፊሩ ኣሎ።

About