@adeyshikorr: ምህላው ልዕሊ ኩሉ እያ ። ምህላው ዓይኒ ሎምን ጽባሕን እያ ። ብዘይ ምህላው እትረኣ ሓዳሽ ጸሓይ የላን ። ☀️👁️💖 ሎሚ ምስ ሓደ ሰብ ኣዕሊልና ። ድሕሪ ነዊሕ ስለ ዝተራኸብና እቲ ዝበዝሐ ዕላልና "ኩስቶ'ኸ ኣሎ'ዶ ፡ ኩስቶ'ኸ ኣበይ ኣሎ ፡ " ዝብል ሕቶታት ዝበዝሖ፡ ብሕቶታት ህላወ ዝተዓብለለ'ዩ ኔሩ ። 🗣️👥❓ ንብዙሓት ዘኪርና ናብ ሓደ ብብዙሕ ዘየመስግን ፈላጢና ምስ በጻሕና ንሱ ስለኒዝረኸቦ ከመይ ከምዘሎ ንኽነግረኒ እናስሓቕኩ ሓተትክዎ ። ምኽንያቱ ፡ በታ ንኹላትና እተገርም ወትሩ ምረት ጥራይ እትፍልፍል መልሓሱ ስለዝሰካሕና ። 😂🤐💭 "ሎሚ ካብ ርሑቕ እንድሕር ርእየዮ መንገደይ'የ ዝቕይር ፡ ካብቲ ትፈልጦ ንላዕሊ ኣዝዩ መማረሪ ኰይኑ ። ኩሉ ሰብ ብኸምኡ ፈሊጥዎ ። ካብ ንግሆ ክሳብ ጸሓይ ትዓርብ ተስፋኻ ዝቐትሉ ቃላት'ዩ ከውጽእ ዝውዕል" ምስ በለኒ ነገሩ ግርም ኢሉኒ ። 🚶‍♂️👣🗣️ "ንሱ እንዶ ኣይሓይሽን ካብ ሰቡ ፡ ተውሓዱ እቶም ብሩኻት ስድራቤቱ ዝገደፉሉ፡ ገዛውቲ እኳ ኣካርዩ ይበልዕ ኣሎ" ምስ በልኩዎ ዓርከይ ትቕብል ኣቢሉ :- 🏠🏘️💰 "እቲ ተመስገን ዝበል'ኳ እቲ ብዙሕ ረኺበ ዝብል ዘይኰነስ እቲ ዝረኸብክዎ እኹል'ዩ ዝብል እዩ" በለኒ ። ለካ እቶም ተመስገን ንብል እቶም ኩሉ ዝመልኣልና ጥራይ ዘይኰንናስ እቶም ኣምላኽ ከምዝምልኣልና እንኣምን ኢና ። ይጉደል ይብዛሕ ወትሩ ተመስገን ።🙏✨💖💯 ምኽንያቱ ፡ ልዕሊ ምርካብን ምስኣንን ምህላው ይዓቢ ። 🌱💎🙌 ━━━━━━━━━━━━━━━━━ 📌 ብሓቂ ምህላው ልዕሊ ኩሉ ዝኸበረ ህያብ እዩ ዝብል "ተመስገን" ኢሉ ይጽሓፍ። 👇🙏 ━━━━━━━━━━━━━━━━━ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #habeshatiktok #tigraytiktok

Nati🙏
Nati🙏
Open In TikTok:
Region: PL
Sunday 21 June 2026 12:21:39 GMT
5570
221
30
3

Music

Download

Comments

user9662627307035
ወዲ ዓባዩ👩‍🍼❤️ :
ናይ ብሓቂ ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም🙏
2026-06-21 22:35:19
1
semharmhreteab7
hlna nay mnbar :
temesgen 🙏🙏🙏nay bhaqi abay aresti
2026-06-21 13:10:14
1
user1822216906355
kabila dc henus :
temesgen
2026-06-21 15:41:21
1
user4746379771562
$₩¡¥ :
temesgen
2026-06-21 16:51:37
1
michale.amanuel
Michale Amanuel :
ብርግጽ 🥰🥰👌
2026-06-21 21:35:17
1
wedi.mama723
«𝑡ℎ𝑎𝑛𝑘 𝑦𝑜𝑢 𝑔𝑜𝑑»(🙏) :
ተመስገን ስለ ኩሉ ነገር አምላኽይ🙏🙏🙏
2026-06-21 18:26:44
1
fxum.fqeri.kab.fxu
Fxum fqeri kab Fxum amlake 🙏 :
Temesgen Temesgen Temesgen amlakey 🙏🙏🙏
2026-06-21 20:38:19
1
hiyab33
ሂወት የድንግል ማርያም ልጅ :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-21 16:31:53
1
blenevents
B L E N :
❤️❤️❤️❤️❤️
2026-06-21 13:03:59
1
embrhaney76
embrhaney :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-21 12:52:28
1
hiwetgebre65
ሂዊ ጓል ተዋህዶ 🤲💒❤️ :
🥰🥰🥰🥰
2026-06-21 14:05:43
1
user3454176257975
Ruftalem :
🥰🥰🥰
2026-06-21 12:57:55
1
aman.daniel541
Aman aman :
🥰🥰🥰
2026-06-22 00:22:53
1
unbeatable3245
unbeatable 🥷 :
🥰🥰🥰
2026-06-21 13:38:02
1
qusu3214
Qusu Kidane :
🥰🥰🥰🥰
2026-06-21 13:46:16
1
To see more videos from user @adeyshikorr, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About