@etyyuufddd: 👇,ንሰበይትኻ ወይ ንኣፍቃሪትካ፡ እቲ ክትህባ ትኽእል ዝዓበየ ህያብ ግዜ'ዩ። ✍️ስለዚ ቅድሚ ኩሉ እኹል ግዜ ሃባ። ሓብሕባን ተኸናኸናን፡ ንሳ ድማ ዕጽፊ ጌራ ክትመልሰልካ እያ። ✍️ጓል ኣንስተይቲ ብተፈጥሮኣ፡ ነቲ ዝሃብካያ ወይ ዘርእኻያ፡ ዕጽፊ ጌራ ናይምምላስ ተውህቦ ኣለዋ፡ ✍️ጓል ኣንስተይቲ፡ ኩሉ ነገራ ፍቕሪ ሓልዮት፡ ሰላም ወዘተ'ዩ። ✍️ጓል ኣንስተይቲ፡ ኣዴኻ፡ ሓፍትኻ፡ ሰበይትኻ ኣደ ደቅኻ መሓዛኻ፡ ብዓቢኡ ከኣ እታ ናይ ዘለኣለም ሓጋዚትካን ደጋፊትካን'ያ። ❤️ንሰበይትኻ ወይ ኣፍቃሪትካ፡ ሓብሕባን ኣሐንቅቃን፡ ንሳ ኩሉ ነገርካ'ያ❤️🫂💋🫂❤️🩹👑
𝐑𝐀𝐤𝐢❤️🔐
Region: SA
Sunday 21 June 2026 13:31:26 GMT
Music
Download
Comments
ቃንዛ ኣለኒ😭😭💔 :
ያ።🥰🥰🥰
2026-06-21 17:39:04
0
ቭዕዛ ወጀረተይቲ 💚♥️ :
።👑♥️
2026-06-21 16:38:14
0
kus ዕባይ ጋል ገጠር☘️👸 :
🥰🥰🥰
2026-06-21 16:12:19
0
ሓፋር ዒዋላ🤟🥵 :
🥰🥰🥰🥰
2026-06-21 15:52:39
0
ቃንዛ ኣለኒ😭😭💔 :
🥰🥰🥰
2026-06-21 17:39:09
0
To see more videos from user @etyyuufddd, please go to the Tikwm
homepage.